Category: ሃገራዊ ዜና

ዙር ርዋንዳ፣ ናትናኤል ተዓዋቲ ማልያታት ብጫ፣ ጻዕዳን ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃን ኮይኑ
Radio Erena: 01 March 2020
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን፣ ወናኒ ብጫ ማልያ ዙር ርዋንዳ 2020 ኮይኑ።
ኣብ ቱር ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ጋቦን ሰኣን ሓንቲ ካልኢት ንብጫ ማልያ ዝሰኣነ ናትናኤል [...]

ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ኔቭሰን ንዘቕረቦ ጥርዓን ነጺጉ
Radio Erena: 01 March 2020
ነቭሰን ሪሶርስስ፣ ብሰለስተ ኤርትራውያን ንዝቐረበሉ ክሲ ኣብ ቤት ፍርዲ ከይረኣይ ንዘቕረቦ ጠለብ ብቤት ፍርዲ ካናዳ ተነጺጉ።
ሓልዮት ንሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ነቭ [...]

29 ለካቲት፣ ኣብ 4 ዓመት ሓንሳብ ጥራይ እትመጽእ ፍሉይቲ ዕለት ኮይና ሓሊፋ
Radio Erena: 01 March 2020
ትማሊ 29 ለካቲት፣ ኣብ 4 ዓመት ሓንሳብ እትመጽእ ፍሉይቲ ዕለት ኮይና'ያ ሓሊፋ።
ወርሒ ለካቲት ኣብ 28 መዓልታት ክትውድእ እንከላ፣ ኣብ ነፍሲወከፍ 4 ዓመት ግና ሓንቲ መዓልቲ [...]

7ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ወናኒ ብጫ ማልያ ናትናኤል ተስፋጽዮን ናይ ግዜ ፍልልያቱ ኣዛይዱ
Radio Erena: 29 February 2020
ብጫ ማልያ ለቢሱ ንኽብሩ ኣብ ምክልኻል ዝርከብ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን፣ ሎሚ ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝተገብረ ናይ4.5 ኪሎ ሜትር ርሕቕት ዝነበሮ ናይ ክሮኖሜትር ውድድር፡ [...]

6ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ናትናኤል ብጫ ማልያ ይዕቅብ፣ ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ ማልያኣ ተረክብ
Radio Erena: 28 Febrauray 2020
ዙር ርዋንዳ 2020 ሎሚ ዓርቢ ንሻዱሻይ መዓልቱ ኣብ ዝቐጸለሉ: ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ካብ ልሙድ ወጻኢ ዓወት ኣይቐንዖም።
ኣብ'ዚ ካብ ናይ ትማሊ ብዝሕይል ዝናብን ንፋስን [...]

5ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ኤርትራ ናይ ቀዳማይ ደረጃ ክብራ ከየድፈረት ቀጺላ
Radio Erena: 27 February 2020
ዝሓለፈ ሰንበት ዝጀመረ ዙር ርዋንዳ 2020፣ ሎሚ ሓሙስ'ውን ንሓሙሻይ መዓልቱ ቐጺሉ ኣርፊዱ።
ኣብ'ዚ ብዝናብ ተሰንዩ ዝተኻየደ ናይ ሎሚ ቅድድም፣ ተወዳደርቲ ካብ ሩባቩ ናብ [...]

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘዳለውዎ ቅብኣ ብዘይ ኣስማት ንምርኢት ክቐርብ’ዩ
Radio Erena: 27 February 2020
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘዳለውዎ ፍርያት ቅብኣን ካልእ ስነ ጥበባዊ ፍርያትን ብዘይ ኣስማት ንምርኢት ክቐርብ ምዃኑ ዮርሳሌም ፖስት ሓቢሩ።
እቲ ብስደተኛታት ኤርትራን ሱ [...]

4ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ተዓዊቱ
Radio Erena: 26 February 2020
ዙር ርዋንዳ ሎሚ ረቡዕ ዝነውሐን ዝጸንከረን መድረኽ ኣብ ዘሰላሰለሉ: ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን ተዓዊቱ።
ኣብ'ዚ 206.3 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነን ብዓቐባት ዝተዓብ [...]

ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከይኣትዉ ተኸልኪሎም
Radio Erena: 25 February 2020
ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከይኣትዉ ከምዝተኸልከሉ ቤት ጽሕፈት እታ ቤተ ክርስትያን ኣብ ዝዘርግሓቶ መግለጺ ኣመልክታ።
ብመሰረት እቲ መግለጺ፣ ብ [...]

3ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ንፈረንሳዊት ክለብ ዝወከለ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ብጫ ማልያ ለቢሱ
Radio Erena: 25 February 2020
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ፈረንሳዊት ክለብ ኒፖ ዴልኮ ቢንያም ግርማይ፡ ሎሚ ሰሉስ 25 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ 3ይ መድረኽ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ርዋንዳ፡ ካብ ካዛኪስታናዊ የቭገኒይ ፌዶ [...]