Category: ሃገራዊ ዜና
ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ግፋ ይቕጽል ኣሎ
Radio Erena: 18 May 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ሓያሎ ከባቢታት ጸጸኒሑ ክካየድ ዝጸንሐ ግፋ ይቕጽል ኣሎ።
ኣብ ኣስመራ፣ ብዘይካ'ቲ ናብ ኩሉ ዞባታት ዘንቀሳቕስ መስመራት ዝካየድ ዘሎ ተፍትሽን ግፋን፣ ኣብ ካልኦት ከተ [...]
ኣብ ኢጣልያ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ሚላን፣ ክልተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ዘሳትፈን ደረጃ ኣመዝጊበን
Radio Erena: 18 May 2021
ብ16 ግንቦት ኣብ ኢጣልያ፣ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ሚላን ዝተሳተፋ ኤርትራውያን ኣትሌታት ናዝሬት ወልዱን ኮኾብ ተስፋጋብርን፡ ናብ ውድድር ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ዘእትወን ሚኒማ፡ [...]
ሶማል፣ ናብ ኤርትራ ተላኢኾም ናይ ዝተባህሉ ወትሃደራት ደሃይ ዝጠፍኦም ስድራቤታት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 16 May 2021
ናብ ኤርትራ ተላኢኾም ናይ ዝተባህሉ ወትሃደራት ሶማል ደሃይ ዝጠፍኦም ስድራቤታት ኣብ ከተማ ሞቛድሹ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
እቲ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ከተማ ሞቛዲሹ፣ ኣብ ቀጽሪ ቤተ [...]
ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ንሓምሻይ እዋን ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ መራሕቲ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ዝተረኽብሉ፣ ቃለ መሓላ ፈጺሙ
Radio Erena: 16 May 20201
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ንሓምሻይ እዋን ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ መራሕቲ ኢትዮጵያን ኬንያን ዝርከብዎም ብርክት ዝበሉ ሰበ ስልጣን ዝተፈላለያ ሃገራትን ማሕበራትን ኣብ ዝተረ [...]
ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደት ዘካየደ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ጸብጻብ ውጽኢት ዑደቱ ኣቕሪቡ
Radio Erena: 16 May 2021
ካብ 4 ክሳብ 13 ግንቦት ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዑደት ዘካየደ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ጸብጻብ ውጽኢት ዑደቱ ኣቕሪቡ።
ጀፍሪ ፈልትማን ኣብ ጸብጻቡ፣ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ም [...]
” ኩሎም ሓሙሽተ ጳጳሳት ሕጹያት ኮይኖም ክቐርቡ ኮነ ክምረጹ ፍቓደኛታት ኣይነበሩን።” መግለጺ ሲኖዶስ ኤርትራ
Radio Erena: 14 May 2021
ብህግደፍ ዝመሓደር ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፣ ሓምሻይ ፓትርያርክ መሪጹ።
እቲ መሳርሒ ፖለቲካ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት ምዃኑ ዝንገረሉ ሲነዶስ፣ ብ13 [...]
ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተመሳሰለ ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ረዲኤት ከይኣቱ ይዓግት ከምዘሎ CNN ኣቃሊሑ
Radio Erena: 13 May 2021
ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተመሳሰለ ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ህጹጽ ረዲኤት ከይባጻሕ ይዓግት ከምዘሎ CNN ኣቃሊሑ።
እቲ ሓደ ካብ ዓበይቲ መደበራት ቴሌዢዥን ዓለም፣ ኣብ 21 ሚያዝ [...]
ስዊዘርላንድ፡ ኣብ ሽዱሽተ ግዝያዊ መጽንሒ ማእከላት ዝርከቡ ልዕሊ 1500 ሓተትቲ ዑቕባ ዓመጽ ከምዝተኻየደ ተቓሊዑ
Radio Erena: 13 May 2021
ኣብ ስዊዘርላንድ፡ ዑቕባ ንምሕታት፣ ኣብ ግዝያዊ መጽንሒታት ዝርከቡ ስደተኛታት፣ ኣብ ልዕሊኦም ሓይሊ ዝተሃወሶ ዓመጽን ኣካላዊ ጎነጽን ዝርከቦ ዝተፈላለየ ምግሃስ መሰላት ክካየድ ከምዝጸንሐ [...]

ናይ ረቡዕ 12 ግንቦት 2021 ፈነወ ራድዮ ኤረና
Radio Erena: 13 May 2021
https://www.youtube.com/watch?v=kOb_xUTZzPc [...]