Category: ሃገራዊ ዜና
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝርከብ ኤምባሲታቱ ክዓጽው እዩ
Radio Erena: 23 August 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝርከብ ኤምባሲታቱ ክዓጽው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ሰሙናዊ ኣብ ዝህቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ብዝሃቦ ቃል መሰረት፣ ኢትዮጵያ ካብ ዝ [...]
ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ
Radio Erena: 22 August 2021
ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝመሓላለፎ ሓበሬታ፣ መርሓ [...]

ቱርኪ፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ ሰላማዊ ምፍታሕ ንምርካብ ናይ ሽምግልና ቃል ኣትያ
Radio Erena: 19 August 2021
ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕ ኣለዎ ኢሉ ከምዝኣምን ገሊጹ።
ጣይብ ኤርዶዋን ኣብታ ሃገር ዑደት ምስ ዘካየደ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ [...]
መ.ኤርትራ፣ ንጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፈትሖ፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣባላት ዝተፈላለያ ክፍልታት ጸዊዖም
Radio Erena: 19 August 2021
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፈትሖ፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣባላት ዝተፈላለያ ክፍልታት ጸዊዖም።
እቶም ክኢላታት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዘቕረ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ትግራይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዝውዕል ሓገዝ ልኢኻ
Radio Erena: 18 August 2021
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ትግራይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዝውዕል ሓገዝ ልኢኻ።
ኣገልግሎት ዜና ኢማራት ብዘውጸኦ ሓበሬታ መሰረት፣ እታ ሃገር ምስ ዓለማዊ ውድብ መግቢ (WFP) ብምትሕ [...]
‘ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ተሪፉዋ ዘሎ መሬት ብሓይሊ ከተምልሶ ክትግደድ እያ’፡ ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን
Radio Erena: 18 August 2021
ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ተሪፉዋ ዘሎ መሬት ብሓይሊ ከተምልሶ ክትግደድ እያ ክብል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን ገሊጹ።
ላዕለዎት ሰበስልጣን ቆንስል መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን ዝተረኽቡሉ መበል 67 [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ብዝኸፈትዎ ተኹሲ፣ ሓደ የመናዊ ሞይቱ
Radio Erena: 17 August 2021
ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ብዝኸፈትዎ ተኹሲ፣ ሓደ የመናዊ ከምዝሞተ ማዕከናት ዜና የመን ሓቢረን።
ኣኽባር ኣልየመኒ ብወገኑ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ካልኦት ክል [...]
ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምእታው ካብ ዝሓለኑ ስደተኛታት፣ ሓደጋ ስለዘጋጠሞም ሓደ ኤርትራዊ ህይወቱ ስኢኑ
Radio Erena: 16 August 2021
ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምእታው ካብ ዝሓለኑ ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ስለዘጋጠሞም ሓደ ኤርትራዊ ህይወቱ ስኢኑ።
እቶም ኣስታት 36 ስደተኛታት ብሓሙስ 12 ነ [...]
ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ኣቢላ
Radio Erena: 15 August 2021
ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ከምዘበለቶ ተገሊጹ።
ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ፣ ስሞም ክጥቀሱ ካብ ዘይደለዩ ዲፕሎማስያዊያን ምንጭታቱ ብዝረኸቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ [...]
‘ወትሃደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ምሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብ ትግራይ ጃምላዊ ዓመጽ ደቂንስትዮ ፈጺሞም’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል
Radio Erena: 13 August 2021
ወትሃደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ሚሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሸሞንተ ኣዋርሕ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ኣትዮምሉ ኣብ ዝነበሩ እዋን፣ ጃምላዊ ዓመጽ ደቂንስትዮ ከምዝፈ [...]