Category: ሃገራዊ ዜና
ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ክትልግስ’ያ
Radio Erena: 02 September 2021
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ክልግስ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ መንግስቲ ነዚ ዘፍለጠ፣ ድሕሪ'ቲ ብ29 ነሓሰ፣ ኣብ ጀርመን ከተማ [...]
መበል 60 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዝከር ኣሎ
Radio Erena: 01 September 2021
ሓደ መስከረም፣ መበል 60 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ትዝከር ኣላ።
ባሕቲ መስከረም፣ መሰል ርእሰ ውሳኔኡ ብሕጋዊን ሰለማዊን መንገዲ ዝተነ [...]
ኤርትራ፣ ብጸቕጢ ደም ዝሳቐዪ ዝወሓደ ደቂ ተባዕትዮ ካብ ዘለወን ሃገራት ዓለም ምዃና ሕክምናዊ መጽናዕቲ ገሊጹ
Radio Erena: 31 August 2021
ብደረጃ ዓለም፣ ብጸቕጢ ደም ዝሳቐ ዘሎ ብዝሒ ህዝቢ፣ ኣብዚ 30 ዓመታት ብልዕሊ ፍርቂ ከምዝወሰኸ፣ ኣብ ሓደጋታት ዘይተላገብቲ ሕማማት ብምትኳር መጽናዕቲ ዘካየደ ማእከል ገሊጹ።
[...]
ኮሚሽን ኣህጉራዊ ሃይማኖታዊ ናጽነት ኣመሪካ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምግሃስ መሰል ምኽባር ሃይማኖት ዝኾነ ምምሕያሽ ከየርኣየ ይቕጽል ከምዘሎ ገሊጹ
Radio Erena: 30 August 2021
ኮሚሽን ኣህጉራዊ ሃይማኖታዊ ናጽነት ኣመሪካ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምግሃስ መሰል ምኽባር ሃይማኖት ዝኾነ ምምሕያሽ ከየርኣየ ይቕጽል ከምዘሎ ገሊጹ።
እቲ ኮሚሽን ዓመታዊ ኣብ ዘውጽኦ ንምኽባ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 118 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዝፈትሐት ሑቲ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 30 August 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ካብ ሽዱሽተ ክሳብ ትሽዓተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ቀይዲ ጸኒሖም ዝተባህሉ 118 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም ከምዝኣተዉ፣ ሑቲ ብ29 ነሓሰ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። [...]
‘ማሕበራዊ ቅርጺ ኢትዮጵያ ዓይንና እንዳረኣና ይበርስ ኣሎ’፤ ኣንቶንዮ ጉተረዝ
Radio Erena: 29 August 2021
ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ናብ ካልኦት ዞባታት’ታ ሃገር ብምስፍሕፍሑ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ከጋጥም እዩ፣ ክብል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
ኣንቶንዮ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ
Radio Erena: 29 August 2021
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ።
ካብ ቤት ጽሕፈት’ቲ ሕብረት ዝወጸ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፣ ፕረዚደንት ናይጀሪያ ነበር ኦሊሰጉን ኦባሳንጆ፣ ፍሉ [...]
ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ፣ መርገጺ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ኲናት ትግራይ ብዝምልከት መግለጺ ኣውጺኡ
Radio Erena: 26 August 2021
ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናትን መርገጺ ኣመሪካን ብዝምልከት መግለጺ ኣውጺኡ።
እቲ ኤምባሲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ፣ ኣ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ ዳግማይ ክኣቱ ምጅማሩ ኣሻቓሊ’ዩ’ ሕ.መ.ኣ.ን፣ ሕብረት ኤውሮጳን
Radio Erena: 25 August 2021
ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ ዳግማይ ክኣቱ ምጅማሩ ኣሻቓሊ’ዩ ክብሉ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን፣ ሕብረት ኤውሮጳን በብወገኖም ገሊጾም።
ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ሰኑይ 23 [...]

ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ ማዕቀብ ኣንቢራ
Radio Erena: 23 August 2021
ክፍሊ ሃብቲ ሃገር ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (US Treasury)፣ ኣብ ልዕሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ ናይ ቁጠባ ማዕቀብ ኣንቢሩ።
እቲ ማዕከን ሎሚ 23 ነሓሰ ኣብ ዘውጸኦ [...]