Category: ሃገራዊ ዜና
ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢረቻ ናብ ሰላማዊ ሰልፊ ተቐዪሩ።
Radio Erena: 02 October 2021
ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻዪዱ።
እቲ ብዕለት 2 ጥቅምቲ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ብብሄረ ኦሮሞ ዓመታዊ ዝካየድ በዓል ኢረቻ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሸውዓት ኣባላት ትካላት ረዲኤት ምስጓጉ ከምዘይቅበሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ
Radio Erena: 02 October 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሸውዓት ኣባላት ትካላት ረዲኤት ምስጓጉ ከምዘይቅበሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ናብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣብ ዘመሓላለፎ [...]
ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ 29 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ክቃለለላ ሓቲታ
Radio Erena: 01 October 2021
ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ዝተዋህለለ ዕዳ ንኽቓለለላ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ።
ብኣለቃሕቲ ሃገራትን ፊናንስያውይን ትካላትን ዝቖመ ኮሚተ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ብሚኒስተር ፋይናንስ ኣቶ ኣሕመድ [...]
ኤርትራዊት-ጀርመናዊት፣ ዓወት ተስፋየሱስ፣ ናይ ፈለማ ጸላም ኣባል ፓርላማ ጀርመን- ቡንድስታግ ኮይና
Radio Erena: 29 September 2021
ኤርትራዊት-ጀርመናዊት፣ ዓወት ተስፋየሱስ፣ ኣብ ታሪኽ ጀርመን፣ ናይ ፈለማ ጸላም ኣባል ፓርላማ - ቡንዱስታግ ኮይና።
እዛ ኣብ 1974 ኣብ ኤርትራ ዝተወልደት ጓለነስተይቲ፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ 21 ሚኒስተራት ዝሓዘ ሓድሽ መንግስቲ ክቐውም’ዩ
Radio Erena: 29 September 2021
ብኵናትን ሰብኣዊ ቅልውላዋትን ኣብ እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ፣ 21 ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት ዝሓቖፈ ሓድሽ መንግስቲ ክቐውም'ዩ።
እቲ ሰኑይ 4 ጥቅምቲ ክቐውም ምዃኑ ዝንገር ዘ [...]
‘ምስ ኤርትራ ዝምድናና ንምምሕያሽ ዝገበርናዮ ጻዕሪ፡ ውጽኢቱ ከም ዝተጸበናዮ ኣይኮነን።’ ፕረዚደንት ዑመር ገለ
Radio Erena: 27 September 2021
ምስ ኤርትራ ዝምድናና ንምምሕያሽ ዝገበርናዮ ጻዕሪን ዝነበረና ተስፋን፡ ውጽኢቱ ከምቲ ዝተጸበናዮ ኣይኮነን ክብል ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ገሊጹ።
እቲ ፕረዚደንት [...]
ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ቅርበት ዘለዎ ሶማላዊ፣ ሓላፊ ስለያ ክኸውን ክረቑሕ መደብ ኣለዎ ተባሂሉ
Radio Erena: 27 September 2021
ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ፋርማጆ፣ ኤርትራዊት በዓልቲ ቤት ንዘላቶን ምስ መንግስቲ ኤርትራ ድማ ጽቡቕ ቅርበት ንዘለዎን ሶማላዊ፣ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ክኸውን ንኽረቑሖ [...]
ሱዳን፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ንዝፈተኖ መጥቃዕቲ ከምዘምከነት ገሊጻ
Radio Erena: 26 September 2021
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዘዳውን ከባቢታት ዝፈተኖ መጥቃዕቲ፣ ብሰራዊት ሱዳን ከምዝመኸነ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ።
ሰራዊት ሱዳን ሎሚ ሰንበት 26 መስከረም [...]
ብውሑዱ 190 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ድሒኖም
Radio Erena: 26 September 2021
ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ ብውሑዱ 190 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዝደሓኑ፣ ተጣበቕቲ መሰል ስደተኛታት ገሊጾም።
ሓያሎ ህጻናትን ጥዕናዊ ጸገም ዘጋጠመን [...]
ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ናይ ትሕቲ 23 ዓመት ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፡ 2ይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ
Radio Erena: 24 September 2021
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ፡ ብዓርቢ 24 መስከረም ኣብ ፍላንደርስ በልጅዩም ኣብ ዝተሰላሰለ፡ 161 ኪሎ ሜትር ዝርሕቐቱ፡ ናይ ትሕቲ 23 ዓመት ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም [...]