Category: ሃገራዊ ዜና
ጂቡቲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብዘተ ክፍታሕ ብፕረዚደንት ናይጀርያ ነበር ንዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ከምእትድግፍ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 21 November 2021
ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ብዘተ ንምፍትሑ ብፍሉይ ብልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ፕረዚደንት ናይጀርያ ነበር፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኲናት ሓድሕድ ብሰላማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ ባብ እንዳጸበበ ይመጽእ፡ * ኣኼባ ባይቶ ጸ. ብዘይፍረ ተዛዚሙ
Radio Erena: 21 November 2021
ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ ንምዕራፍን ዘተ ሰላም ክጅመርን ኣብ ዝብል ዛዕባ ንምዝታይ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፣ ብዘይ ፍረ ተዛዚሙ።
15 ሃገራት ዝሓቖፈ ባይቶ ጸ [...]
ፈረንሳ፣ ብዛዕባ ህሉው ወትሃደራዊ ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምዝታይ፣ ብሚኒስተር ምክልኻል ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኻ ናብ ጂቡቲ ክትሰድድ’ያ
Radio Erena: 18 November 2021
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ጂቡቲ ዘለዎ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ንተወሳኺ ዓመታት ንምንዋሕን ንምሕዳስን ዘኽእሎ ስምምዕ ንምኽታም፣ ብሚኒስተር ምክልኻል፣ ፍሎረንስ ፓርሊ ዝምራሕ ወኪሉ ክ [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ብዛዕባ ጸጥታ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን ኬንያ ዘትዩ
Radio Erena: 18 November 2021
ናብ ኣፍሪቅ ናይ መጀመርያ ዑደቱ ዘካይድ ዘሎ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ምስ ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ኣብ ጸጥታ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምትኳር ተመያ [...]
‘ኣዲስ ኣበባ፣ ሓደ ሓደ ኤምባሲታት፣ ብናይ ገዛእ ርእሰን ወትሃደራት ክሕለዋ ይሓታ ኣለዋ።’
Radio Erena: 17 November 2021
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ሓደ ሓደ ናይ ወጻኢ ኤምባሲታት፣ ብናይ ገዛእ ርእሰን ወትሃደራት ክሕለዋ ይሓታ ምህላወን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እዘን ኤምባሲታት፣ [...]
Ethiopia and Sudan: The Staggering Giants of the Horn of Africa
Radio Erena: 16 November 2021
The Ethiopian conflict which flared into a full-scale bloody war last year has seen a dramatic change. Right from [...]
ኣስመራ፣ ኣብ መካነ መቓብር ጸጸራት ዝርከብ ኣስከሬናት ክፈሓር መንግስቲ ብዘሕለፎ ትእዛዝ መሰረት፣ ሓያሎ ስድራቤታት ሬሳታቶም ከልዕሉ ተገዲዶም
Radio Erena: 16 November 2021
ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ ጸጸራት ኣብ ዝርከብ መቓብር ካቶሊካዊትን ወንጌላዊትን ኣብያተ ክርስትያን፣ ዓሪፉ ዘሎ ዝጸንሐ ሬሳታት፣ ክፈሓር መንግስቲ ብዘሕለፎ ትእዛዝ መሰረት፣ ሓያሎ ስድራ [...]
ገዲም ተጋዳላይን ሓደ ካብ መራሕቲ ህዝባዊ ግንባርን፣ ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ዓሪፉ
Radio Erena: 15 November 2021
ገዲም ተጋዳላይን ሓደ ካብ መራሕትን ህዝባዊ ግንባር፣ ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ዓሪፉ።
ኣብ ክሊ ዕድመ 74 ዓመት ዝርከብ፣ ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሒን፣ ኣብ [...]
ጂቡቲ፣ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ንዝፍጸም ተጻባኢ ምትእትታው ኣፍደገ ከምዘይትኸውን ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 15 November 2021
ጂቡቲ፣ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ንዝፍጸም ተጻባኢ ምትእትታው ኣፍደገ ከምዘይትኸውን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ማሕሙድ ዓሊ ዮሱፍ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስተር ነዚ ዘፍለጠ፣ [...]
ኤርትውያን ኦሎምፒካውያን ኣትሌታት ኣሮን ክፍለን ራሄል ዳንኤልን፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተሰላሰለ ውድድር ጉያ መሮር ቀዳማት ኮይኖም ተዓዊቶም
Radio Erena: 14 November 2021
ኤርትራውያን ኦሎምፒካውያን ኣትሌታት ኣሮን ክፍለን ራሄል ዳንኤልን፡ ሎሚ ሰንበት 14 ሕዳር ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተሰላሰለ መበል 17 ውድድር ጉያ መሮር ኣታፕዌርካ ንመቐዳድምቶም ብምብ [...]