Category: ሃገራዊ ዜና
ኢትዮጵያ: ናብ ሃገራዊ ዕርቂ ዘምርሓ ኮሚሽን ንምቛም ዝቐረበ ንድፊ: ባይቶ እታ ሃገር ኣጽዲቑ
Radio Erena: 31 December 2021
ኢትዮጵያ ናብ ሃገራዊ ዕርቂ ዘምርሓ ኮሚሽን ንምቛም ዝቐረበ ንድፊ ባይቶ እታ ሃገር ብዓብላሊ ድምጺ ኣጽዲቑዎ።
ፈደራላዊ ባይቶ ኢትዮጵያ ብረቡዕ 29 ታሕሳስ ኣብ ዝገበሮ ድምጺ ናይ [...]
ገዲም ተጋዳላይ ሮሞዳን መሓመድ ኑር ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ
Radio Erena: 30 December 2021
ግዜ ንእስነቱ ኣብ ምቅላስ ንናጽነት ኤርትራ ዝበጀወ ገዲም ተጋዳላይ ሮሞዳን መሓመድ ኑር ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ መበል 83 ዓመት ዕድሜኡ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈልየ ተገሊጹ።
ሮሞዳ [...]
መጽሄት ‘ኒው ኣፍሪካ’፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ መንጎ 100 ጸለውቲ ሰባት ረቑሑ
Radio Erena: 30 December 2021
መጽሄት ‘ኒው ኣፍሪካን’ ኣብ ዘውጸኦ ዝርዝራስማት 100 ጸለውቲ ኣፍሪቃውያን 2021፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ረቑሑ።
እተን ደቂ ኣንስትዮ፥ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውዲ ዝነጥፋ [...]
ኣመሪካ፤ ኢትዮጵያ ካብ AGOA ክትእለ ምዃና ድሕሪ ምሕባራ፤ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ቁጠዖም ገሊጾም
Radio Erena: 29 December 2021
ፕረዚደንታዊ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኢትዮጵያ ካብ AGOA ማለት ኣብ መንጎ ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃን ኣመሪካን ዝግበር ንምዕባለን ምኽፋት ዕድላትን ባብ ዝኸፍት ናይ ንግዲ [...]
ግደ ሱዳናዊያን ደቀንስትዮ ኣብ ህዝባዊ ኣብያ ንምቑጻይ፣ ዓመጽ ይፍጸመን ኣሎ
Radio Erena: 28 December 2021
ኣብ ሱዳን ኣንጻር ብጀነራላት ዝዕብለል ልፍንታዊ መንግስቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዘካይዱ ዘለዉ ሰላማውያን ሰባት ጠያይት ይትኮስ ብምህላዉን ኣባላት ጸጥታ ዝተጋነነ ሓይሊ ይጥቀሙ ምህላ [...]
ኣመሪካ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንኣህጉራዊ ግዴታኡ ተቐቢሉ ንዜጋቱ ምምዝማዝ ደው ከብል ጸዊዓ
Radio Erena: 27 December 2021
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንኣህጉራዊ ግዴታኡ ተቐቢሉ ንዜጋቱ ምምዝማዝ ደው ከብል ጸዊዓ።
ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣብ ማሕበራዊ ገጻቱ ኣብ ዝዘርገሖ መልእኽቲ፣ መን [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ንዘይምእታዉ፣ ው.ሕ.ሃ. ደገፉ ገሊጹ
Radio Erena: 26 December 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ሰጊሩ ናብ መሬት ትግራይ ከምዘይኣቱ ምውሳኑ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘለዎ ደገፍ ገሊጹ።
ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ብዓ [...]
ሕድሕዳዊ ቅትለት፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ናይ መጉዳእቲ በሰላ ዘበገሶ እዩ
Radio Erena: 23 December 2021
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ሰለስተ ኤርትራውያን ኣዴታት ብበዓል ሓዳረን ወይ ሰብኡተን ዝነበሩ ከምዝተቐትላ ዝገልጽ ሓበሬታታት ድሕሪ ምዝርግሑ ኣብ ኤርትራውያን ከቢድ ስምባደ [...]
ማ.ሪ.ኣፍሪቃ፡ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ዕሱባት ሩስያ እገዳ ጌሩ
Radio Erena: 22 December 2021
ቆንስል ሚኒስትራት ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ዝነጥፍ ዘሎ ዋንገር ግሩፕ (Wanger Group) ናይ ዕሱባት ሩስያውያን ጉጅለ ዝተፈላለየ እገዳታ [...]