Category: ሃገራዊ ዜና
‘ክልተ ቆልዑ ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ማይዓይኒ ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቲሎም።’ UNHCR
Radio Erena: 07 January 2022
ነፈርቲ ውግኢ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከር ማይ ዓይኒ ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተቐትሉ፣ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ብረቡዕ፣ 05 ጥሪ ዝተኻየደ [...]
ቻይና፣ ንኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ
Radio Erena: 07 January 2022
ቻይና፣ ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ኩነታት ብቀረባ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ ምዃና፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ [...]
ሱዳን፣ መስመር ጋልባት-መተማ ክኽፈት ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ከምዝነጸገት ተገሊጹ
Radio Erena: 06 January 2022
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብቲ ተደጋጋሚ ግጭታት ዝካየደሉ ዘሎ ከባቢታት ዶብ፣ ኣብ ሓለዋ ዝዋፈር ሓባራዊ ሰራዊት ንምቛም ኣብ ዝብል ዛዕባ ከምዝተዘያ ተሓቢሩ።
ኣብቲ ብረቡዕ 05 ጥ [...]
ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትምዝዝ’ያ
Radio Erena: 05 January 2022
ብምምሕዳር ባይደን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ድሕሪ ናይ ትሽዓተ ኣዋርሕ ስራሕ፣ መዝነቱ ክሓድግ ምዃኑ ሮይተርስ ሓቢሩ።
[...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ንምዝታይ ጽባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ
Radio Erena: 05 January 2021
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይን ፖለቲካው መዕለቢ ክርከበሉ ኣብ ዘሎ ተኽእሎታትን ብዝምልከት ንምምይያጥ፣ ጽባሕ ሓሙስ 6 ጥሪ ናብ ኣዲስ ኣ [...]
Somalia Enters the New Year with Worries and Fear
Radio Erena: 05 January 2022
Somalia is scarcely a newsmaker except for the grim news of a terrorist attack here or a tribal fight there. Worse [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ከካይድ’ዩ
Radio Erena: 03 January 2022
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ዋንግ ዪ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቻይና ናብ ካብ ጽባሕ 4 ጥሪ ጀሚሩ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ ምዃኑ ቤት ጽሕፈቱ [...]
ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ክህደን ዝጸንሐ ኤርትራዊ ኣብ ኬንያ ተታሒዙ
Radio Erena: 03 January 2022
ንነዊሕ ዓመታት ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ክህደን ዝጸንሐ፣ ጆን ሃብተ ዝተባህለ ኤርትራዊ፣ ኣብ ኬንያ ተታሒዙ።
ኣህጉራዊ ፖሊስ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ እቲ ካብ 20 [...]
ኣብ ዓመተ 2021 ብደረጃ ዓለም 45 ጋዜጠኛታት ከምዝተቐትሉ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ
Radio Erena: 03 January 2022
ኣብዛ ዝዛዘምናያ ዓመተ 2021 ብደረጃ ዓለም 45 ጋዜጠኛታት ከምዝተቐትሉ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ።
እዚ ቁጽሪ’ዚ ምስ ዝሓለፉ ዓመታት ክነጻጸር እንከሎ፣ ዝወሓደ እዩ ኔ [...]
ኮቪድ 19፡ ኣብ ሓደ ሰሙን ብገመጋም 935 ሽሕ ሰባት ብኦሚክሮን ቫይረስ ተለኺፎም
Radio Erena: 02 January 2022
ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2019 ኣብ ማእከላይ ቻይና ዉሃን ኣብ ዝተባህለት ከተማ ፈለማ ከምዝተራእየ ዝንገረሉ ኮሮና ቫይረስ ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ ብምንባሩ ተመራመርቲ ኣብ ልዕሊኡ ድሕሪ ዝገበርዎ [...]