Category: ዜና

1 306 307 308 309 310 384 3080 / 3831
መንግስቲ ኤርትራ ምስ መሻርኽቱ፣ ንዜጋታቱ ህጽጽ ናይ መግቢ ሓገዝ ክገብር፣ ፍልይቲ ጸብጻቢት ሰብኣዊ መሰላት ተማሕጺና

መንግስቲ ኤርትራ ምስ መሻርኽቱ፣ ንዜጋታቱ ህጽጽ ናይ መግቢ ሓገዝ ክገብር፣ ፍልይቲ ጸብጻቢት ሰብኣዊ መሰላት ተማሕጺና

Radio Erena: 03 July 2020 መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስ ኣህጉራውያን መሻርኽቲ ብምዃን፣ ብስእነት መግቢ ንዝተጠቕዑ ዜጋታቱ ህጹጽ ሓገዝ ክገብር፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸብጻባ ዘቕረበት፣ ዳኒኤላ ክራ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንክልተ ቆልዑ ዝዓመጸ ሰብ 25 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

ኢትዮጵያ፣ ንክልተ ቆልዑ ዝዓመጸ ሰብ 25 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 03 July 2020 ኣብ ሓያሎ ሃገራት፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግትእ፣ ህዝቢ ኣብ ኣባይቱ ክዕጾ ንዝወጸ እዋጅ ተኸቲሉ ዝተፈላለየ ገበናት ተፈጺሙ'ዩ። ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ሓደ ካብቲ ዝበዝሐ ዝተፈጸመ [...]
ኢጣልያ፣ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርታ ከይዕጾ ክትከላኸል፣ ኣባላት ፓርላማ ሓቲቶም

ኢጣልያ፣ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርታ ከይዕጾ ክትከላኸል፣ ኣባላት ፓርላማ ሓቲቶም

Radio Erena: 02 July 2020 ኢጣልያ፣ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርታ ከይዕጾ ክትከላኸል፣ ዝተፈላለዩ ኣባላት ፓርላማ እታ ሃገር ሓቱቶም። ሓደ ካብቶም ኣባላት ፓርላማ፣ ኣባል ሰልፊ ቪቫ ኢጣልያ፣ ኒኮላ ካረ፣ [...]
ህግደፍ፣ ካብ ወጻኢ ሃገራት ንዝካየድ  ሸርፍን ሓዋላን ምሉእ ብምሉእ ብሒቱ

ህግደፍ፣ ካብ ወጻኢ ሃገራት ንዝካየድ ሸርፍን ሓዋላን ምሉእ ብምሉእ ብሒቱ

Radio Erena: 02 July 2020 ትካል ህግደፍ ዝኾነ ሂምቦል፣ ንኹሉ'ቲ ካብ ወጻኢ ሃገራት ናብ ኤርትራ ዝካየድ ዝነበረ ሸርፍን ሓዋላን ብሒትዎ ከምዘሎ ተፈሊጡ። እቲ ትካል፣ ነቲ ብዌስተርን ዩኒዮን፣ ናብ ባንክ ኤርትራ ዝ [...]
ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ናዕቢ፣ ብውሑዱ 50 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ቅትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ናዕቢ፣ ብውሑዱ 50 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 02 July 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ንቕትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ኣብዝተወልዐ ናይ ብሄር ናዕቢ፣ ብውሕዱ 50 ሰባት ከምዝተቐትሉ መግለጺ ክልል ኦሮሞ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ናዕቢ፣ ቁጽሮም ዘይተጠቕሱ ብዙሓት [...]
1 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣  ን5 ዓመታት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተንሳፍፍ ዘላ መርከብ፣ ክትፍንጀር ከምእትኽእል ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

1 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ን5 ዓመታት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተንሳፍፍ ዘላ መርከብ፣ ክትፍንጀር ከምእትኽእል ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 02 July 2020 1 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ንሓሙሽተ ዓመታት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መዐሸጊ ዝሰኣነት መርከብ፣ ክትፍንጀር ከምእትኽልእ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ። እታ ንብረት መንግስቲ የመን ዝኾነት መር [...]
ኢትዮጵያ፣ “ሓወልቲ ሚኒሊክ ክፈርስ ኣለዎ ዝብል መርገጺ ከምዝጸንሖ ዝንገረሉ” ህቡብ ድምጻዊ ኦሮሞ ተቐቲሉ

ኢትዮጵያ፣ “ሓወልቲ ሚኒሊክ ክፈርስ ኣለዎ ዝብል መርገጺ ከምዝጸንሖ ዝንገረሉ” ህቡብ ድምጻዊ ኦሮሞ ተቐቲሉ

Radio Erena: 30 June 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት፣ ሓድሽ መንግስቲ ናብ ስልጣን ይምጻእ ደኣ'ምበር፣ ጸጥታን ድሕነትን እታ ሃገር ምሉእ ብምሉእ ከውሕስ ኣይከኣለን። ዝሓለፈ ዓመት፣ ጠቕላሊ [...]
ኣየርላንድ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣስታት 150 ኤርትራውያን ከተጣይስ’ያ

ኣየርላንድ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣስታት 150 ኤርትራውያን ከተጣይስ’ያ

Radio Erena: 30 June 2020 ኣየርላንድ፣ ኣብዚ ዝቕጽል ክልተ ዓመታት፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ልዕሊ 3 ሽሕ ስደተኛታት ናይ ምጥያስ መስርሕ ክትጅምር ምዃና ኣይርሽ ታይምስ ገሊጹ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ንሰበ [...]
ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ዝተበገሱ “ዑሱባት’ዮም” ዝበለቶም 122 ዜጋታታ ኣሲራ

ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ዝተበገሱ “ዑሱባት’ዮም” ዝበለቶም 122 ዜጋታታ ኣሲራ

Radio Erena: 30 June 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ንምስታፍ ዝተበገሱ'ዮም ዝበሎም 122 ዜጋታቱ ከምዝኣሰረ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ካብ ዝተታሕዙ ሰባ [...]
ማላዊ፣ ኮረና ቫይረስ ከይዓገታ ኣብ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ናብ ስልጣን ደይቡ

ማላዊ፣ ኮረና ቫይረስ ከይዓገታ ኣብ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ናብ ስልጣን ደይቡ

Radio Erena: 30 June 2020 ኢትዮጵያ እትርከበን ሃገራት፣ ብጉልባብ ኮረና ቫይረስ ምርጫ ናይ ምስራዝ ስጉምታት ክወስዳ እንከለዋ፣ ከም ማሊን ብሩንዲን ዝኣመሰላ ግና ብኣንጻሩ ስሩዕ ምርጫታታት ከተኣናግዳ ክኢለን። [...]
1 306 307 308 309 310 384 3080 / 3831