Category: ዜና

1 265 266 267 268 269 384 2670 / 3831
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ተዋፊሩ ዝጸንሓ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ካብ 31 ታሕሳስ ንደሓር ተልእኾኡ ከቛርጽ’ዩ

ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ተዋፊሩ ዝጸንሓ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ካብ 31 ታሕሳስ ንደሓር ተልእኾኡ ከቛርጽ’ዩ

Radio Erena: 31 December 2020 ካብ 2007 ኣትሒዙ፣ ን13 ዓመታት ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ተዋፊሩ ዝጸንሐ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት ካብ ሎሚ 31 ታሕሳስ 2020፣ ተልእኾኡ ከቛርጽ'ዩ። እቲ ዓቃብ [...]
ንሓድሽ ዓመተ 2021፣ ዝበዝሐ ህዝቢ ዓለም፣ ኣብ በቤቱ ተዓጽዩ ክቕበላ’ዩ

ንሓድሽ ዓመተ 2021፣ ዝበዝሐ ህዝቢ ዓለም፣ ኣብ በቤቱ ተዓጽዩ ክቕበላ’ዩ

Radio Erena: 31 December 2020 ድሮ ሓድሽ ዓመት፣ ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ዓለም፣ ብሆይሆይታን ፈንጠዝያን እትሓለፍ ፍልይቲ ዕለት ካብ እትኸውን ዘመናት ኣቑጺሩ ኣሎ። ዋላ'ውን እቶም ዝተፈለየ ዓውደ ኣዋርሕ ዘለዎም ህዝ [...]
ናይ ሎሚ ረቡዕ 30 ታሕሳስ 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ረቡዕ 30 ታሕሳስ 2020 ፈነወና

Radio Erena: 30 December 2020 https://www.youtube.com/watch?v=arvUly1FAtQ&feature=emb_title [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከራት ትግራይ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ መግቢ መሻርፍ  ክዕድል ምዃኑ ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከራት ትግራይ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ መግቢ መሻርፍ ክዕድል ምዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 30 December 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከራት ትግራይ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ካብዚ ወርሒ'ዚ ኣትሒዙ ናይ መግቢ መሻርፍ ክዕድል ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ሓቢሩ። እቲ [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ዞባዊ ረጽሚ ይሰጋገር ከምዘሎ ተገሊጹ

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ዞባዊ ረጽሚ ይሰጋገር ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 30 December 2020 ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ምትፍንናን ረጽሚን፣ ናብ ምሉእ እቲ ዞባ ይሰግር ምህላዉ ዝተፈላለዩ ተንተንቲ ገሊጾም። ኣብ ኢትዮያን ሱዳንን፣ ድሕሪ ዝተራእየ ለውጢ፣ ነቲ ንሓያሎ ዓመታት [...]
ሱዳን፣ ወደባት ግብጺ ንኽትጥቀም ዘኽእል ስምምዕ ተኸቲሙ

ሱዳን፣ ወደባት ግብጺ ንኽትጥቀም ዘኽእል ስምምዕ ተኸቲሙ

Radio Erena: 30 December 2020 ሱዳን፣ ንሰደድ ይኹን እታው ዝተፈላለየ ኣቑሑ፣ ወደባት ግብጺን መትረብ ስዌጽን ክትጥቀመ ዘኽእል ስምምዕ ከምዝተኸተመ ንበዓል መዚ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር ግብጺ፣ ከማል ነጂም ብምጥቃስ [...]
“ኣስታት 70% ናይቲ ብኢትዮጵያ ተታሒዙ ዝጸንሐ መሬትና ኣምሊስና ኢና፣ ዝተረፈ ንምምላሱ ድማ ሰራዊትና ግቡኡ ይፍጽም ኣሎ።” ሚኒስተር ዜና ሱዳን

“ኣስታት 70% ናይቲ ብኢትዮጵያ ተታሒዙ ዝጸንሐ መሬትና ኣምሊስና ኢና፣ ዝተረፈ ንምምላሱ ድማ ሰራዊትና ግቡኡ ይፍጽም ኣሎ።” ሚኒስተር ዜና ሱዳን

Radio Erena: 28 December 2020 ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ጸጸኒሑ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭታት፣ ሰራዊት ሱዳን ንዝበዝሐ ክፍል ናይቲ ከሰሓሕብ ዝጸንሐ መሬት ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ከምዘእተዎ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ክልላት ዓፈርን ሶማልን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 28 December 2020 ኣብ መንጎ ናይ ኢትዮጵያ ክልላት ዓፈርን ሶማልን፣ ደበና ኵናት ኣንጸላልዩ ከምዘሎ ቤት ጽሕፈት ክልላዊ መንግስቲ ዓፈር ካብ ሰመራ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣጠንቒቑ። እቲ ቤት ጽ [...]
ኤርትራ፣ ተወሳኺ መምርሒ ምዕጻው፣ ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር

ኤርትራ፣ ተወሳኺ መምርሒ ምዕጻው፣ ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 28 December 2020 መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናብ ኣስጋኢ ደረጃ ዓሪጉ ብምባል ዝጸንዐ ምዕጻው ክናዋሕ ኣብ ጽባሕ ልደት ፈረንጂ ዘሕለፎ መምርሒ፣ ኣብ ዜጋታት ተወሳኺ ሻቕሎት ፈጢሩ። [...]
1 265 266 267 268 269 384 2670 / 3831