Category: ዜና ወጻኢ
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት፣ ጻዕቂ ናይ ካርጎ መራኽብ ኣብ መትረብ ስዌጽ ብ66% ከምዝጎደለ ተሓቢሩ
RADIO ERENA – Thursday, 02 May 2024
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብሰንኪ ዝፍጽሞ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ኣብ መትረብ ስዌጽ ዘጋጥም ዝነበረ ጻዕቂ ናይ ካርጎ መራኽብ ብ66% ከምዝግደለ ንሰበ ስልጣን ሃገራዊ ቤት ጽሕፈት ም [...]
ሩስያን ሱዳንን ኣብ ጸጥታ ክተሕእጋገዛ ይዝትያ
RADIO ERENA – Tuesday, 30 April 2024
ብምክትል ጉዳያት ወጻኢን ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን፣ ሚኻኤል ቦግዳኖቭ ዝምራሕ ላዕለዎይ ልኡኽ ሩስያ ኣብ ሱዳን ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ [...]
ካብ ጂቡቲ ናብ ስዑዲ ዓረብ ትጓዓዝ ዝነበረት ናይ ጽዕነት መርከብ መጥቃዕቲ ተኻይዱላ
RADIO ERENA – Tuesday, 30 April 2024
ሑቲ፣ ካብ ጂቡቲ ናብ ስዑዲ ዓረብ ተመርሕ ንዝነበረት ናይ ጽዕነት መርከብ ብሰኑይ 29 ሚያዝያ ከምዘጥቅዐ ተገሊጹ።
እታ ናይ ማልታ ባንዴራ ተንበልብል ዝነበረት መርከብ፣ ካብ [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ ሓንቲ ናይ ንግዲ መርከብ ካብ መጥቃዕቲ ንስክላ ኣምሊጣ
RADIO ERENA – Thursday, 25 April 2024
ብረቡዕ 24 ሚያዝያ፣ ብቀይሕ ባሕሪ እትሓልፍ ዝንበረት ናይ ንግዲ መርከብ፣ ካብ ዝተተኮሰላ ሚሳይላት፣ ካብ መጥቃዕቲ ንስክላ ከምዘምለጠት ተሓቢሩ።
እታ ዛጊት ዋንነት ዘ [...]
ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 21 ሰባት ሞይቶም
RADIO ERENA – Thursday, 25 April 2024
ኣብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ፣ ኢትዮጳውያን ተመለስቲ ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ጃልባ፣ ብሰሉስ 23 ሚያዝያ፣ ብምጥሓላ ቆልዑን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም ብውሕዱ 21 ሰባት ከምዝሞ [...]
‘ቀቢላ ብን ዓምር፣ መበቆሎም ኤርትራ ስለዝኾነ፣ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም’ ሓላፊ ጸጥታ ዞባ ከሰላ ነበር
RADIO ERENA – Thursday, 25 April 2024
ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከቡ ዜጋታት ሱዳን፣ መበቆሎም ካብ ካልእ ሃገር ስለዝኾነ ዜግነት ሱዳን ክሕደጉ ኣለዎም ዝበለ ሓላፊ ጸጥታ እቲ ዞባ ነበረ፣ ብርጋዴር ባድረዲን ዓብደልሓ [...]
البرلمان البريطاني يصادق على قرار ترحيل اللاجئين المثير للجدل ورئيس الوزراء يؤكد أن كل شيء بات “جاهزاً” لترحيل طالبي اللجوء إلى رواندا “مهما حدث
إذاعة إرينا الدولية : 24.04.2024
صادق البرمان البريطاني أخيرا قرار مشروع قانون مثير للجدل، يتيح للسلطات ترحيل طالبي لجوء وصلوا إلى المملكة المتحد [...]
ወኪል ሱዳን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣልሓሪት እድሪስ፣ ባይቶ ጸጥታ ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክኹንን ጸዊዑ
RADIO ERENA - Wednesday, 24 April 2024
ወኪል ሱዳን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣልሓሪት እድሪስ፣ ኢማራት ዓረብ ንፈጣን ሓይልታት ሱዳን ኣጽዋር፣ መካይንን ፋይናንሳዊ ደገፍን ትድግፍ'ያ ብዝብል ባይቶ ጸጥታ ክኹንን ድሕ [...]
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝኾነት መንገዲ ኣየር ሓተቲ ዑቕባ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ሩዋንዳ ንምግዓዝ ከይትተሓባበር ጸዊዑ
RADIO ERENA - Wednesday, 24 April 2024
ዝኾነት መንገዲ ኣየር ሓተቲ ዑቕባ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ሩዋንዳ ንምግዓዝ ክተሓባበሩ የብሎምን ክብሉ ክኢላታት ሕቡራት ሃገራት ይገልጹ።
ከምዚ ዓይነት ተግባራት ነተን [...]
فرنسا، غرق خمسة مهاجرين ، بينهم طفل، أثناء محاولتهم العبور إلى بريطانيا
إذاعة إرينا الدولية :23.04.2024
قالت الشرطة الفرنسية : إن خمسة أشخاص على الأقل غرقوا أثناء محاولتهم العبور إلى بريطانيا على متن قارب مطاطي من منطقة [...]