Category: ሃገራዊ ዜና

1 90 91 92 93 94 214 920 / 2137
ልኡኻት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ዶባት ኤርትራ ምስ ህወሓት ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ወጥሪ ብዝምልከት ኣብ ኣስመራ ተመያይጦም

ልኡኻት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ዶባት ኤርትራ ምስ ህወሓት ተፈጢሩ ብዛዕባ ዘሎ ወጥሪ ብዝምልከት ኣብ ኣስመራ ተመያይጦም

Radio Erena: 17 June 2022 ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ፍሉያት ልኡኻት፣ ዳቪድ ኮርፔላ ከምኡ ድማ ፍሉይቲ ልእኽቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዞባ ቀይሕ ባሕሪን፣ ኣነት ወበር ዝመራሕ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኣስመራ ምብጻሕ [...]
‘ኣብ ኤርትራ፣ 86 ሱዳናውያን ስደተኛታት ጥራይ’ዮም ዘለዉ።’

‘ኣብ ኤርትራ፣ 86 ሱዳናውያን ስደተኛታት ጥራይ’ዮም ዘለዉ።’

Radio Erena: 17 June 2022 ልዕሊ 800 ሽሕ ሱዳናውያን ስደተኛታት ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ይነብሩ ምህላዎም ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ጠቕላላ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዘለዉ ሱዳናውያን ስደተኛታት 82 [...]
ሓተቲ ዑቕባ፣ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር ዝተወጠነ ቀዳማይ ዙርያ በረራ ተሰሪዙ

ሓተቲ ዑቕባ፣ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር ዝተወጠነ ቀዳማይ ዙርያ በረራ ተሰሪዙ

Radio Erena: 16 June 2022 ሓተቲ ዑቕባ፣ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ንምስግጋር፣ ብሰሉስ 14 ሰነ ክካየድ ዝተወጠነ በረራ፣ ብምትእትታዉ ቤት ፍርዲ ሰብኣዊ መሰላት ኤውሮጳ ተሰሪዙ። ካብ 10 ዘይሓልፉ ሓተቲ ዑቕባ፣ [...]
‘ምስ ህወሓት ተጀሚሩ ዝተባህለ ዝርርብ ሓሶት’ዩ።’ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ

‘ምስ ህወሓት ተጀሚሩ ዝተባህለ ዝርርብ ሓሶት’ዩ።’ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ

Radio Erena: 14 June 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ህወሓት ዝርርብ ጀሚሩ ኣሎ እናተባህለ ዝጋዋሕ ዘሎ ወረ፣ ሓሶት'ዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ። ንሱ፣ ኣብቲ ብ14 ሰነ ንፓርላማ ሃገሩ ዘስም [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ኣማኢት ሰባት ብዓጸቦ ሞይቶም።’  ኣሶሸተድ ፕረስ

‘ኣብ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ኣማኢት ሰባት ብዓጸቦ ሞይቶም።’ ኣሶሸተድ ፕረስ

Radio Erena: 14 June 2022 ኣብ ሶማል፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ኣማኢት ሰባት ብሰንኪ ዓጸቦ ከምዝሞቱ ኣሶሸተድ ፕረስ ሓቢሩ። እቲ ኣገልግሎት ዜና፣ ንሰነዳት መንግስቲ ብምውካስ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ [...]
ብሪጣንያ፣ ኣብ ቀዳማይ ዙርያ፣ ናብ ርዋንዳ ክተሰጋግሮም ናይ ዝመደበት ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ናብ 11 ወሪዱ

ብሪጣንያ፣ ኣብ ቀዳማይ ዙርያ፣ ናብ ርዋንዳ ክተሰጋግሮም ናይ ዝመደበት ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ናብ 11 ወሪዱ

Radio Erena: 14 June 2022 መንግስቲ ብሪጣንያ፣ ምስ መንግስቲ ርዋንዳ ብዝበጽሖ ስምምዕ መሰረት፣ ሎሚ ሰሉስ 14 ሰነ፣ ቀዳማይ ዙርያ ምስግጋር ሓተቲ ዑቕባ ንምክያድ ወጢኑ ኣሎ። እዚ ካብ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ በርበራ ዝነበራ 19% ብርኪ ከሲራቶ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ በርበራ ዝነበራ 19% ብርኪ ከሲራቶ

Radio Erena: 12 June 2022 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ወደብ በርበራ ዝነበራ ናይ 19% ብርኪ ከምዝኸሰረቶ፣ መንግስቲ ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ በርበራ ዝነበራ ናይ [...]
ኣውፈርትን ነጋዶን ኢትዮጵያ፣ ወደብ በርበራ ናይ ሶማሊላንድ ንምጥቃም፣ ብሃንቀውታ ይጽበዩ

ኣውፈርትን ነጋዶን ኢትዮጵያ፣ ወደብ በርበራ ናይ ሶማሊላንድ ንምጥቃም፣ ብሃንቀውታ ይጽበዩ

Radio Erena: 12 June 2022 ኣብ መንጎ ሰበስልጣናት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘሎ ዘይምርድዳእ ብእዋኑ ክፍታሕ ብዘይምኽኣሉ፣ ኢትዮጵያውያን ነጋዶን ኣውፈርትን ንወደብ በርበራ ክግልገሉሉ ከምዘይከኣሉ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 10 ሰነ 2022 ፈነወና፤-

ናይ ሎሚ ዓርቢ 10 ሰነ 2022 ፈነወና፤-

Radio Erena: 10 June 2022. Radio Erena · ዓርቢ 10 ሰነ 2022   [...]
China Serious Messages behind Horn of Africa Peace Conference

China Serious Messages behind Horn of Africa Peace Conference

Radio Erena: 10 June 2022 Chinese diplomacy is exceptionally busy preparing for a Horn of Africa peace conference in Addis Ababa on June 20. Me [...]
1 90 91 92 93 94 214 920 / 2137