Category: ሃገራዊ ዜና

1 59 60 61 62 63 185 610 / 1841
ኤርትራ፣ መንግስቲ ኤርትራ ብዝሒ ዘለዎም እሱራት ናብ መደበር ታዕሊም የሰጋግር

ኤርትራ፣ መንግስቲ ኤርትራ ብዝሒ ዘለዎም እሱራት ናብ መደበር ታዕሊም የሰጋግር

Radio Erena: 26 June 2022 ኣብዚ ዝሓልፈ ሳምንታት፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዝሒ ዘለዎም እሱራት ናብ መደበር ታዕሊም የሰጋግር ምህላዉ፣ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብመሰረት እቶም ምንጭታት፣ ካብ ቤት ማእሰር [...]
ብሪጣንያ ንሓደስቲ ስደተኛታት ብመቆጻጸሪ ጂ.ፒ.ኤስ. ክትከታተል ትምድብ

ብሪጣንያ ንሓደስቲ ስደተኛታት ብመቆጻጸሪ ጂ.ፒ.ኤስ. ክትከታተል ትምድብ

Radio Erena: 26 June 2022 መንግስቲ ብሪጣንያ፣ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ብልክዕ ኣበይ ከምዘለዉ ዝሕብር ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒ ብምግባር ክቆጻጸሮም መደብ ኣውጺኡ ምህላዉ፣ ዋሺንግቶን ፖስት ሓቢሩ። እቲ መንግ [...]
The Martyrs Day and the Backstabbed Legacy

The Martyrs Day and the Backstabbed Legacy

Radio Erena: 24 June 2022 On June 20, Eritreans observed with due honor the Martyrs’ Day. A solemn commemoration evoking a national saga of exe [...]
‘ሃረር’ ዝተሰምየት መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ ባጽዕ ተራእያ

‘ሃረር’ ዝተሰምየት መርከብ ኢትዮጵያ ኣብ ወደብ ባጽዕ ተራእያ

Radio Erena: 24 June 2022 'ሃረር' ዝተሰምየት መርከብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ ባጽዕ ከምዝተራእየት ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። እታ ናይ ጽዕነት መርከብ፣ ብ15 ሰነ ናብ ወደብ ባጽዕ ከምዝተጸገዐት ዘረጋገጹ እቶም [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይ ኣስታት 900 ኩባንያታት ዕደና ፍቓድ ከምዝሰረዘ ተገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይ ኣስታት 900 ኩባንያታት ዕደና ፍቓድ ከምዝሰረዘ ተገሊጹ

Radio Erena: 23 June 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቦታት እታ ሃገር፣ ዳህሳስን ኩዕታን ነዳዲን ጋዝን ዝርከቦ ማዕድናት ከካይዳ ዝጸንሓ፣ ኣስታት 900 ናይ ወጻኢን ውሽጢ ሃገርን ኩባንያታት ፍቓድ ከ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ብሰለስተ ሸምገልቲ ኣካላት ካብ ዝተጀመረ ዘተ ሱዳን ከምዘይስሓበ ኣፍሊጡ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ብሰለስተ ሸምገልቲ ኣካላት ካብ ዝተጀመረ ዘተ ሱዳን ከምዘይስሓበ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 23 June 2022 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ስልጣን ብሒቱ ንዘሎ መሰጋገሪ ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳንን ፖለቲካውያን ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ንምቕርራብ፡ ብሰለስተ ሸምገልቲ ኣካላት ወይ ትሮይካ ዝተጀመረ ዘተ ከም [...]
‘ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣  ብናይ 6 ቢልዮን ዶላር ጥሙር ፕሮጀክት፣ ኣብ ሱዳን ሓድሽ ወደብ ክትሃጽ’ያ።’ ሮይተርስ

‘ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብናይ 6 ቢልዮን ዶላር ጥሙር ፕሮጀክት፣ ኣብ ሱዳን ሓድሽ ወደብ ክትሃጽ’ያ።’ ሮይተርስ

Radio Erena: 22 June 2022 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን፣ ብናይ ኣስታት 6 ቢልዮን ዶላር ወጻኢ፣ ምህናጽ ሓድሽ ወደብ ዝርከቦ ጥሙር ፕሮጀክታት ከተተግብር ምዃና፣ ንኣቦ መንበር ናይቲ ብ'ጉጅለ ዳል' ዝፍለጥ [...]
ኤርትራ፣ ብቻይና ተወዲቡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ካብ ዝሎ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ቦኺራ

ኤርትራ፣ ብቻይና ተወዲቡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ካብ ዝሎ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ቦኺራ

Radio Erena ኤርትራ፣ ካብቲ ብቻይና ተወዲቡ፣ ካብ 20 ክሳብ 22 ሰነ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ቦኺራ። ኤርትራ፣ ኣብቲ ዋዕላ ክትሳተፍ፣ ብቻይና ወግዓዊ ዕድመ እኳ እንተቐረበላ፣ ወኪ [...]
ኮሚሽነር ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ተመያይጡ

ኮሚሽነር ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ተመያይጡ

Radio Erena: 21 June 2022 ብኮሚሽን ምሕደራ ቅልውላው፣ ጃነዝ ለናርቺች ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ካብ 19 ሰነ ኣትሒዙ ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። እቲ ልኡኽ ኣብቲ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ [...]
15 ሓምለ ኣብ ዝጅምር ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም ዝሳተፉ ኤርትራውያን ኣትሌታት 11 በጺሖም

15 ሓምለ ኣብ ዝጅምር ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም ዝሳተፉ ኤርትራውያን ኣትሌታት 11 በጺሖም

Radio Erena: 21 June 2022 ካብ 15 ክሳብ 24 ሓምለ፣ ኣብ ኣመሪካ፣ ክፍለ ግዝኣት ኦሬጎን ዝካየድ ውድድር ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም ንምስታፍ፣ ዘድሊ መምዘኒ ግዜ ወይ ከኣ ሚኒማ ናይ ዘማልኡ ኤርትራውያን ኣትሌታት ቁጽ [...]
1 59 60 61 62 63 185 610 / 1841