Category: ሃገራዊ ዜና

1 44 45 46 47 48 187 460 / 1861
ካብን ናብን መቐለ- ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሱ ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝተዓግቱ ማዕከናት ዜና ክልል ትግራይ ገሊጸን

ካብን ናብን መቐለ- ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሱ ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝተዓግቱ ማዕከናት ዜና ክልል ትግራይ ገሊጸን

Radio Erena: 08 January 2023 ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሱ ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ከምዝተዓግቱ፣ ማዕከናት ዜና ክልል ትግራይ ሓቢረን። ገለ ካብቶም ገያሾ፣ ቆልዑ፣ ደቂንስትዮን ኣ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንት ኪር ኣብ ስሪኡ እናሸነ ብቀጥታ ብቴሌቪዥን ብምትሕልላፉ፣ ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም

ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንት ኪር ኣብ ስሪኡ እናሸነ ብቀጥታ ብቴሌቪዥን ብምትሕልላፉ፣ ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም

Radio Erena: 07 January 2023 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ብልቃሕ ቻይና ንዝተሃንጸ ሓድሽ ጽርግያ፣ ብ13 ታሕሳስ ኣብ ዝምርቐሉ ዝነበረ እዋን፣ ሃገራዊ መዝሙር እናተዘመረ ኣብ ስሪኡ ምሻኑ ስዒቡ [...]
‘ሶማል፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ካብ ኣልሸባብ ሓራ ክትከውን’ያ።’ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

‘ሶማል፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ካብ ኣልሸባብ ሓራ ክትከውን’ያ።’ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

Radio Erena: 05 January 2023 ሶማል፣ ንዓመተ 2024 ካብ ኣልሸባብ ሓራ ኮይና ክትቅበላ'ያ ክብል ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ። መርበብ ዜና ጋረወ፣ ብ03 ጥሪ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ፕረዚደ [...]
‘ርእሰ ውሳኔ ምብራቅ ሱዳን እንተተነጺጉ፣ ኵናት ከነልዕሊ ኢና።’ መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ

‘ርእሰ ውሳኔ ምብራቅ ሱዳን እንተተነጺጉ፣ ኵናት ከነልዕሊ ኢና።’ መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ

Radio Erena:03 January 2023 መንግስቲ ሱዳን፣ ንሕቶ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን እንተነጺጉ፣ ኣብቲ ዞባ ኵናት ክእውጁ ምዃኖም መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ፣ መሓመድ ኣል ኣሚን ተሪክ ኣጠንቂቑ። እቲ ካብ ቀቢላ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ኣሎ።’  ኦሮሞ ፈደራሊስት  ኮንግረረስ

‘ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ኣሎ።’ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረረስ

Radio Erena: 02 January 2023 ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ምህላዉ፣ ፖለቲካዊ ሰልፊ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረረስ (ኦፌኮ) ናብ መንግስቲ ጥርዓን ኣቕሪቡ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 31 ታሕሳስ 2022 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ቀዳም 31 ታሕሳስ 2022 ፈነወና፦

Radio Erena: 31 December 2022 Radio Erena · ቀዳም 31 ታሕሳስ 2022   [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 30 ታሕሳስ 2022 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ዓርቢ 30 ታሕሳስ 2022 ፈነወና፦

Radio Erena: 30 December 2022 Radio Erena · ዓርቢ 30 ታሕሳስ 2022   [...]
ካናዳ፣ ብቕትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ይህደን ኣሎ

ካናዳ፣ ብቕትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ይህደን ኣሎ

Radio Erena: 29 December 2022 ኣብ ካናዳ፣ ፖሊስ ካልጋሪ፣ 24 ዓመት ንዝዕድሚኡ፣ ሳሙኤል ወልዳይ ሃይለ ንዝተባህለ ኤርትራዊ ብምቕታል ዝተጠርጠረ፣ ዮሴፍ ሓጎስ ዝተባህለ መንእሰይ ይህደን ከምዘሎ ኣፍሊጡ። [...]
ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ተፈቲሖም

ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ተፈቲሖም

Radio Erena: 29 December 2022 ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ዘመንበረ ሰገነይቲ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ከምዝተፈትሑ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ኣ [...]
ሓይልታት ትግራይ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ሎሚ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ምርካብ ክጅምሩ’ዮም

ሓይልታት ትግራይ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ሎሚ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ምርካብ ክጅምሩ’ዮም

Radio Erena: 29 December 2022 ሓይልታት ትግራት፣ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ካብ ሎሚ ሓሙስ 29 ታሕሳስ ንሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከረክብ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ፣ ኣምኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣ [...]
1 44 45 46 47 48 187 460 / 1861