Category: ሃገራዊ ዜና

‘’ኣብ ልዕሊ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት ዝወርድ ስቓይ ይቕጽል ኣሎ’’ ተጣበቕቲ መሰላት
Radio Erena: 02 July 2019
መንግስቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዘጽነዖ ሕጊ፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝኾኑ ሓተትቲ ዑቕባ፣ ገና የሳቕዮም ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ተጣበቕቲ መሰላት ብ [...]

ናብ ወደባት ኢጣልያ ከይትጽጋዕ ተኣጊዳ ዝጸንሐት መርከብ፣ ድሕሪ 17 መዓልታት ኣብ ላምፐዱዛ ተዓሺጋ
Radio Erena: 30 June 2019
ስደተኛታት ካብ ባሕሪ ኣድሒና፣ ናብ ወደባት ኢጣልያ ከይትዕሸግ ተኣጊዳ ዝጸንሐት መርከብ፣ ድሕሪ 17 መዓልታት ናብ ላምፐዱዛ ከምዝተጸገዐት ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
ካፕቴን ናይታ መር [...]

ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ዝተጸወዐ ጸሎት፣ ሰፊሕ ተቐባልነት ይረክብ
Radio Erena: 27 June 2019
ኣብ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ዝመሓደራ ትካላት ጥዕና ዝተወስደ ስጉምቲ፣ ከምኡ’ውን ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ ጸሎት ንምብጻሕ ዝተገብረ ጻውዒት፣ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሱዳን ስልጣን ተቖጻጺሩ ንዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ዘለዎ ደገፍ ደጊሙ ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 25 June 2019
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሱዳን ስልጣን ተቖጻጺሩ ንዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ዘለዎ ደገፍ ደጊሙ ኣረጋጊጹ።
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝመራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ብዕለት 24 [...]


መንግስቲ ኤርትራ ትካላት ጥዕና ብምህጋሩ፣ ናይ ሞት ሳዕቤን ኣኸቲሉ
Radio Erena: 22 June 2019
መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ክመሓደራ ዝጸንሓ ማእከላት ጥዕና ክህግረን ምውሳኑ፣ ኣብ ተገልገልቲ ከቢድ ሳዕቤን የምጽእ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ዛጊት ተረኺቡ [...]

ጉዳይ ስደት ኤርትራውያን መሰረቱ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓተ ምሕደራ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 21 June 2019
ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ብ20 ሰነ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ።
ዘይመንግስታውያን ማሕበራትን ጋዜጠኛታትን ኣብ ከተማ ፓሪስ ኣብ ዝተኣከቡሉ፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከብ [...]


ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 20 June 2019
ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ ንምክያድ ብዕለት 19 ሰነ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ።
ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ኣ [...]

ኣብ ኤርትራ ተመሃሮ ክለዓዓሉ ጎስጒስኩም ተባሂሎም ሽዱሽተ መማህራን አብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም
Radio Erena: 17 June 2019
ኣብ ኤርትራ ተመሃሮ ላዕለዋይ ደረጃ ምልዕዓል ከካዪዱ ጎስጒስኩም ዝተባህሉ መማህራን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ይኣትዉ ከምዘለዉ፣ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ገለ መማህራን ካብ ቤት ትምህርቲ ቀ [...]