Category: ሃገራዊ ዜና

ኣብ ግሪኽ ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 47 ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ናብ ጀርመን ግዒዞም
Radio Erena: 19 April 2020
ኣብ ግሪኽ ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 47 ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ናብ ጀርመን ግዒዞም።
እቶም ዜጋታት ኤርትራ፣ ኣፍጋኒስታን፣ ሶርያን ዒራቕን ዝኾኑ ስደተኛታት፣ ብዘይኣለይቲ ኣብ [...]

ማስተር ካርድ ፋውንደሽን፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ናይ 10 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪቱ
Radio Erena: 19 April 2020
ማስተር ካርድ ፋውንደሽን ዝተባህለ ትካል፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዘጥቅዕ ዘሎ ወራር ኣምበጣ ንምምካት ዝውዕል፣ ናይ 10 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዘበርከተ ተገሊጹ።
ውድብ መግብን ሕርሻን ሕ [...]

ኣብ መዓስከር ሕጻጽ ዝርከቡ ልዕሊ 13 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ መወዳእታ’ዚ ወርሒ ክግዕዙ ክጅምሩ’ዮም
Radio Erena: 16 April 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ፣ መዓስከር ሕጻጽ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብተን ካልኦት መዓስከራት ንምብታኖም ዝግብር ዘሎ ምንቅስቓስ ንለበዳ ኮረና ቫይረስ ከየቃልዖም ዘስግእ ም [...]

ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 13 ሃገራት፣ ንሚኒስትሪ ጥዕና ዝመርሓ ዘለዋ ደቂንስትዮ’የን
Radio Erena: 16 April 2020
ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ምምካት ተጸሚዳ ኣብ ዘላ ኣህጉርና ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ሓዊስካ፣ ኣብ 13 ሃገራት ንሚኒስትሪ ጥዕና ዝመርሓ ዘለዋ ደቂንስትዮ ምዃነን ተገሊጹ።
ካብ 55 ሃገራት ኣ [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 15 ሜትሪክ ቶን ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ናብ ኢትዮጵያ ልኢኻ
Radio Erena: 16 April 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 15 ሜትሪክ ቶን ዝግመት ናውቲ ሕክምና ናብ ኢትዮጵያ ከምዝልኣኸት ተገሊጹ።
እቲ ከም ጓንቲ፣ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ማስክ ካልእ ንሰብ ሞያ ሕክምና ብኮረና ቫይረ [...]

ጂቡቲ፣ ንኢትዮጵያ፣ ናብ ዝሰድድ ዝቐንዐ፣ ናጻ ኣገልግሎታት ወደብ ክትህብ’ያ
Radio Erena: 15 April 2020
ጂቡቲ፣ ንኢትዮጵያ ናብ ሰድድ ዝቐንዐ፣ ናይ ካርጎ ኮንተይነራት ዝራገፈሉን ዝጸዓነሉን ተርሚናልን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ዘጠቃለለ ኣገልግሎታት ወደብ ብናጻ ክትህብ ምዃና በዓል መዚ ኣገል [...]

ውድብ ጥዕና ዓለም ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝለገሶ ናውቲ ሕክምና ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ
Radio Erena: 14 April 2020
ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ንኤርትራ፣ ጂቡቲ፣ ሱዳንን ሶማልንን ዝለገሶ ናውቲ ሕክምና ሎሚ 14 ሚያዝያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓደ ሚልዮን መሸፈኒ ኣፍን ኣንጫን ማስክ [...]

ኣስመራ፣ መዓልታዊ፣ ጽዕነተን ዘይተፈልጠ ነፈርቲ ሕቡራት ኢማራት ይዓልባ
Radio Erena: 14 April 2020
ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ደው ከምዘበለት ኣብ እትገልጽ ኤርትራ፣ ናይ ጽዕነት ነፈርቲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብቀጻሊ ክዓልባን ክበራን ይርኣያ ምህላወን ምንጭታት ኤረ [...]

ምብራቕ ኣፍርቃ፣ ሓድሽ ማዕበል ወራር ዕስለ ኣንበጣ የንጸላልዎ
Radio Erena: 14 April 2020
ካብ መወዳእታ ወርሒ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዙ፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ከጥቅዕ ዝጀመረ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብዚ ወርሒ'ዚ'ውን ሓድሽ ማዕበል ወራር ጀሚሩ ምህላዉ ው [...]

ኣስመራ፣ ናይ ውሸባ ግዜ ካብ ዝተኣወጀሉ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ማይ ዘይረኸበ ከባቢታት ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 13 April 2020
ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል ኣብ ኤርትራ ናይ ውሸባ ግዜ ካብ ዝእወጅ፣ ካብ 30 መጋቢት ክሳብ እዛ ስቱድዮ ዝኣተናላ ሰዓት፣ ኣገልግሎት ማይ ዘይረኸበ ከባቢታት ኣስመራ ከ [...]