Category: ሃገራዊ ዜና

1 98 99 100 101 102 184 1000 / 1839
ጂቡቲ፡ 15 ሃገራት ዝሳተፍኦ ወትሃደራዊ ልምምድ ይካየድ ኣሎ

ጂቡቲ፡ 15 ሃገራት ዝሳተፍኦ ወትሃደራዊ ልምምድ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 27 July 2021 ካብ 15 ሃገራት ዝተወጽኣ ኣሃዱታት ዝሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ብእዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ተወዲቡ፣ 25 ሓምለ ጀሚሩ ንክልተ ቅነ ዝካ [...]
‘ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል፣ ጉዳይ ሃገራዊ ድሕነት ስለዝኾነ፣ ክዝተየሉ የብሉን’ ሚኒስተር ዜና ሶማል

‘ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል፣ ጉዳይ ሃገራዊ ድሕነት ስለዝኾነ፣ ክዝተየሉ የብሉን’ ሚኒስተር ዜና ሶማል

Radio Erena: 27 July 2021 ንታዕሊም ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል፣ ጉዳይ ሃገራዊ ድሕነት ስለዝኾነ፣ ክዝተየሉ ከምዘይብሉ ሚኒስተር ዜና ዑስማን ኣቡበከር ዱበ ገሊጹ። መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ብዘቕረቦ [...]
ጂቡቲ፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ከባቢታት ሰራዊት ኣዋፊራ ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋ

ጂቡቲ፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ከባቢታት ሰራዊት ኣዋፊራ ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋ

Radio Erena: 26 July 2021 ጂቡቲ፣ ናብቲ መጥቃዕቲ ክካየደሉ ይኽእሉ'ዩ ተባሂሉ ዝጥርጠር ከባቢታት ዶባ ምስ ኢትዮጵያ፣ ሰራዊታ ልኢኻ ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋ። ንሚኒስተር ቁጠባን ፋይናንስ፣ ኤልያስ ዱዋለ ብምጥቃ [...]
ምስ ኤርትራን ብሩንዲን ክታበት ኮቪድ ክትሕሰም ዝጸንሐት ታንዛንያ፣ ድሕሪ ከቢድ ስግኣት ለበዳ፣ ሚልዮናት ዶዝ ኣዚዛ

ምስ ኤርትራን ብሩንዲን ክታበት ኮቪድ ክትሕሰም ዝጸንሐት ታንዛንያ፣ ድሕሪ ከቢድ ስግኣት ለበዳ፣ ሚልዮናት ዶዝ ኣዚዛ

Radio Erena: 26 July 2021 ምስ ኤርትራን ብሩንዲን ብሓባር፣ ክታበት ኮረና ቫይረስ ክትሕሰም ዝጸንሐት፣ ታንዛንያ፣ ከቢድ ስግኣት እቲ ለበዳ ድሕሪ ምንጽልላዋ፣ ሚልዮናት ዶዝ ኣዚዛ። ብመንገዲ ሕብረት ኣፍሪቃ ካ [...]
ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ዶባተን ክሰግሩ ንዝተሓዙ ስደተኛታት ዝቐጽዕ ተወሳኺ ስጉምታት ክወስዳ ተሰማሚዐን

ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ዶባተን ክሰግሩ ንዝተሓዙ ስደተኛታት ዝቐጽዕ ተወሳኺ ስጉምታት ክወስዳ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 25 July 2021 ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ዶባተን ክሰግሩ ንዝተሓዙ ስደተኛታት ዝቐጽዕ ተወሳኺ ስጉምታት ክወስዳ ተሰማሚዐን። ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ጥራይ ካብ ፈረንሳ ዶብ ሰጊሮም ናብ ብሪጣንያ [...]
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኣመሪካን ዝጸንሐ ንግዳዊ ልውውጥ ካብ 14 ሚልዮን ዶላር ዝሓልፍ ከምዘይኮነ ተገሊጹ

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኣመሪካን ዝጸንሐ ንግዳዊ ልውውጥ ካብ 14 ሚልዮን ዶላር ዝሓልፍ ከምዘይኮነ ተገሊጹ

Radio Erena: 23 July 2021 ቅድሚ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ዝነበረ ዓመተ 2019፣ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኣመሪካን ዝተኻየደ ንግዳዊ ልውውጥ፣ ኣስታት 14 ሚልዮን ዶላር ጥራይ ምዃኑ፣ ቤት ጽሕፈት ወኪል ንግዲ ኣመሪካ [...]
ክታበት ኣብ ዝተሓሰመት ኤርትራ፣ ብኮቪድ ናይ ዝልከፉን ዝሞቱን ዘለዉ ሰባት ብዝሒ ይውስኽ

ክታበት ኣብ ዝተሓሰመት ኤርትራ፣ ብኮቪድ ናይ ዝልከፉን ዝሞቱን ዘለዉ ሰባት ብዝሒ ይውስኽ

Radio Erena: 22 July 2021 ኣብ ኤርትራ፣ መዓልታዊ ብለበዳ ኮርና ቫይረስ ናይ ዝልከፉ ዘለዉ ብዝሒ ሰባት ይውስኽ ከምዘሎ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓቢሩ። ክሳብ 20 ሓምለ ኣብ ዝነበረ ዕለት፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ መጥቃዕታቶም ናብ ክልላት ዓፈርን ኣምሓራን የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

ሓይልታት ትግራይ፣ መጥቃዕታቶም ናብ ክልላት ዓፈርን ኣምሓራን የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 22 July 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ክልል ዓፈር ዓስኪሩ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያን ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ዝጀመርዎ መጥቃዕቲ ይቕጽል ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ዓለም ገሊጸን። እ [...]
ኤርትራ፣ ጽዑቕ ኣኼባታት ሰራዊት ይካየድ ኣሎ

ኤርትራ፣ ጽዑቕ ኣኼባታት ሰራዊት ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 21 July 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝርከባ ኣሃዱታት ሰራዊት፣ ጽዑቕ ኣኼባታት ኣብ ምክያድ ከምዘለዋ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ኣብ 12 ሓምለ፣ ኣብ ተሰነይ ኣብ ዝተኻየደ፣ ኣኼባ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝተመርጽሉ ኣገባብ ዘይፍትሓዊ ምዃኑ ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝተመርጽሉ ኣገባብ ዘይፍትሓዊ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 July 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ንምምርጽ ዝተኸተለ መስርሕ ፍታሓዊ ከምዘይኮነ ተገሊጹ። ኣብ ናይ ደቂተባዕትዮ፣ መርሃዊ ቅዱስን ኣማኑኤል ገብረእግዚ [...]
1 98 99 100 101 102 184 1000 / 1839