Category: ሃገራዊ ዜና

1 96 97 98 99 100 184 980 / 1832
ቱርኪ፣ ንኢትዮጵያ ኩሉ ዓይነት ድጋፍ ክትገብር ድልውቲ ምዃና ገሊጻ

ቱርኪ፣ ንኢትዮጵያ ኩሉ ዓይነት ድጋፍ ክትገብር ድልውቲ ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: 03 August 2021 ቱርኪ፣ ጸጥታን ርግኣትን ኢትዮጵያ ከምዘገድሳን፣ ኩሉ ዓይነት ድጋፍ ንምግባር ድልውቲ ምህላዋን ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት ፕረዚደንት ጣይብ ኤርዶዋን፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር [...]
ኣብ ተከዘ፣ ናይ ዝተቐትሉ ኣስታት 50 ሰባት ሬሳ ተረኺቡ

ኣብ ተከዘ፣ ናይ ዝተቐትሉ ኣስታት 50 ሰባት ሬሳ ተረኺቡ

Radio Erena: 03 August 2021 ኣብ ሩባ ተከዘ፣ ናይ ዝተቐትሉ ኣስታት 50 ሰባት ሬሳ ከምዝተረኽበ ንመንግስቲ ሱዳን ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን ኣቃሊሑ። ገለ ካብቲ በብእዋኑ ዝተኣከበ ሬሳታት፣ ኣእዳዎም [...]
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮረና ቫይረስ ንምጅማር ፍቓደኛ ዘይኮነት ሃገር ኤርትራ በይና ተሪፋ

ኣብ ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮረና ቫይረስ ንምጅማር ፍቓደኛ ዘይኮነት ሃገር ኤርትራ በይና ተሪፋ

Radio Erena: 03 August 2021 ኣብ ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮረና ቫይረስ ንምጅማር ፍቓደኛ ዘይኮነት እንኮ ሃገር ኤርትራ ጥራይ ኮይና። ብመንገዲ ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተማእከለ መደብ ኮቫክስ፣ ክታበት ኮረና ቫይርስ ንምብጻሕ [...]
ናይ ሎሚ ሰኑይ 02 ነሓሰ 2021 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ሰኑይ 02 ነሓሰ 2021 ፈነወና፦

Radio Erena: 02 August 2021 Radio Erena · ሰኑይ 02 ነሓሰ 2021   [...]
ኤርትራ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብዝምልከት ንሰበስልጣን ሱዳን መግለጺ ሂባ

ኤርትራ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብዝምልከት ንሰበስልጣን ሱዳን መግለጺ ሂባ

Radio Erena: 01 August 2021 ኤርትራ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብዝምልከት ንሰበስልጣን ሱዳን መግለጺ ሂባ። ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ዑስማን ሳልሕን የማነ ገብረኣብን ዝርከብዎ ጉጅለ ልኡኽ ብሓሙስ [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

Radio Erena: 31 July 2021 ሓይልታት ጸጥታ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣልማማ ማእሰርቲ ኣካዪዶም። እቶም ኣስታት 19 ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ምኽኒያት መእሰሪኦም ብላዕለዎት ሓለፍቲ ብን [...]
መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ተዅሲ ንምቁራጽ ሓድሽ ቅድመ ኩነት ኣቕሪቡ

መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ተዅሲ ንምቁራጽ ሓድሽ ቅድመ ኩነት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 30 July 2021 መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ሓይልታቱ ምቁራጽ ቶኽሲ ንምትግባር፣ ሓድሽ ቅድመ ኩነት ኣቕሪቡ። ብመሰረት እቲ ቀሪቡ ዘሎ ቅድመ ኩነት፣ ኣብ ትግራይ ተቋሪጹ ዝርከብ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት [...]
ኦሊምፒክ፣ ንተቐዳደምቲ ኤርትራን ኣልጀርያን፣ ‘ሰሓብቲ ገመል’ ክብል ብዓሌታዊ ቃል ዝገለጾም ጀርመናዊ ኣሰልጣኒ ተሰጕጉ

ኦሊምፒክ፣ ንተቐዳደምቲ ኤርትራን ኣልጀርያን፣ ‘ሰሓብቲ ገመል’ ክብል ብዓሌታዊ ቃል ዝገለጾም ጀርመናዊ ኣሰልጣኒ ተሰጕጉ

Radio Erena: 30 July 2021 ኣብ ቶክዮ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድራት ኦሎምፒክ፣ ንተቐዳደምቲ ኤርትራን ኣልጀርያን፣ 'ሰሓብቲ ገመል' ክብል ብዓሌታዊ ቃል ዝገለጾም ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ጀርመን፣ ፓ [...]
ኣስመራ፣ ኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ወጻኢ ሃገራት፣ ነፍሲ ወከፎም ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ውህሉል ግብሪ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ክኸፍሉ ይሕተቱ

ኣስመራ፣ ኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ወጻኢ ሃገራት፣ ነፍሲ ወከፎም ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ውህሉል ግብሪ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ክኸፍሉ ይሕተቱ

Radio Erena: 29 July 2021 ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ኤምባሲታት ወጻኢ ሃገራት ውህሉል ግብሪ መንግስቲ ክኸፍሉ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ ብመንግስቲ ከምዝተሓተቱ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም። [...]
አመሪካ፣ ኩነታት ናይቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘሻቐላ ገሊጻ

አመሪካ፣ ኩነታት ናይቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘሻቐላ ገሊጻ

Radio Erena: 29 July 2021 ምምሕዳር ባይደን፣ ኩነታት ናይቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ። ህወሓትን ሚሊሻታት ትግራይን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት መጥቃዕቲ ይፍጽሙ ምህላ [...]
1 96 97 98 99 100 184 980 / 1832