Author: admin
ኣብ ኣዱስ ኣበባ ተኸሲቱ ዘሎ ዋሕዲ ነዳዲ ሻቕሎት ይፈጥር
Radio Erena: 22 October 2018 ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸሲቱ ዘሎ ዋሕዲ ነዳዲ፣ ሻቕሎት ፈጢርሉ ከምዘሎ ተገሊጹ። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ነዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ ንምርግጋእ፣ ንእዋን ሓደጋ ካብ ዝኸ [...]
መራሕቲ ሱዳንን ግብጽን፣ ኣብ ክልትኣውን ዞባውን ጉዳያት ክዘራረቡ’ዮም
Radio Erena: 22 October 2018 ፕረዚደንትታት ግብጽን ሱዳንን፣ ኣብ ዝምድና ክልትኤን ሃገራት ንዘሎ ኩለንታዊ ዝምድናታት ብዝምልከት ሰፊሕ ምይይጥ ንምክያድ ንሓሙስ 25 ጥቅምቲ ኣብ ካርቱም ክራኸቡ'ዮም። እቶም መራሕቲ፣ ኣብ [...]
ዲፒ.ዎርልድ ናይ ዱባይ፣ ኣብ ወደብ ዓሰብ ቆላሕታ ይገብር
Radio Erena: 21 October 2018 ኣብ ኣገልግሎታት ወደብ ዝነጥፍ ዲፒ.ዎርልድ ናይ ዱባይ፣ ኣብ ወደብ ዓሰብ ቆላሕታ ገይሩ ከምዘሎ ተገሊጹ። ጋልፍ ኒውስ ንቃል ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ትካል ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ወደብ ዓ [...]
ሕ.ኤ. ኣብ ሊብያ ናይ መጻረዪ መዓስከር ክኸፍት ንዘቕረቦ እማመ፣ ሊብያ ነጺጋቶ
Radio Erena: 21 October 2018 ሕብረት ኤውሮጳ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ፣ ኣብ ሊብያ ናይ መጻረዪ መዓስከር ክኸፍት ንዘቕረቦ እማመ፣ ሊብያ ነጺጋቶ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሊብያ ምስ ኣውስትራልያዊት ጋዜጣ ኣብ ዝገበሮ ቃለ [...]
ብሪጣንያ፣ ን’ልዩ ፖሊስ’ ገንዘባዊ ደገፍ ገይራ ንዝብል ክሲ ነጺጋቶ
Radio Erena: 21 October 2018 ብሪጣንያ፣ ኣብ ክልል ሶማል ናይ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ፍሉይ ኣሃዱ ጸጥታ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ለጊሳ ተባሂሉ ንዝወጸ ሓበሬታ ናይ ኣሉታ መልሲ ሂባትሉ። ሓላፊ ክፍሊ ኣህጉራዊ ምዕባለ ኣብ ኢትዮጵያ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምስ ናዕቢ ብዝተኣሳሰር ተታሒዞም ዝጸንሑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ መንእሰያት ተፈቲሖም
Radio Erena: 19 October 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ጸጸኒሑ ኣብ ዝርአ ናዕብን ዕግርግርን ተሳቲፎም ዝተባህሉ ልዕሊ ሓደ ሽሕ መንእሰያት፣ ንኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ ተኣስሮም ድሕሪ ምጽናሕ፣ ብ18 ጥቅምቲ ከ [...]
ቱርኪ ኣብ ጅቡቲ ዲጋ ትሃንጽ
Radio Erena: 19 October 2018 መንግስቲ ቱርኪ፣ ንጅቡቲ ብሓገዝ ዲጋ ይሃንጸላ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ፍርቂ ዕማሙ ተሳሊጡ ከምዘሎ ዝገለጾ ዲጋ፣ ብዘይካ'ቲ ኣብ ዝስተ ማይን ሕርሻን ዝህልዎ ኣገልግሎታት፣ ንከተማ ጅቡቲ ካብ [...]
ግብጽን ሩስያን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ’የን
Radio Erena: 19 October 2018 ግብጽን ሩስያን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ ምዃነን ተሓቢሩ። እዚ ዝሕበር ዘሎ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ኣብ ሩስያ ዘካየዶ ናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት ዛዚሙ ድሕሪ ምምላሱ'ዩ። [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ሶማል በጺሖም
Radio Erena: 18 October 2018 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ሶማል በጺሖም። ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁን፣ ብሮቡዕ 17 ጥቅምቲ ናብ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝኣተውሉ፣ መዘንኦም ኣሕመድ ዒሰ [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ወትሃደራዊ ዝምድንአን ይግምግማ
Radio Erena: 18 October 2018 ሱዳንን ቀጠርን፣ ዘለወን ወትሃደራዊ ዝምድና ገምጊመን። ጋልፍ ኒውስ ብዘቕረቦ ሓበሬታ መሰረት፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ቀጠር፣ ሉዩተናንት ጀነራል ጋነም ቢን ሻሂን ኣል ጋነም ምስ ጠቕላሊ [...]