Author: admin
ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ሱዳን፣ ነቲ ብኮንትሮባንድ ብከሰላ ዝኣቱ ዝነበረ ነዳዲ ብኣሉታ ክጸልዎ ከምዝኽእል ተገሊጹ
ኣብ ሱዳን ዋጋ ነዳዲ ብዕጽፊ ወሲኹ። ዋጋ ነዳዲ ብዕጽፊ ዝወሰከሉ ምኽንያት፣ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ነዳዲ ክገብሮ ዝጸንሐ ድጎማ ስለዘልዓሎ ምዃኑ ተፈሊጡ። ብመሰረት እዚ ሓድሽ ምትዕርራይ ዋጋታት ነዳዲ፣ ንሓደ ጃሎን ወይ ድማ ን3.8 ሊትሮ [...]
“መንግስቲ ኤርትራ ዘቤታውን ኣህጉራውን ሕግታት ይጥሕስ ኣሎ።” ካትሪን ኣሽተን
መንግስቲ ኤርትራ ምግሃስ ዘቤታውን ኣህጉራውያን ሕግታት ይቕጽሎ ኣሎ ክትብል ላዕለወይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳያት ወጻእን ፖሊስ ጸጥታን ከምኡ ድማ ምክትል ፕረዚደንት እቲ ኮሚሽንን ካትሪን ኣሽተን ወቒሳ። እታ ላዕለወይቲ ወ [...]
95% ካብ ህዝቢ ኤርትራ ኣገልግሎት ሞባልይ ቴሌፎን ክረክብ ኣይከኣለን
ካብ 5.7 ሚልዮን ብዝሒ ህዝቢ ኤርትራ እቲ 95 ሚእታዊት ተጠቓሚ ኣገልግሎት ሞባይል ቴሌፎን ክኸውን ከምዘይክኣለ ተሓቢሩ። ኤርትራ ኣብ ዓለም እታ ዝወሓደ ተገልጋሊ ሞባይል ቴሌፎን ዘለው ሃገር ምዃና’ውን ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ኣብ ዘቕረ [...]
ሊብያ: ኤርትራውያን ዝርከብዎም 207 ስደተኛታት ቀይዳ
ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 207 ስደተኛታት ከምዝሓዙ ኣፍሊጦም። ቴሌቪዥኝ ሊብያ ትማሊ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ እቶም 29 ደቂንስትዮን ቆልዑን ዝርከብዎም ስደተኛታት፣ ኣብ ንእሽቶ ጃልባ ተሰቒሎም ናብ ሃገራት [...]
ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝወረደ ጉድኣት ከምዘየለ ተሓቢሩ
ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ሓደ ናይ ዕዳጋ ማእከል ማለት ሾፒንግ ሞል ኣሸበርቲ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ናይ ዝሞቱ ሰባት 68 በጺሑ። ኣብቲ ፍጻሜ ዝተቐትሉ 68 ሰባትን ዝቖሰሉ 175 ዜጋታት ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት’ዮም። ኣብቲ ወጻእተኛታት ብ [...]
ፈረንሳ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝነበራ ብዝሒ ዲፕሎማሰኛታታ ክትቕንስ’ያ
ፈረንሳ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣዋፊራቶም ዝጸንሐት ዲፕሎማሰኛታት ክትቕንሶ ምዃና ኣፍሊጣ። ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ ነዚ ዘፍለጠ፣ ኣብተን ኤርትራ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ብዝሒ ዲፕሎማሰኛታት ዘድልዮ [...]
ኣርባዕተ ኣብረርቲ ነፋሪት ኵናት ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከምዝኣተዉ ተገሊጹ
ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ኣብረርቲ ነፈርቲ ኵናት፣ ናብ ኤርትራ ከምዝኣተዉ ይግለጽ ኣሎ። እቶም ናይ ካፕቴን ማዕረግ ዘለዎም ኣርባዕት ፓይሎታት፣ እቶም ክልተ ኣብ ቻይና ንትምህርቲ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ናብ ኤርትራ ተመሊሶም ምስቲ ኣብ ኣስመራ [...]
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ዝተራእየ ምንቕጥቓጥ ምድሪ ዳግም ክኽሰት ከምዝኽእል ክኢላታት የጠንቕቑ
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ዘጋጠመ ምንቅጥቓት ምድሪ ዳግም ክኽሰት ከምዝኽእል ክኢላታት የጠንቕቑ። እቲ ብ18 መስከረም ኣብ ኤርትራን ሓያሎ ካልኦት ሃገራትን ዝተኸስተ ምንቕጥቃጥ ምድሪ ካብ 12 ክሳብ 18 መስከረም ኣብ ዘሎ ግ [...]
“መጽሔት መቓልሕ ፎርቶ ኣብ ኣስመራ ብምስጢር ተዘርጊሓ” ኣዳለውቲ ዓርቢ ሓርነት
ብምስጢር ዝተሓትመት መጽሔት ‘መቓልሕ ፎርቶ’ ኣብ ኣስመራ ከምእተዘርግሐት ኣዳለውቲ ዓርቢ ሓርነት ኣፍሊጦም። እታ ንዝኽሪ’ቲ ኣብ 21 ጥሪ ኣብ ፎርቶ ዝቐረብ ጠለብ ምፍታሕ እሱራን ትግባረ ቅዋምን ተባሂላ መቓልሕ ፎርቶ ዝተሰምየት [...]
ኤርትራ ንብልሽውና ዝተቓልዐት ሃገር’ያ ተባሂላ
ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ንብልሽውና ተቓሊዐን ዘለዋ ሃገራት ምዃና ተገሊጹ። ጠንቒ ናይዚ ድማ፣ ባጀት ሰሪዑ ዝንቐሳቐስ መንግስትን ንትግባረን ኣሰራርዓን ባጀት ዝከታተልን ዘጽድቕን ባይቶ ወይ ፓርላማ ስለዘይብላ’ዩ። ትራንስፓረንሲ ኢንተ [...]