Author: admin

1 2 3 4 5 6 485 40 / 4847
ኤርትራ፣ ህግደፍ ብዝሓደሮ ሻቕሎት ዝካየድ ዘሎ ዘመተን ጎስጓስን ይቕጽል

ኤርትራ፣ ህግደፍ ብዝሓደሮ ሻቕሎት ዝካየድ ዘሎ ዘመተን ጎስጓስን ይቕጽል

ኣብ ኤርትራ፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝተኻየደ ምስጢራዊ ስምምዓት፣ ብዝተፈጥረ ሻቕሎትን ዘይምትእምማን ዝካየድ ዘሎ ሰሚናራት ይቕጽል ምህላዉ ተሓቢሩ። በዚ መሰረት፣ ብርጋዴር ጀነራል ኢ [...]
ሶማል ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት ኣለዋ ዝብለ በዓል ስልጣን ካብ መዝነቱ ተሰጕጕ

ሶማል ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት ኣለዋ ዝብለ በዓል ስልጣን ካብ መዝነቱ ተሰጕጕ

ሶማል ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት ኣለዋ ዝብል መርገጺ ዘለዎ ሶማላዊ በዓል ስልጣን ካብ መዝነቱ ከምዝተሰጎጕ ሬድዮ ዳስላን ካብ ሞቛድሾ ሓቢራ። እቲ ዓብዱላሂ ዱል ዝተባህለ፣ ዳይረክተር ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሶማል፣ ሶማል ምስ [...]
ፕረዚደንት ኣልጀርያ፣ ድሕሪ 20 ዓመታት ካብ ስልጣን ተኣልዩ

ፕረዚደንት ኣልጀርያ፣ ድሕሪ 20 ዓመታት ካብ ስልጣን ተኣልዩ

ኣንጻሩ ሰፊሕ ህዝባዊ ተቓውሞታት ክካየድ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኣልጀርያ፣ ዓብደልዓዚዝ ቡተፍሊቓ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ። ቤት ጽሕፈት እቲ ፕረዚደንት፣ ኣቐዲሙ ብ1 ሚያዝያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ፕረዚደንት ቡተፍሊቓ ኣብ 28 ሚያዝያ ሚያዝያ፣ [...]

تعيين العقيد ودي فتوراري قائدا عاما لسلاح البحرية

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 2 ابريل 2019 تفيد مصادر إذاعة إرينا بأنه تم تعيين العقيد ملاخي تسفارمايام المقرب من الرئيس اسياس قائدا عاما لسل [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት፣ ንኢትዮጵያውያን እንተዘይኮይኑ፣ ንኤርትራውያን ኣብ ናይ ጎደና ሸቐጥ ከይዋፈሩ ዝኽልክል መጠንቀቕታ ይመሓላለፍ

ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት፣ ንኢትዮጵያውያን እንተዘይኮይኑ፣ ንኤርትራውያን ኣብ ናይ ጎደና ሸቐጥ ከይዋፈሩ ዝኽልክል መጠንቀቕታ ይመሓላለፍ

ኣብ ከተማታት ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ መንደፈራ፣ ዓዲዃላን ካልእ ከተማታት ኤርትራን፣ ኣብ ጎደናታት ዝካየድ ሸቐጥ ንኢትዮጵያን እንተዘይኮይኑ ንኤርትራውያን ክልኩል ምዃኑ፣ መጠንቀቕታ ይመሓላለፍ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ [...]
ኤርትራ ዝመበቆሉ ኣመሪካዊ “ራፐር” ተቐቲሉ

ኤርትራ ዝመበቆሉ ኣመሪካዊ “ራፐር” ተቐቲሉ

ብ "ኒፕሲ ሃስል" ዝፍለጥ፣ ኤርምያስ ደቪድሰን ኣስገዶም ዝተባህለ ኤርትራ ዝመበቖሉ ኣመሪካዊ ደራፋይ ተቐቲሉ። ኤርትራዊ ኣመሪካዊ፣ ናይ "ራፕ" ዓይነት ሙዚቓ ደራፋይ፣ ኣብ ካሊፎንያ፣ ሎስ ኣንጀሎስ ኣብ ዝርከብ ትካል መሸጣ ጨርቃ ጨር [...]
ኬንያ፣ ብደረጃ ዓለም ፣ብዕብየቱ ቀዳማይ ዝስራዕ መዓስከር ስደተኛታት ክዓጹ’የ ትብል

ኬንያ፣ ብደረጃ ዓለም ፣ብዕብየቱ ቀዳማይ ዝስራዕ መዓስከር ስደተኛታት ክዓጹ’የ ትብል

መንግስቲ ኬንያ፣ ነቲ ብደረጃ ዓለም፣ ብዕብየቱ ቀዳማይ ዝስራዕ መዓስከር ስደተኛታት ዳዳብ ክዓጽዎ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብቲ መዓስከር መብዛሕቶም፣ ካብ ሶማል ዝተፈናቐሉ ኣስታት 250 ሽሕ ሰባት ተዓቝቦም ኣለዉ። እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ዝሓ [...]

اختفاء خمسة عدائيين ارتريين في الدانمارك

اذاعة ارينا: الاخبار الاثنين 1 ابريل 2019 أكد الاتحاد الدنماركي لألعاب القوى بأن خمسة عدائيين ارتريين من المشاركين ضمن منتخب بلادهم لألعاب القوى في ب [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ዕጹው ኣኼባታት ኣካይዱ

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ዕጹው ኣኼባታት ኣካይዱ

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ብዝምልከት ዕጹው ኣኼባታት ኣካይዱ። ብወዲ ፊተውራሪ ዝፍለጥ ብኮለነል መልኣከ ተኽለማርያም ዝተኻየደ ዕጹው ኣኼባ፣ ንውሱናት ሓለፍቲ ናይቲ ሓይሊ ባሕሪ ጥራይ ዘሳተፈ ምንባሩ እቶም ነዚ ሓ [...]
ደንማርክ፣ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ኣትለታት ተሰዊሮም

ደንማርክ፣ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ኣትለታት ተሰዊሮም

ኣብ ደንማርክ፣ ከተማ ኣርሁስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዋንጫ ዓለም ኣትለቲክስ 2019 ንምስታፍ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ከምዝተሰወሩ ፖሊስ ደንማርክ ኣፍሊጡ። እቶም ስማቶም ብዝርዝር ዘይተገልጸ ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ብሓ [...]
1 2 3 4 5 6 485 40 / 4847