Author: admin

1 2 3 4 485 20 / 4847

وزير خارجية ارتريا في الرياض في زيارة رسمية

اذاعة إرينا الاخبار: الثلاثاء 9 ابريل 2019 اجتمع يوم امس الاثنين في العاصمة السعودية الرياض وزير خارجية ارتريا عثمان صالح مع نظيره السعودي ابراهيم [...]
ኤርትራ፣ ብ “ይኣክል ” ዝፈለመ ናይ ጻውዒት ዘመተ፣ ብዘተን ምምይያጣትን ይቕጽል ኣሎ

ኤርትራ፣ ብ “ይኣክል ” ዝፈለመ ናይ ጻውዒት ዘመተ፣ ብዘተን ምምይያጣትን ይቕጽል ኣሎ

ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቲ ካብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣትሒዞም ዘካይድዎ ዘለዉ፣ ናይ ይኣክል ጻውዒት፣ ብዘተን ምይይጣትን ይቕጽልዎ ከምዘለዉ ከካብ ቦትኡ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ዛጊት በጺሑና ካብ ዘሎ ሓበሬታ፣ ኣብ ካ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝተጎሃሃረ ግጭታት ኣብ ምህዳእ ተዋፊሩ ከምዘሎ ተገሊጹ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝተጎሃሃረ ግጭታት ኣብ ምህዳእ ተዋፊሩ ከምዘሎ ተገሊጹ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተጓሃሂሩ ንዘሎ ግጭታት ኣብ ምህዳእ ተዋፊሩ ከምዘሎ ንኣፈኛ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ሕብረተሰብ ኦሮሞ ኣብ ዝነበርሉ ክልል ኣምሓራን ሰሜን [...]

الرئيس الجيبوتي يكشف أن البحرية الاثيوبية ستؤسس في مصوع

الرئيس الجيبوتي يكشف أن البحرية الاثيوبية ستؤسس في مصوع اذاعة إرينا: الاخبار الاثنين 8 ابريل 2019 كشف الرئيس الجيبوتي اسماعيل عمر قيلي بأن اثيوب [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ባጽዕ ከምዝምስረት ፕረዚደንት ጅቡቲ ገሊጹ

ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ባጽዕ ከምዝምስረት ፕረዚደንት ጅቡቲ ገሊጹ

ኢትዮጵያ ብሓገዝ ፈረንሳ ከተቖሞ መዲባ ዘላ ሓይሊ ባሕሪ; መደበሩ ኣብ ባጽዕ ከምዝኸውን ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ገሊጹ። ፕረዚደንት ጅቡቲ ነዚ ዝገለጸ፣ ምስ ሓንቲ ካብ ህቡባት መጽሔታት ፈረንሳ ዝኾነት፣ ዠን ኣፍሪክ፣ ቁ [...]
“ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ ሰላም፣ ምሉእ ኣይኮነን፣” ዶ/ር ደብረጽዮን

“ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ ሰላም፣ ምሉእ ኣይኮነን፣” ዶ/ር ደብረጽዮን

ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጀመርኦ ርክብ ሰላም፣ እወታዊ እኳ እንተኾነ፣ ግና ምሉእ ኣይኮነን ክብል ምክትል ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ገሊጹ። ንሱ ምስ መደበር ሬድዮን ቴሌቪዥንን ደቡብ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ [...]
ኦነግ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከብ ፖለቲካዊ መሪሕነቱ ዝነበሮ ርክብ በቲኹ

ኦነግ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከብ ፖለቲካዊ መሪሕነቱ ዝነበሮ ርክብ በቲኹ

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ ዝንቀሳቐስ ዕጡቕ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ (ኦነግ)፣ ምስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ፖለቲካዊ መሪሕነት ዝነበሮም ርክብ ከምዝበተኸ ኣፍሊጡ። እቲ ግንባር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ [...]
ቱርኪ፣ ቀጠርን ሱዳንን ብኤርትራ ንዝቐረበ ወቐሳ ነጺገን

ቱርኪ፣ ቀጠርን ሱዳንን ብኤርትራ ንዝቐረበ ወቐሳ ነጺገን

ቱርኪ፣ ቀጠርን ሱዳንን ብኤርትራ ንዝቐረበ ወቐሳ ነጺገን። ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ቱርኪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብኤርትራ ዝቀረበ ወቐሳ ዝተሰምዖ ቅሬታ ብምግላጽ፣ ካብ ግጉይ ሓበሬታ ዝነቐለ'ዩ ዝብል እምነት ከምዘለዎ ጠቒሱ። ቱርኪ [...]
ንጸጥታን ሃብትን ባሕሪ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቁጽጻር ዘኽእል ሓይሊ ዕማም ቆይሙ

ንጸጥታን ሃብትን ባሕሪ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቁጽጻር ዘኽእል ሓይሊ ዕማም ቆይሙ

ንጸጥታን ሃብትን ባሕሪ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቁጽጻር ዘኽእል ሓባራዊ ስምምዕ ንምፍጣር ዘኽእል ሓይሊ ዕማም ቆይሙ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ዝቖመ ሓይሊ ዕማም ብኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝቖመ ኮይኑ፣ ቀንዲ ዕላምኡ፣ [...]
ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፣ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፣ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንትን ዝርከቦ ጉጅለ ልኡኽ፣ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሞቓድሾ ኣብ ዝዓረፈሉ፣ ሚኒስተር ጉዳያ [...]
1 2 3 4 485 20 / 4847