Author: admin
ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝሓቖፈት ክለብ ኤምቲኤን ኩቤካ ክምውል ዝጸንሐ ኩባንያ ብሰንኪ ክሳራ ከቋርጽ’ዩ
Radio Erena: 31 July 2015 ዳኒኤል ተኽለሃይማኖትን መርሃዊ ቅዱስን ዝርከብዎም ተቀዳደምቲ ብሽክለታ ዝሓቖፈተ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤምቲኤን ኩቤካ፣ ክምውል ዝጸንሐ ናይ ቴሌፎን ኩባንያ፣ ብሰንኪ ክሳራታት ነታ ጋንታ ከምዘይ [...]
ወዱ ንሙዓመር ቐዛፊ ንሞት ተፈሪዱ
Radio Erena: 31 July 2015 ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ኣብ ሊብያ ከቢድ ጸጥታዊ ስግኣት ፈጢርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ወዱ ንሙዓመር ቐዛፊ ብሞት ክቕጻዕ በይኑ። እቲ ብ ከተማ ትሪፖሊ ዝርከብ ቤት ፍርዲ፣ ንሰበ [...]
ኣብዘን ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ሰለስተ ዲፕሎማሰኛታት ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሖም
Radio Erena : 30 July 2015 ምክትል ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣልኣሚን ናፍዕ ብ26 ሓምለ ንመንግስቲ ኤርትራ ከምዝራሕረሐ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ ኣናዶሉ ሓቢሩ። ህዝቢ ኤርትራ፣ ሓርነትን ደሞክራ [...]
ንዓመታ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ሓፈሻዊ ምርጫ ሶማል ተሰሪዙ
Radio Erena : 30 July 2015 ኣብ ሶማል ን2016 ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ሓፈሻዊ ምርጫ ብሰንኪ ጸጥታዊ ስግኣት ተሰሪዙ። እቲ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ምርጫ ክስረዝ ዝወሰነ ፓርላማ ሶማል፣ ናብ መዓስ ከምዝተሰጋገረ ኣይሓበረን [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ኢጋድን ሕብረት ኣፍሪቃን ምስ ኦባማ ኣብ ዘካየድዎ ዝርርብ ብዘይምስታፉ ቁጠዐኡ ገሊጹ
Radio Erena : 30 July 2015 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ እታ ሃገር ብዝምልከት ኢጋድን ሕብረት ኣፍሪቃን ምስ ፕረዚደንት ባራካ ኦባማ ኣብ ዘየካየድዎ ዝርርብ ክሳተፍ ዕድመ ስለዘይቀረበሉ፣ ቁጠዐኡ ገሊጹ። ኢጋድን ሕብረት ኣፍ [...]
ፕረዚደንት ኦባማ ፣ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ብህይወት ክሳብ ዘለዉ ስልጣን ክብሕቱ ምድላዮም ነቒፉ
Radio Erena : 29 July 2015 ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ ተረኺቡ መደረ ዘስምዐ ናይ ፈለማ መራሒ ኣመሪካ ኮይኑ። እቲ ፕረዚደንት ትማሊ ሰሉስ 28 ሓምለ ኣብ ዘስምዖ መ [...]
ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2015 ጎሊሖም ካብ ዝተራእዩ 10 ተቀዳደምቲ ሓደ ምንባሩ ተገሊጹ
Radio Erena : 29 July 2015 ዙር ፈረንሳ 2015 ብሰንበት 26 ሓምለ ድሕሪ ምዝዛሙ፣ ማዕከናት ዜና ስፖርት ፈረንሳን ዓለም ጎሊሖም ካብ ዝተራእዩ ተቐዳደምቲ ብዝብል ኣርእስቲ፣ ንኤርትራዊ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ምስ ቀዳሞት [...]
ንኢትዮጵያ ዘስግእ ሓይሊ፣ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ሽበራዊ ጉጅለ ስለዝተባህለ ብኣመሪካ ሽበራዊ ተባሂሉ ከምዘይግለጽ ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ኣረዲኡ
Radio Erena: 28 July 2015 ንኢትዮጵያ ኣስጋኢ ዝኾነ ሓይሊ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ሽበራዊ ጉጅለ ስለዝተባህለ ብኣመሪካ ከም ሽበራዊ ጉጅለ ይጥመት ማለት ከምዘይኮነ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ዘካይድ ዘሎ ፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባ [...]
ኤርትራ፣ ምስ ጎረባብተን ስኒት ካብ ዘይብለን ሃገራት ምስተን ቀዳሞት ተሰሪዓ
Radio Erena: 28 July 2015 ኤርትራ ካብተን ምስ ጎረባብተን ስኒት ዘይብለን ሃገራት ዓለም ኣብ ቅድሚት ዝስርዓ ሃገራት ሓንቲ ምዃና ብግሎባዊ ሰላም ዝቐረበ መጽናዕቲ ምምልካቱ ዘ ኢንዲፐንደንት ኣብ ናይ 27 ሓምለ ጽሕፉ ገሊጹ [...]
ኣብ እስራኤል፣ ኣብ ሖሎት ብዝርከቡ ስደተኛታትን ተጣበቕትን ዝተዳለወት ትያትር ንምርኢት ቀሪባ
Radio Erena: 27 July 2015 ኣብ እስራኤል ኣብ ክፉት ቤት ማእሰርቲ ብዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ከምኡ ድማ ብተጣበቕቲ ዝተዳለወት ንመዓልታዊ ህይወት ስደተኛታት እተንጸባርቕ ትያትር ንምርኢት ቀሪባ። እታ ንምድላዋ ኣስታ [...]