Author: admin
ባሕቲ መስመረም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ብክብ ዝበለ ድምቀት ዘኪሮማ
ባሕቲ መስመረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ዝተዘከረትሉ እዋን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን’ውን ብክብ ዝበለ ድምቀት ከምዝዘከሩዋ ተሓቢሩ። እቶም [...]
ኣመሪካ፣ ብዑደት ኣልበሽር ናብ ቻይና ትሻቐል
ፕረዚደንት ሱዳን፣ ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ናብ ቻይና ከካዪዶ ወጢኑዎ ዘሎ ዑደት ኣንጻር ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ምዃኑ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣዘኻኺራ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብሰምበት ኣብ ዝዘርገሖ መ [...]
ሰለስተ ውልቀ ሰባት ብምስግጋር ደቂ ሰብ ብተኣሳሰር ክሲ ተታሒዞም
ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ፣ ምስቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዘጋጠመ ከባቢ 200 ሰባት ዝቐተለ ሓደጋ ባሕሪ፣ ምትእስሳር ኣለዎም ዝበልዎም ሰለስተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተዉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም [...]
ባሕቲ መስከረም ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ
ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ። ሓያሎ ተቓወምቲ ውድባትን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢን ነዛ መዓልቲ ኣመልኪቶም ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሰደዱዎ መልእኽቲ፣ ህዝቢ ኤ [...]
ኤርትራውያን ጸሓፍቲ ኣብ መሸጣን ምዝርጋሕን መጻሕፍቶም ይብደሉ ከምዘለዉ ይገልጹ
ካብን ናብን ኤርትራ ዝግበር ንግዳዊ ንጥፈታት ዳርጋ ፈጺሙ ተዓጽዩ ኣብ ዘለወሉ ግዜ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮይኖም መጽሓፍቲ ዘሕትሙ ዘለው ዜጋታት ብሰንኪ ዋሕዲ ዕዳጋ መጽሓፍቲ ኣብ መሸጣ ይህሰዩን ይኸስሩን ከም ዘለው ተፈሊጡ። [...]
ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህይወቶም ዝሰኣኑ ስደተኛታት ናብ 119 ክብ ኢሉ
ቁጽሪ ናይቶም ብዓርቢ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህይወቶም ዝሰኣኑ ስደተኛታት ናብ 119 ክብ ከምዝበለ ካብ ሊብያ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም ዜጋታት ሶርያ ምዃኖም ዝተነግረሎም ስደተኛታት ኣብ ክልተ ጀላቡ ዝነበሩ ኮይኖም [...]
ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዳግማይ ክሕንጸጽ ጻውዒት ቀሪቡ
ኣብ ሱዳን ኣመሓዳሪ ግዝኣት ገዳርፍ፣ እቲ ንነዊሕ እዋን ተዳናጉዩ ዝጸንሐ ዳግማይ ምሕንጻጽ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዝቐልጠፈ እዋን ክትግበር ጻውዒት ኣቕሪቡ። እዚ ልሙዕ ምዃኑ ዝንገረሉ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ሱዳን ዝር [...]
ንግብሪ 2% ብዝምልከት ፖሊስ ስዊዘርላንድ መርመራ ጀሚሩ
ፈደራል ፖሊስ ስዊዘርላንድ ብኤምባሲ ኤርትራ ንዝእከብ ዘሎ ዘይሕጋዊ ግብሪ ክልተ ካብ ሚእቲ ኤርትራ ብዝምልከት መርመራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ዳይረክተር ፈደራል ፖሊስ ኒኮለታ ደላ ቫለ፣ ምስ ማዕከን ዜና ኤስ.ኣር.ኤፍ. ኣብ [...]
መንግስቲ ደንማርክ ንዘቕረቦ ሓቅነት ዘይብሉ መጽናዕቲ፣ ገለ ሃገራት ኤውሮጳ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ይጥቀማሉ ከምዘለዋ ተገሊጹ
ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም እንተተመሊሶም ዘጋጥሞም ዝኾነ ጸገም የለን ክብል መንግስቲ ደንማርክ ንዘቕረቦ ሓቅነት ዘይብሉ መጽናዕቲ፣ ገለ ሃገራት ኤውሮጳ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ይጥቀማሉ ኣለዋ ክብል፣ ኣካያዲ’ቲ መጽናዕቲ ዝነበረ [...]
ኣብ ኦውስትሪያ፣ ከባቢ ሓምሳ ዝኾኑ ሰባት ኣብ ሓንቲ ናይ ጽዕነት መኪና ሞይቶም ተረኺቦም
ኣብ ኣውስትሪያ፣ ከባቢ ሓምሳ ዝኾኑ ሰባት ኣብ ሓንቲ ናይ ጽዕነት መኪና ሞይቶም ከምዝተረኽቡ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም ሓምሳ ዝኾኑ ሰባት ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ምዃኖምን፣ ብሕጽረት እስትንፋ [...]