Author: admin

ታዕሊም ብሳሆ፣ ካብ ብራስለስ ክሳብ ሳዋ
Radio Erena: 10 December 2015 ቤልጁም ካብ 2010 ኣትሒዙ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ዝኣክል መንግስቲ ኣይነበራን። መንግስቲ ዘይብላ ሃገር ከመይ ክትቕጽል ከምእትኽእል ክርድኣኒ ኣይከኣለን። መንግስቲ ዘይብለን ሃገራት ኣ [...]

10 ታሕሳስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ተዘኪራ
Radio Erena: 11 December 2015 10ታሕሳስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ። እታ ዕለት፣ ካብቲ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ኣብ 1948 ንኣዋጅ መሰል ደቂ ሰብ ዘጽደቐሉ እትሒዛ ን66 ዓመታ [...]

ብስዑዲ ዝምራሕ ወትሃደራዊ ኪዳን፣ ነቲ ሓደ እዋን ምስ ኤርትራ ዘሰሓሓበ ደሴታት ሓኒሽ ተቖጻጺሩ
Radio Erena: 11 December 2015 ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ወትሃደራዊ ኪዳን፣ ነታ ሓደ እዋን ምስ ኤርትራ ኣሰሓሒበን ዝነበራ ደሴታት ሓኒሽ ከምዝተቖጻጸረ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ማእከል ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ስትራቴጅያውያን ደሴታት [...]

እስራኤል ንሲናይ ምሉእ ብምሉእ ድሕሪ ምሕጻራ፣ 200 ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ናብታ ሃገር ኣትዮም
Radio Erena: 10 December 2015 እስራኤል፣ ነቲ ምስ ሲናይ ዘዳውባ ከባቢታት ምሉእ ብምሉእ ብሓጹር ድሕሪ ምዕጻዋ፣ 200 ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ናብታ ሃገር ከምዝኣተዉ ተገሊጹ። እቶም መብዛሕቶም ዜጋታት ሱዳን ዝኾኑ ስደ [...]

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ሓድሽ ፕረዚደንት መዚዙ
Radio Erena: 10 December 2015 ኣምባሳደር ኮርያ ኣብ ስዊዘርላንድ ቾይ ኪዮንግ - ሊም፣ ፕረዚደንት ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኮይኑ ተመዚዙ። ኣምባሳደር ኪዮንግ – ሊም ንእዋናዊ ኣቦ መንበር እቲ ባይቶ ጀርመና [...]

ኣብ ኵናት የመን፣ ብሃገራት ዓረብ ዝተዓስቡ ሽዱሽተ ኮሎምብያውያን ወትሃደራትን ሓደ ኣውስትራልያዊ ኣዛዝን ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 10 December 2015 ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ወትሃደራዊ ኪዳን ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ የመን ዘዋፈሮም ሽዱሽተ ኮሎምብያውያን ወትሃደራትን ኣውስትራልያዊ ኣዛዚን ከምዝተቀትሉ ይግለጽ ኣሎ። ኣብ የመን ኣንጻር ሑቲ ኣብ [...]

ኣብ ምቕታል ኣመንቲ ክርስትና ዝኾኑ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ዝልዓለ ኢድ ዝጸንሖ ሓደ ካብ መራሕቲ ጉጅለ ዳዒሽ ኣብ ሊብያ ተቐቲሉ
Radio Erena: 09 December 2015 ኣብ ምቕታል ኣመንቲ ክርስትና ዝኾኑ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ዝልዓለ ኢድ ዝጸንሖ ሓደ ካብ መራሕቲ ጉጅለ ዳዒሽ ኣብ ሊብያ ከምዝተቐትለ ይግለጽ ኣሎ። እዚ ናይ ዒራቕ መንነት ከም [...]

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ ተማሃሮ ዘልዓልዎ ተቃውሞ ናብ ሓያሎ ከባቢታት ይልሕም
Radio Erena: 09 December 2015 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ብተማሃሮ ዝፈለመ ተቃውሞ ናብ ሓያሎ ኣብያተ ትምህርቲ እቲ ክልል ይልሕም ምህላዉ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ይገልጻ ኣለዋ። እቲ ተቃውሞታት ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ኣም [...]

ወኪል ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ሱዳን፣ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብብዝሒ ናብ ስደት ዝሰጋገርሉ ዞባ ከሰላ ዑደት ኣካይዱ
Radio Erena: 09 December 2015 ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዞባ ከሰላ ሳዕሪሩ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ንሃገራት ምዕራብ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን እዋን ኣሻቒልሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ወኪል ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ሱዳን ብዛዕ [...]

መራሕቲ ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ጉዳይ ዶብ ይሰማምዑ
Radio Erena: 08 December 2015 ኢትዮጵያን ኬንያን ዘሰሓሕባን ዘሎ ጉዳይ ዶብ ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍታሕ ዝዓለም ውዕል ከቲመን። እዚ ውዕል ዝተኸተመ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለመርያም ደሳለኝ ትማሊ ሰኑይ 7 ታ [...]