Author: admin
መንግስታት ካርቱምን ጁባን፣ ዛጊት ኣብ መዕለቢኡ ዘይበጽሐ ዘስሓሕቦም ጉዳያት ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍትሑ ዘለዎም ተስፋ ይገልጹ
Radio Erena: 05 May 2016 መንግስታት ካርቱምን ጁባን፣ ዛጊት ኣብ መዕለቢኡ ዘይበጽሐ ዘስሓሕቦም ጉዳያት ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍትሑ ዘለዎም ተስፋታት ገሊጾም። እቲ ብሰንኪ ግጭት ደቡብ ሱዳን ተወንዚፉ ዝጸንሐ ጉዳያት ክልትኤን [...]
ሚኒስተር ኢምግሬሽን ነርወይ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ከይገሹ ተጠንቕቕ
Radio Erena: 04 May 2016 ኣብ ነወርይ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝተዋህቦም ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከይገሹ መጠንቐቕታ ተመሓላሊፉ። ብመሰትረ ኣብ ማዕከን ዜና ነርወይ ቱደይ ቀሪቡ ዘሎ ሓበሬታ፣ ሚኒስተር ኢምግሬሽን ሲልቪ ሊስቶግ ኣብ [...]
ወከልቲ ባይቶ ጸጥታ ናብ ሶማል ምብጻሕ ክፍጽሙ’ዮም፣ ናብ ኤርትራ ንምብጻሕ ዝቐረበ ሓሳብ ግና ብተቓውሞ ኣመሪካ ተሰሪዙ
Radio Erena: 04 May 2016 ወከልቲ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ መፋርቕ ናይዚ ወርሒ'ዚ ናብ ሶማል ዑደት ከካይዱ'ዮም። እዋናዊ ፕረዚደንት ናይቲ ባይቶን ቀዋሚ ኣምባሳደር ግብጺ ኣብ ሕቡራት ሃገራትን ዓምር ኣቡላታ ብሰኑይ [...]
መራሒ ሑቲ ናይ የመን ኢዱ ናብ ኤርትራ የወጣውጥ
Radio Erena: 04 May 2016 መራሒ ናይቶም ብኣንሳሩኣላሕ ዝፍለጡ ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን ሰይድ ዓብዱልማሊክ ኣል ሑቲ፣ ንኤርትራ ኣጠንቒቑ። እቲ መራሒ ብቴሌቪዥን ናይቲ ጉጅለ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ እስራኤል ምስ ስዑዲ ብ [...]
ሎሚ 3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ ይዝከር ኣሎ
Radio Erena: 03 May 2016 ሎሚ 3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ ይዝከር ኣሎ። ብደረጃ ዓለም፣ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ቀዳሞት ጸላእቲ ፕረስ ምዃኑ ብምክኝያት እዛ ዕለት ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ዝወጽእ ዘሎ መ [...]
ኣብ ኤርትራ ተዓቝቦም ዝጸንሑ 37 ሶማላውያን ስደተኛታት ናብ ኣመሪካ ንምጥያሳ ስሎቫክያ ኣትዮም
Radio Erena: 03 May 2016 ኣብ ኤርትራ ተዓቝቦም ዝጸንሑ 37 ሶማላውያን ስደተኛታት ናብ ኣመሪካ ንምጥሳ ናብ ስሎቫክያ ከምዝኣተዉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ትማሊ 2 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እ [...]
ብሪጣንያ ወትሃደራታ ናብ ሶማልን ደቡብ ሱዳንን ከተዋፍር ጀሚራ
Radio Erena: 03 May 2016 ብሪጣንያ 10ታት ወትሃደራታ ናብ ሶማል ኣዋፊራ። እቶም ኣብ ስልጠና፣ ወትሃደራዊ ስለያን ካልእ ንጥፈታትን ዝዋፈሩ ኣባላት ሰራዊት ብሪጣንያ፣ ትማሊ ናብ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝኣትውሉ፣ ላዕለዎት ኣዘዝ [...]
1 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ
Radio Erena: 02 May 2016 1 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ትማሊ ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ። ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ኣብ ከም በዓል ኤርትራ፣ ኩባን ሰሜን ኮርያ ዝኣመሰላ ሃገራት ብሰልፍን ካልእ ንጥፈታትን [...]
ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ስራሕ ዝተባረሩ ኣስታት 50 ሽሕ ሰራሕተኛታት ኣብ ዘካየድዎ ተቓውሞ ሓይሎ ኣውቶቡሳት ኣቓጺሎም
Radio Erena: 02 May 2016 ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብዘይ መሰል ካብ ስራሕ ዝተባረሩን ንሽዱሽተ ወርሒ ደሞዞም ዘይተኸፍሉ ኣሳትት 50 ሽሕ ሰራሕተኛታት ኣብ ዘካየድዎ ተቓውሞ፣ ሓያሎ ኣውቶቡሳት ከምዘቓጸሉ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር [...]
ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ንተወሳኺ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዘጽንሖ ስማዊ ምርጫ ኣካይዱ
Radio Erena: 02 May 2016 ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኳቶርያል ጊኒ ቴዶር ኦብያንግ፣ ንተወሳኺ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዘጽንሖ ስማዊ ምርጫ ኣካይዱ። ኣብ 1979 ንኣኩኡ ብደማዊ ዕልዋ [...]