Author: admin

1 232 233 234 235 236 485 2340 / 4847
“ኣብ ሊብያን ሱዳንን ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ናይ ዝተዋፈሩ ኣስታት 100 ኤርትራውያን ስም ዝርዝር ኣለና፣” ሚ/ው/ጉዳያት ሊብያ

“ኣብ ሊብያን ሱዳንን ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ናይ ዝተዋፈሩ ኣስታት 100 ኤርትራውያን ስም ዝርዝር ኣለና፣” ሚ/ው/ጉዳያት ሊብያ

Radio Erena: 05 September 2016 ኣብ ሊብያን ሱዳንን ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ናይ ዝተዋፈሩ ኣስታት 100 ዝኾኑ ኤርትራውያን ስም ዝርዝር ከምዘለዎ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ሊብያ ሰነዳት ብምቕራብ ንሬድዮ ኤረና [...]
መንግስቲ ኤርትራ ንኣቡነ እንጠንዮንስ ብግዴታ ናይ ይቕሬታ መዘክር ብምኽታም ናብ ቦትኦም ንኽመልሶም ዘካይዶ ዘሎ ተደጋጋሚ ፈተነ ይፈሽል

መንግስቲ ኤርትራ ንኣቡነ እንጠንዮንስ ብግዴታ ናይ ይቕሬታ መዘክር ብምኽታም ናብ ቦትኦም ንኽመልሶም ዘካይዶ ዘሎ ተደጋጋሚ ፈተነ ይፈሽል

Radio Erena: 05 September 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ መንፈሳዊ መዝነቶም ብምውራድ ንልዕሊ 10 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ሒዝዎም ዝጸንሐ መበል ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ኣቡነ እንጠንዮንስ፣ [...]
ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ብሰንኪ ተቓውሞ ህዝቢ ኣብ ትካላት መንግስትን ናይ ወጻኢ ወፍርታትን ከቢድ ዕንወት ይወርድ

ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ብሰንኪ ተቓውሞ ህዝቢ ኣብ ትካላት መንግስትን ናይ ወጻኢ ወፍርታትን ከቢድ ዕንወት ይወርድ

Radio Erena: 05 September 2016 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ደቡባዊ ጎንደር፣ ከተማ ደብረ ታቦር ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓያሎ እሱራት ከምዝተቐትሉ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ሓቢራ። ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ባ [...]
ሕ.ኣ. ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነታት ብቐረባ ክከታተሎ ከምዝጸንሐ ገሊጹ

ሕ.ኣ. ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነታት ብቐረባ ክከታተሎ ከምዝጸንሐ ገሊጹ

ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነታት ብቐረባ ክከታተሎ ከምዝጸንሐ ኣደ ወንበር’ቲ ሕብረት ዶክተር ንኮሳዛና ዙማ ገሊጻ።ብዕለት ሓደ መስከረም ዝወጸ መግለጺ ሕብረት ኣፍሪቃ ከምዘመልክቶ፣ ማሕበረ ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ሞት [...]
ፖሊስ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ብመርበባት ሓበሬታ ዝካየዱ ገበናት ንምቁጽጻር ዘኽእሎ ወፍሪ ከካይ’ዩ

ፖሊስ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ብመርበባት ሓበሬታ ዝካየዱ ገበናት ንምቁጽጻር ዘኽእሎ ወፍሪ ከካይ’ዩ

ሓይሊ ፖሊስ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ብመርበባት ሓበሬታ ዝካየዱ ገበናት ንምቁጽጻር ዘኽእሎም ናይ ሓባር ወፍሪ ከካዪዱ ተሰማሚዖም።መበል 18 ዋዕላ ኣባል ሃገራት ንምቁጽጻር ገበናት ሳይበር፣ ኣብ ከተማ ኪጋሊ ኣብ ዝተኻየደሉ፣ ላዕለዎት ኣዘ [...]
ፕ.ሙጋቤ ብጽኑዕ ሓሚሙ፣ ተባሂሉ ዝተዘርገሐ ዜና ሓሶት ምዃኑ ተገሊጹ

ፕ.ሙጋቤ ብጽኑዕ ሓሚሙ፣ ተባሂሉ ዝተዘርገሐ ዜና ሓሶት ምዃኑ ተገሊጹ

ፕረዚደንት ዚምባብወ ሮበርት ሙጋቤ ብጽኑዕ ሓሚሙ ኣብ ዱባይ ሕክምናዊ ረዲኤት ይግበረሉ’ሎ ተባሂሉ ዝተዘርገሐ ዜና ሓሶት ምዃኑ፣ እቲ ፕረዚደንት ናብ ሃገሩ ኣብ ዝተመልሰሉ እዋን ገሊጹ።ሙጋቤ ኣብ ስዋዚላንድ ኣብ ኮንፈረንስ እንከሎ ሃንደበት [...]
እስራኤል 16ን ልዕሊኡን ንዝዕድሜኦም ስደተኛታት ቪዛ ክትህብ’ያ

እስራኤል 16ን ልዕሊኡን ንዝዕድሜኦም ስደተኛታት ቪዛ ክትህብ’ያ

መንግስቲ እስራኤል 16ን ልዕሊኡን ንዝዕድሜኦም ስደተኛታት ቪዛ ክህብ ምዃኑ ማዕከን ሓበሬታ ሃረዝ ሓቢሩ።ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል ኣርየ ደሪ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ዘካየዶ ናይ ፖሊሲ ምቅይያር፣ እቲ ካብ 18 ዓመት ዝጅምር ዝነ [...]
ኣብ ሶማልያ ዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ሶማልያ ዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ሶማልያ ዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ እትርከብ ሆቴል፣ ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ነታጒ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ብናይ ፈኮስቲ ብረታት ተኹሲ’ውን ዝተሰነየ ምንባሩ ካብቲ ቦታ ዝተረኽ [...]
ቅልውላው ዚምባብወ ብረቡዕ’ውን ቀጺሉ ውዒሉ

ቅልውላው ዚምባብወ ብረቡዕ’ውን ቀጺሉ ውዒሉ

ኣብ ዚምባብወ ንፕረዚደንት ሙጋበ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ዝሓለፈ ረቡዕ ሓያሎ ትካላት ንግዲ ከምዝዓነዉ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።በርጌሳውያን ማሕበራት ዚምባብወ፣ ንከተማ ሃራረ ናይ ምጽማው ኣድማ ንም [...]
ናብ ሊብያ ክሰግሩ ዝፈተኑ 347 ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም

ናብ ሊብያ ክሰግሩ ዝፈተኑ 347 ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም

መንግስቲ ሱዳን ናብ ሊብያ ክሰግሩ ዝፈተኑ 347 ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ።እቶም ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ሓይልታት ጸጥታ ዝኣተዉ 347 ኤርትራውያን፣ ተኸታታሊ መርመራታት ምስ ተገብረሎም ናብ ኤርትራ ክጥረዙ [...]
1 232 233 234 235 236 485 2340 / 4847