Author: admin

1 227 228 229 230 231 485 2290 / 4847
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኣቡነ እንጠንዮስ ኣብ እዋን በዓላት ቅዱስ ዮሓንስን መስቀልን፣ ንፕሮፖጋንዳ ክጥቐመሎም ዘውጽኦ ውጥን ከምዝፈሸለ ተገሊጹ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኣቡነ እንጠንዮስ ኣብ እዋን በዓላት ቅዱስ ዮሓንስን መስቀልን፣ ንፕሮፖጋንዳ ክጥቐመሎም ዘውጽኦ ውጥን ከምዝፈሸለ ተገሊጹ

Radio Erena: 29 September 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኣቡነ እንጠንዮስ ናይ ይቕሬታ መዘከር ብምኽታም ናብ መንበሮም ንኽመልሶም ዘካይዶ ዝነበረ ፈተነ፣ ኣብ እዋን በዓላት ቅዱስ ዮሓንስን መስቀልን፣ ቃለ ቡራኬ ብምሃብ ንፕሮ [...]
ቀጠር ንናይ ትራንዚት ገያሾ ናጻ ቪዛ ትፈቅድ

ቀጠር ንናይ ትራንዚት ገያሾ ናጻ ቪዛ ትፈቅድ

Radio Erena: 29 September 2016 ብመንገዲ ኣየር ቀጠር ናብ ካልኦት ሃገራት ዝጎዓዙ ገያሹ፣ ቅድሚ ናብ ካልእ ሃገር ምብጋሶም ኣብ ኣዶሓ ንልዕሊ 5 ሰዓታት ዝጽበዩ እንተኾይኖም፣ ኣብታ ሃገር ዑደት ንምክያድ ናጻ ቪዛ ክወሃ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ደሞዝ ሚኒስተራት ይቕንስ

ስዑዲ ዓረብ፣ ደሞዝ ሚኒስተራት ይቕንስ

Radio Erena: 29 September 2016 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብሰንኪ ዝርአ ዘሎ ምንቁልቋል ባጀት፣ ደሞዝ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ክትቅንስ ምዃና ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ወጻኢታት መንግስቲ ካብ ዓመት ናብ ዓመት እናነሃረ ብምምጽኡ [...]
“ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት ብምልኦም ከነውጽኦም ኢና፣” ቀ/ ሚ ናታንያሁ

“ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት ብምልኦም ከነውጽኦም ኢና፣” ቀ/ ሚ ናታንያሁ

Radio Erena: 28 September 2016 ኣብ ደቡባዊ ቴልኣቪቭ ዝርከቡ ስደተኛታት ብምልኦም ካብ እስራኤል ክወጹ ምዃኖም ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር በንያሚን ናታንያሁ ገሊጹ። ጋዜጣ ሃረጽ ሸቫ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ እቲ ቀዳማይ [...]
ብሪጣንያ፣ ሕ/ኤውሮጳን ባንክ ዓለምን፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ 500 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክት ይውጥኑ

ብሪጣንያ፣ ሕ/ኤውሮጳን ባንክ ዓለምን፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ 500 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክት ይውጥኑ

Radio Erena: 28 September 2016 ብሪጣንያ፣ ሕብረት ኤውሮጳን ባንክ ዓለምን፣ ንዜጋታት ኢትዮጵያን ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ስደተኛታት ናይ ስራሕ ዕድላት ብምፍጣር፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዝዕላምኡ ናይ ኣስታት 500 ሚል [...]
“ኣብ ዞባ ከሰላን ካልእ ከባቢታትን 57 ሰባት ብሕማም ሸሮኽ ሞይቶም” ሚ/ጥዕና ሱዳን

“ኣብ ዞባ ከሰላን ካልእ ከባቢታትን 57 ሰባት ብሕማም ሸሮኽ ሞይቶም” ሚ/ጥዕና ሱዳን

Radio Erena: 27 September 2016 ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ዞባ ከሰላን ካልእ ከባቢታት ሱዳንን 57 ሰባት ብሕማም ሸሮኽ ከምዝሞቱ ሚኒስትሪ ጥዕና ሱዳን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስትሪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ [...]
ኣትላንቲክ ካውንስል፣ ንፕረዚደንታት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ዓሊ ቦንጎን የመጉስ

ኣትላንቲክ ካውንስል፣ ንፕረዚደንታት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ዓሊ ቦንጎን የመጉስ

Radio Erena: 27 September 2016 ኣትላንቲክ ካውንስል ዝተባህለ ኣብ ምድልዳል ሃናጺ ኣህጉራዊ ዝምድናታት ከምዝነጥፍ ዝገልጽ ትካል፣ ኣብ ኣፍሪቃ ሓደ ካብ ዕሉላት ውልቀመለኽቲ ንዝኾነ መራሒ ጋቦን ዓሊ ቦንጎ፣ ናይ ክብሪ ሽ [...]
ብኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ ምሩዃት ኵናት ጅቡቲ ብምሉኦም ከምዝተለቁ ሚ/ጉ/ ወጻኢ ቀጠር ገሊጹ

ብኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ ምሩዃት ኵናት ጅቡቲ ብምሉኦም ከምዝተለቁ ሚ/ጉ/ ወጻኢ ቀጠር ገሊጹ

Radio Erena: 27 September 2016 ብኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ ምሩዃት ኵናት ጅቡቲ ብምሉኦም ከምዝተለቁ ስቴት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ቀጠር ሱልጣን ቢን ሻዓድ ኣል ሙረኺ ገሊጹ። ቀጠር፣ ንዶባዊ ምስሕሓብ ኤርትራን ጅቡት [...]
ኣብ ሽወደን፣ ኣብ ዝተኻየደ ምርኢት መጻሕፍቲ፣ ንህሉው ኩነታት ፕረስ ኤርትራ ዝዝቲ ዝተፈላለየ ርክባት ተኻይዱ

ኣብ ሽወደን፣ ኣብ ዝተኻየደ ምርኢት መጻሕፍቲ፣ ንህሉው ኩነታት ፕረስ ኤርትራ ዝዝቲ ዝተፈላለየ ርክባት ተኻይዱ

Radio Erena: 26 September 2016 ኣብ ሽወደን፣ ከተማ ዮተቦሪ ኣብ ዝተኻየደ ምርኢት መጻሕፍቲ፣ ብዛዕባ መሰል ሓሳብካ ምግላጽን ህሉው ኩነታት ናጽነት ፕረስን ኤርትራ ዝዝቲ ዝተፈላለየ ርክባት ተኻይዱ። ኣብቲ ካብ 22 ክሳብ [...]
ሕማም ሸሮኽ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ሰባት የጥቕዕ ምህላዉ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ሚኒስትሪ ጥዕና ንህዝቢ ባረንቱ ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝምልከት ስልጠናታት ይህብ

ሕማም ሸሮኽ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ሰባት የጥቕዕ ምህላዉ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ሚኒስትሪ ጥዕና ንህዝቢ ባረንቱ ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝምልከት ስልጠናታት ይህብ

Radio Erena: 26 September 2016 ሕማም ሸሮኽ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ዞባ ጋሽ ባርካ ሰባት የጥቕዕ ምህላዉ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ሚኒስትሪ ጥዕና፣ ጨንፈር ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝምልከት ስ [...]
1 227 228 229 230 231 485 2290 / 4847