Author: admin

1 118 119 120 121 122 485 1200 / 4847
ሱዳን፣ ኣምባሳደራ ካብ ግብጺ ዝሰሓበት፣ ኵናት ንምእዋጅ ትዳሎ ስለዘላ’ዩ ንዝብል መግለጺ ነጺጋቶ

ሱዳን፣ ኣምባሳደራ ካብ ግብጺ ዝሰሓበት፣ ኵናት ንምእዋጅ ትዳሎ ስለዘላ’ዩ ንዝብል መግለጺ ነጺጋቶ

Radio Erena: 16 January 2018 ሱዳን ኣብ ግብጺ ዝነበረ ኣምባሳደራ ናብ ካርቱም ዝጸውዓቶ፣ ምስ ታ ሃገር ኵናት ንምእዋጅ ትዳሎ ስለዘላ'ዩ ንዝብል መግለጺታት መንግስቲ እታ ሃገር ነጺግዎ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብዛ [...]
ብዘይንጹር ምኽንያት ተዓጽዩ ዝጸንሐ ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ተኸፊቱ

ብዘይንጹር ምኽንያት ተዓጽዩ ዝጸንሐ ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ተኸፊቱ

Radio Erena: 15 January 2018 ብዘይንጹር ምኽንያት ተዓጽዩ ዝጸንሐ ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ከምዝተኸፍተ ተሓቢሩ። ንልዕሊ 10 ዓመታት ከገልግል ዝጸንሐ ኮሌጅ ንግድን ስነ ቁጠባን ሓልሓል ድማ ጠቕሊሉ ክዕጾ እንከሎ [...]
ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ዝተኸፍተ ኣህጉራዊ ውድድር ብሽክለታ  La Tropicale Amissa Bongo ትሳተፍ ኣላ

ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ዝተኸፍተ ኣህጉራዊ ውድድር ብሽክለታ La Tropicale Amissa Bongo ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: 15 January 2018 ኤርትራ፣ ሎሚ ሰኑይ 15 ጥሪ ኣብ ኣብ ጋቦን ኣብ ዝተኸፍተ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ኣህጉራዊ ውድድር ብሽክለታ La Tropicale Amissa Bongo ትሳተፍ ኣላ [...]
ኣብ ሊብያ ተጨውዮም ዝነበሩ 81 ስደተኛታት፣ ብሰበስልጣን ሊብያ ተቐዪዶም

ኣብ ሊብያ ተጨውዮም ዝነበሩ 81 ስደተኛታት፣ ብሰበስልጣን ሊብያ ተቐዪዶም

Radio Erena: 14 Januray 2018 ሰበስልጣን ሊብያ፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልያን ዝኾኑ 81 ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተዉ ኣፍሊጦም። እዞም ኣብ ምብራቓዊ ሊብያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ዘለዉ ኤርትራውያን፣ [...]
ው.ሕ.ሃ.ን ሕ.ኣፍሪቃን፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዳግማይ ተወሊዑ ንዘሎ ውግእ ኮኒኖም

ው.ሕ.ሃ.ን ሕ.ኣፍሪቃን፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዳግማይ ተወሊዑ ንዘሎ ውግእ ኮኒኖም

Radio Erena: 14 Januray 2018 ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃን፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዳግማይ ተወሊዑ ንዘሎ ውግእ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ተቓወምቲ ሓይልታትን ኮኒኖም። ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብ12 ጥሪ ኣብ ዘውጸ [...]
ሕ.ኣፍሪቃ ንፕ.ትራምፕ ዝምልከት መግለጺ ኣውጺኡ

ሕ.ኣፍሪቃ ንፕ.ትራምፕ ዝምልከት መግለጺ ኣውጺኡ

Radio Erena: 14 Januray 2018 ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ፣ ሀይቲን፣ ኤልሳልቫዶርን ብኣጸያፊ ስም ምጽዉዑ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ዓለም ኣዘራራቢ ኮይኑሉ ዘሎ እዋን፣ ሕብረት ኣፍሪቃ መ [...]
ሱዳን ዶባታ ዝዓጸወትሉ ምኽንያት ካብ ኤርትራን ግብጽን ጸጥታዊ ስግኣት ስለዘለዋ ምዃኑ ትገልጽ

ሱዳን ዶባታ ዝዓጸወትሉ ምኽንያት ካብ ኤርትራን ግብጽን ጸጥታዊ ስግኣት ስለዘለዋ ምዃኑ ትገልጽ

Radio Erena: 12 Januray 2018 ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘዳውባ ከባቢታት ዝዓጸወትሉ ምኽንያት ካብ ኤርትራን ግብጽን ጸጥታዊ ስግኣት ስለዘለዋ ምዃኑ ኣፍሊጣ። ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ብምብራቕ ሱ [...]
ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣብ ኮሎምቦስ ኣመሪካ ኣብ መኪንኡ ተቐቲሉ ተረኺቡ

ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣብ ኮሎምቦስ ኣመሪካ ኣብ መኪንኡ ተቐቲሉ ተረኺቡ

Radio Erena: 12 Januray 2018 ኣቤል በየነ ዝተባህለ ወዲ 30 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣብ ኮሎምቦስ፣ ኦሃዮ፣ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ፣ ኣብ መኪንኡ ተቐቲሉ ከምዝተረኽበ ፖሊስ እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ መንእሰይ፣ ብቀ [...]
ቀጠር ናብ ሱዳን 500 ኣውቶቡሳት ክትልእኽ’ያ

ቀጠር ናብ ሱዳን 500 ኣውቶቡሳት ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: 12 Januray 2018 ቀጠር፣ 500 ኣውቶቡሳት ናብ ሱዳን ክትልእኽ ምዃና ሚኒስተር መጓዓዝያን መራኸቢታትን እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኩባንያ ምዋሳላት ናይ ቀጠር ነተን ኣብ ኣገልግሎታት ህዝባዊ መጓዓዝያ ዝዋፈራ ኣውቶቡ [...]

الحكومة الفرنسية تقدم مشروع قانون جديد للهجرة واللجوء

اذاعة ارينا : الاخبار الخميس 11 يناير 2018 قال السيد وسيم الاحمر المختص بالشئون الدولية في قناة فرنسا 24 بأن الحكومة الفرنسية سوف تقدم في شهر فبراير ا [...]
1 118 119 120 121 122 485 1200 / 4847