Author: Admin

1 80 81 82 83 84 265 820 / 2647
‘መ. ሶማል ደቅና ናብ ኢትዮጵያ የእትዩዎም’፣ ኣዴታት ሶማል

‘መ. ሶማል ደቅና ናብ ኢትዮጵያ የእትዩዎም’፣ ኣዴታት ሶማል

Radio Erena: 24 January 2021 መንግስቲ ሶማል ሰራዊቱ ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ልኢኹ ተባሂሉ ብዝተፈላለዩ ወገናት ወቐሳ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን፣ ካብ ህዝቡ’ውን ተቓውሞታት እንዳሓየለ ይመጽእ ከምዘሎ፣ ማ [...]
ኣብ ዩጋንዳ ንዝተፈጸመ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብናጻ ኣካል ክጻረ ጻውዒታት ይቐርብ

ኣብ ዩጋንዳ ንዝተፈጸመ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብናጻ ኣካል ክጻረ ጻውዒታት ይቐርብ

Radio Erena: 24 January 2021 ኣብ ዩጋንዳ ኣብ እዋን ፕረዚደንታዊ ምርጫን ድሕሪኡን ንዝተፈጸመ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብናጻ ኣካል ክጻረ ጻውዒታት ይቐርብ ኣሎ። ሓያሎ ኣህጉራውያን ትካላትን መንግስታትን፣ ነቲ ፕረዚደ [...]
ዩኒሴፍ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ክውዕል ካብ ዝሓተቶ ሓገዝ 30% ጥራይ ምርካቡ ገሊጹ

ዩኒሴፍ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ክውዕል ካብ ዝሓተቶ ሓገዝ 30% ጥራይ ምርካቡ ገሊጹ

Radio Erena: 22 January 2021 ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- ዩኒሴፍ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ናብ ቆልዑን ኣዴታትን ዘተኮረ ሓገዝ ንኽውዕል ካብ ዝሓተቶ 33 ሚልዮን ዶላር፣ ዛጊት 30% ጥራይ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እ [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ብሪጣንያ፣ ብዛዕባ ‘ቲ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ንምዝታይ ናብ ካርቱም ኣትዩ

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ብሪጣንያ፣ ብዛዕባ ‘ቲ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ንምዝታይ ናብ ካርቱም ኣትዩ

Radio Erena: 22 January 2021 ብጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ፣ ዶሚኒክ ራብ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ብሪጣንያ፣ ብዛዕባቲ'ቲ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ንምዝታይ ናብ ካርቱም ኣትዩ። እቲ ላዕለዋይ [...]
ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ምእታው ሰብኣዊ ሓገዛት ናብ ትግራይ ንምዝታይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምርሕ’ዩ

ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ምእታው ሰብኣዊ ሓገዛት ናብ ትግራይ ንምዝታይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምርሕ’ዩ

Radio Erena: 21 January 2021 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ትግራይ ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዛት ብዛዕባ ዝኣትወሉ ጉዳያት ብዝምልከት ንምዝታይ፣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ክሰድድ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፊንላንድ፣ [...]
ጂቡቲ፣ ኣብ ወደብ ታጁራ፣ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ተኻይዱ ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ገሊጹ

ጂቡቲ፣ ኣብ ወደብ ታጁራ፣ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ተኻይዱ ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ገሊጹ

Radio Erena: 21 January 2021 ኣብ ጂቡቲ፣ ወደባዊት ከተማ ታጁራ፣ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ሓደ ኣባል ሰራዊት ክቕተል እንከሎ፣ ሰለማውያን ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ማሕሙድ ዓሊ ዮሱፍ ገሊጹ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሓደ ዓመት ጥራይ፣ መጠን ናይ ወጻኢ ሸርፊ ብኣስታት 30% ኣንቆልቝሉ

ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሓደ ዓመት ጥራይ፣ መጠን ናይ ወጻኢ ሸርፊ ብኣስታት 30% ኣንቆልቝሉ

Radio Erena: 21 January 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ብሰንኪ ዝተራእየ ዘይርጉእ ጸጥታን ተደጋጋሚ ግጭታትን፣ ቁጠባ እታ ሃገር ካብቲ ዝተገመቶ ንታሕቲ ይኸይድ ከምዘሎ ክግለጽ ጸኒሑ'ዩ። እዚ ኣብታ ሃገ [...]
A Highway to the Abyss

A Highway to the Abyss

Radio Erena: 20 January 2021 The border tension between Sudan and Ethiopia is paving the way, little by little, to a full-scale war, if not ave [...]
የመን፣ ኣብ ወደብ ሖደይዳ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት ልዕሊ 150 ሰባት ተቐቲሎም

የመን፣ ኣብ ወደብ ሖደይዳ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት ልዕሊ 150 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 20 January 2021 ኣብ የመን፣ ወደብ ሖደይዳ፣ ኣብ መንጎ ብሕቡራት ኢማራትን ስዑዲ ዓረብን ዝድገፉ ዕጡቓትን ነታ ወደብ ተቖጻጺሩ ዘሎ ሑቲን ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ብውሕዱ 150 ሰባት ተቐቲሎም። እ [...]
1 80 81 82 83 84 265 820 / 2647