Author: Admin

1 82 83 84 85 86 265 840 / 2647
ሕብረት ኤውሮጳ ”መ.ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ምስታፉ ነቲ ዞባ ናብ ሓደገኛ ኣንፈት ይወስዶ ኣሎ”

ሕብረት ኤውሮጳ ”መ.ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ምስታፉ ነቲ ዞባ ናብ ሓደገኛ ኣንፈት ይወስዶ ኣሎ”

Radio Erena: 17 January 2021 ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ምስታፉ ነቲ ዞባ ናብ ሓደገኛ ኣንፈት ይወስዶ ኣሎ ክብል፣ ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ። ምኽትል ፕረዚደንት ኮሚሽን ኤውሮጳ ጆሰፕ [...]
መንግስቲ ሱዳን ናጻ ናይ ነፈርቲ ዞባ ማለት ‘’ኖ ፍላይ ዞን’’ ከምዝኣወጀ ኣፍሊጡ

መንግስቲ ሱዳን ናጻ ናይ ነፈርቲ ዞባ ማለት ‘’ኖ ፍላይ ዞን’’ ከምዝኣወጀ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 17 January 2021 መንግስቲ ሱዳን እቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕቦ ዘሎ ከባቢታት ዶብ፣ ካብ ነፈርቲ ናጻ ክኸውን ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። በዓል መዚ መጎዓዝያ ነፈርቲ ሱዳን (ሲቭል ኣቭየሽን) ብ15 ጥሪ ኣብ ዝሃቦ [...]
ሃገራት ኣፍሪቃ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ19፣ ከከም ብዝሒ ህዝበን ክዕደለን’ዩ

ሃገራት ኣፍሪቃ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ19፣ ከከም ብዝሒ ህዝበን ክዕደለን’ዩ

Radio Erena: 17 January 2021 ሃገራት ኣፍሪቃ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ19፣ ከከም ብዝሒ ህዝበን ክዕደለን ምዃኑ ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ። ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ሲሪል ራማፖዛ ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ መግ [...]
ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ፣ ንሓራሳትን ዕሸላትን ዝውዕል ናውቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ፣ ንሓራሳትን ዕሸላትን ዝውዕል ናውቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

Radio Erena: 15 January 2021 ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ጥዕና ጽላታት ዘካይዶ ዘሎ ሓገዝ፣ ንሓራሳትን ዕሸላትን ዘገልግል ናውቲ ብሓገዝ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝቐጸለ ናይ ብሄር ግጭት ልዕሊ 100 ኢትዮጵያውያን ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝቐጸለ ናይ ብሄር ግጭት ልዕሊ 100 ኢትዮጵያውያን ተቐቲሎም

Radio Erena: 15 January 2021 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዚ፣ ዞባ መተከል፣ ኣብ ዝቐጸለ ግጭት ልዕሊ 100ሰባት ከምዝሞቱ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ድባጤ ኣብ ዝተባህለ [...]
“ኣብ ጉዳይ መሬትና ንዕገሰሉ ምኽንያት የለን።” ጀነራል ኣል ቡርሃን

“ኣብ ጉዳይ መሬትና ንዕገሰሉ ምኽንያት የለን።” ጀነራል ኣል ቡርሃን

Radio Erena: 14 January 2021 ኣብ ጉዳይ ሉኣላዊ መሬትና ንዕገሰሉ ምኽንያት የለን ክብል ኣቦ መንበር መሰጋገሪ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ገሊጹ። እቲ ጀነራል፣ ኣብቲ ምስ ኢትዮጵያ ውግእ [...]
ኡጋንዳ፣ ዶብ ሰጊሮም ኣትዮም ብዝብል ሒዛቶም ዝጸንሐት 15 ወትሃደራት ደቡብ ሱዳን ፈቲሓ

ኡጋንዳ፣ ዶብ ሰጊሮም ኣትዮም ብዝብል ሒዛቶም ዝጸንሐት 15 ወትሃደራት ደቡብ ሱዳን ፈቲሓ

Radio Erena: 14 January 2021 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ዶብ ሰጊሮም ኣትዮም ብዝብል፣ ሒዝዎም ዝጸንሐ 15 ወትሃደራት ደቡብ ሱዳን ከምዝፈትሐ ኣፍሊጡ። እቶም ወትሃደራት፣ ቅድሚ ክልተ ወርሒ፣ ዶብ ኡጋንዳ ሰጊሮም፣ ኪቲጉም [...]
ኣኽባሪ ሕጊ ሽወደን፣ ብጉዳይ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ኣንጻር ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዝቐረበ ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዘየጻሪ ኣፍሊጡ

ኣኽባሪ ሕጊ ሽወደን፣ ብጉዳይ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ኣንጻር ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዝቐረበ ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዘየጻሪ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 13 January 2021 ቤት ጽሕፈት ኣኽባሪ ሕጊ ሽወደን፣ ብጉዳይ እቲ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምእሳሩ፣ ን20 ዓመታት ደሃዩ ጠፊኡ ዘሎ፣ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርት [...]
ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ትበርር ዝነበረት ወትሃደራዊት ሄሊኮፕተር ሱዳን ወዲቓ ተሓምሺሻ

ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ትበርር ዝነበረት ወትሃደራዊት ሄሊኮፕተር ሱዳን ወዲቓ ተሓምሺሻ

Radio Erena: 13 January 2021 ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ትበርር ዝነበረት ወትሃደራዊት ሄሊኮፕተር ሱዳን ወዲቓ ተሓምሺሻ። እታ ሄሊኮፕተር፣ ሎሚ ረቡዕ 13 ጥሪ፣ ኣብ ገዳርፍ፣ ካብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓር [...]
1 82 83 84 85 86 265 840 / 2647