Author: Admin

1 53 54 55 56 57 265 550 / 2647
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ዘተ ሰላም ክጅምር፣ ካብ ምዕራባውያን ሃገራት ከቢድ ጸቕጢ ይግበረሉ ከምዘሎ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ዘተ ሰላም ክጅምር፣ ካብ ምዕራባውያን ሃገራት ከቢድ ጸቕጢ ይግበረሉ ከምዘሎ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: 17 August 2021 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ዘተ ሰላም ክጅምር፣ ካብ ምዕራባውያን ሃገራት ከቢድ ጸቕጢ ይግበረሉ ከምዘሎ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ገሊጹ። ብመሰረት መንግስታዊ ማዕከ [...]
ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክርከብ’ዩ።

ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክርከብ’ዩ።

Radio Erena: 17 August 2021 ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክርከብ’ዩ፣ ክብላ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣቃሊሐን። ኣልበሽር ኣብ ዳርፉር ፈጺሙዎ ብዝበሃል ገበናት ኣንጻ [...]
ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምእታው ካብ ዝሓለኑ ስደተኛታት፣ ሓደጋ ስለዘጋጠሞም ሓደ ኤርትራዊ ህይወቱ ስኢኑ

ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምእታው ካብ ዝሓለኑ ስደተኛታት፣ ሓደጋ ስለዘጋጠሞም ሓደ ኤርትራዊ ህይወቱ ስኢኑ

Radio Erena: 16 August 2021 ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምእታው ካብ ዝሓለኑ ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ስለዘጋጠሞም ሓደ ኤርትራዊ ህይወቱ ስኢኑ። እቶም ኣስታት 36 ስደተኛታት ብሓሙስ 12 ነ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጋሊኮማ (ዓፋር) ንዝተኻየደ ህልቂት ሰላማውያን ሰባት ብዝምልከት ንዘውጸኦ መግለጺ ተቓዊሞም

ሓይልታት ትግራይ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጋሊኮማ (ዓፋር) ንዝተኻየደ ህልቂት ሰላማውያን ሰባት ብዝምልከት ንዘውጸኦ መግለጺ ተቓዊሞም

Radio Erena: 16 August 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጋሊኮማ (ዓፋር) ንዝተኻየደ ህልቂት ሰላማውያን ሰባት ብዝምልከት ንዘውጸኦ መግለጺ ዘለዎም ተቓውሞ ገሊጾም። ካብ ቤት ጽሕፈት ዩኒሴፍ ሄንሪየታ ፎ [...]
ኣንጻር ሪክ ማቻር ዝካየድ ዘሎ ተቓውሞ እንዳዓበየ ይመጽእ ኣሎ

ኣንጻር ሪክ ማቻር ዝካየድ ዘሎ ተቓውሞ እንዳዓበየ ይመጽእ ኣሎ

Radio Erena: 16 August 2021 ኣንጻር ምኽትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ዝካየድ ዘሎ ተቓውሞ እንዳዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እዚ ካብ ኣባላት’ቲ ማቻር ዝመርሖ ሰልፊ SPLM- [...]
ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ኣቢላ

ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ኣቢላ

Radio Erena: 15 August 2021 ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ከምዘበለቶ ተገሊጹ። ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ፣ ስሞም ክጥቀሱ ካብ ዘይደለዩ ዲፕሎማስያዊያን ምንጭታቱ ብዝረኸቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ [...]
ሱዳን፣ ካብ ቱርኪ ዝተራቐቐ ወተሃደራዊ ተክኖሎጂ ዝውንን ኣጽዋር ክትገዝእ ከምእትደልይ ገሊጻ

ሱዳን፣ ካብ ቱርኪ ዝተራቐቐ ወተሃደራዊ ተክኖሎጂ ዝውንን ኣጽዋር ክትገዝእ ከምእትደልይ ገሊጻ

Radio Erena: 15 August 2021 ሱዳን፣ ካብ ቱርኪ ዝተራቐቐ ወተሃደራዊ ተክኖሎጂ ዝውንን ኣጽዋር ክትገዝእ ከምእትደልይ ተገሊጹ። ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን ናይ ክልተ መዓልቲ ናይ ቱርኪ ዑደቱ ዛዚሙ ንሃገሩ ኣብ ዝተመልሰሉ [...]
ዩኒሰፍ፣ ኣብ ኤርትራ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት፣ ዝተጠቕዑ ልዕሊ 17 ሽሕ ቆልዑ ከምዝኣለየ ኣፍሊጡ

ዩኒሰፍ፣ ኣብ ኤርትራ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት፣ ዝተጠቕዑ ልዕሊ 17 ሽሕ ቆልዑ ከምዝኣለየ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 12 August 2021   ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፣ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት ዝተጠቕዑ፣ 17,728 ቆልዑ ከምዝኣለየ ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ ዩኒሴፍ ኣብ ዘውጽኦ ወቕታዊ ጸብጻብ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ዜጋታት ኢትዮጵያ ምግፋፍ ደው ከተብል ኢትዮጵያ ሓቲታ

ስዑዲ ዓረብ፣ ዜጋታት ኢትዮጵያ ምግፋፍ ደው ከተብል ኢትዮጵያ ሓቲታ

Radio Erena: 12 August 2021 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ምግፋፍ ደው ከብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምሕታቱ ጸብጻብ ዘ ሪፖርተር ገሊጹ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ሌንጮ ባቲ ምስ ሚኒስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ቅልጡፍ ምንቁልቋል ቁጠባ፣ ዝቕባበ ይፈጥር ከምዘሎ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ቅልጡፍ ምንቁልቋል ቁጠባ፣ ዝቕባበ ይፈጥር ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 10 August 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት፣ መጠን ሸርፊ ናይ ወጻኢ ባጤራ ብኣስታት 50% ከምዝነሃረ ተገሊጹ። ኣብዚ እዋን'ዚ ሓደ ዶላር ኣመሪካ፣ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ብ67 ብር ይሽረፍ ከምዘሎ [...]
1 53 54 55 56 57 265 550 / 2647