Author: Admin
ላዕለዎት ሓለፍቲ ሕ.መ.ኣመሪካን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ናብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካዪዱ እዮም
Radio Erena: 01 August 2021
ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ረዲኤት ንዘድልዮ ህዝቢ ንምብጻሕን ብዛዕባ ዝከኣለሉ መንገዲ ንምዝታይ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ና [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም
Radio Erena: 31 July 2021
ሓይልታት ጸጥታ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣልማማ ማእሰርቲ ኣካዪዶም።
እቶም ኣስታት 19 ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ምኽኒያት መእሰሪኦም ብላዕለዎት ሓለፍቲ ብን [...]
ኣስመራ፣ ኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ወጻኢ ሃገራት፣ ነፍሲ ወከፎም ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ውህሉል ግብሪ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ክኸፍሉ ይሕተቱ
Radio Erena: 29 July 2021
ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ኤምባሲታት ወጻኢ ሃገራት ውህሉል ግብሪ መንግስቲ ክኸፍሉ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ ብመንግስቲ ከምዝተሓተቱ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም።
[...]
አመሪካ፣ ኩነታት ናይቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘሻቐላ ገሊጻ
Radio Erena: 29 July 2021
ምምሕዳር ባይደን፣ ኩነታት ናይቶም ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ።
ህወሓትን ሚሊሻታት ትግራይን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት መጥቃዕቲ ይፍጽሙ ምህላ [...]
‘ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል፣ ጉዳይ ሃገራዊ ድሕነት ስለዝኾነ፣ ክዝተየሉ የብሉን’ ሚኒስተር ዜና ሶማል
Radio Erena: 27 July 2021
ንታዕሊም ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል፣ ጉዳይ ሃገራዊ ድሕነት ስለዝኾነ፣ ክዝተየሉ ከምዘይብሉ ሚኒስተር ዜና ዑስማን ኣቡበከር ዱበ ገሊጹ።
መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ብዘቕረቦ [...]
ካብ ዝርቑሑ ልዕሊ ሓደ ወርሒ ዘቑጸሩ ኣባላት ባይቶ ደቡብ ሱዳን፣ ዝመጽእ ሰሙን ቃለ መሓላ ክፍጽሙ’ዮም
Radio Erena: 27 July 2021
ኣባላት ባይቶ ንክኾኑ ካብ ዝርቑሑ ወርሒን ሰለስተ ሰሙንን ኣቑጺሮም ዘለዉ ሓገግቲ ኣካላት ደቡብ ሱዳን፣ ስርሖም ንምጅማር፣ ዝመጽእ ሰሙን ቃለ መሓላ ክፍጽሙ ምዃኖም ፕረዚደንት ሳልቫኪር ሚያርዲ [...]
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን ወለዲ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ተመሃሮ ደቆም ናብ ገዝኦም ክምለሱ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም
Radio Erena: 25 July 2021
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን ወለዲ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ተመሃሮ ደቆም ናብ ገዝኦም ክምለሱ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም።
ኣብቲ ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃ [...]
ኣብ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ሓዲሽ ወጥሪ ተኸሲቱ
Radio Erena: 25 July 2021
ሱዳን ብቀዳም 24 ሓምለ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶብ ከምዝዓጸወቶ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ሱዳን ነዚ ስጉምቲ’ዚ ክወስድ ዘገደዶ፣ ሓደ ካብ ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝኾነ ካፕቴን ባሃ ኣዲ [...]
ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ዶባተን ክሰግሩ ንዝተሓዙ ስደተኛታት ዝቐጽዕ ተወሳኺ ስጉምታት ክወስዳ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 25 July 2021
ፈረንሳን ብሪጣንያን፣ ዶባተን ክሰግሩ ንዝተሓዙ ስደተኛታት ዝቐጽዕ ተወሳኺ ስጉምታት ክወስዳ ተሰማሚዐን።
ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ጥራይ ካብ ፈረንሳ ዶብ ሰጊሮም ናብ ብሪጣንያ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝተመርጽሉ ኣገባብ ዘይፍትሓዊ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 20 July 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ንምምርጽ ዝተኸተለ መስርሕ ፍታሓዊ ከምዘይኮነ ተገሊጹ።
ኣብ ናይ ደቂተባዕትዮ፣ መርሃዊ ቅዱስን ኣማኑኤል ገብረእግዚ [...]