Author: Admin

1 110 111 112 113 114 265 1120 / 2647
ኤርትራ፣ ዝተናውሐ ምዕጻውን ጸልማትን ንህዝቢ የማርር

ኤርትራ፣ ዝተናውሐ ምዕጻውን ጸልማትን ንህዝቢ የማርር

Radio Erena: 19 October 2020 ኣብ ኤርትራ፣ መብራህቲ ዘይምህላው ከም ንቡር ካብ ዝውሰድ ነዊሕ ዓመታት ኣቝጺሩ'ዩ። ስሩዕ ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪክን ኣብ ኤርትራ ክህልዉ'ዩ ዝብል ሓሳብ'ውን ዳርጋ ንዝበ [...]
ሰለስተ ንቑጣታት ዶብ ሱዳን-ኢትዮጵያ ንንግዲ ክፉት ኮይኑ

ሰለስተ ንቑጣታት ዶብ ሱዳን-ኢትዮጵያ ንንግዲ ክፉት ኮይኑ

Radio Erena: 18 October 2020 ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ንንግዲ ከምዝተኸፍተ፣ ካብ ዞባ ብሉ ናይል ተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ራድዮ ዳባንጋ ብወገና ኣብ ዘመሓላለፈቶ ዜና፣ ሰለስተ ንቑጣታት ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ብዓርቢ [...]
ሕ.ኣ. 300 ሚልዮን ዶላር ንምእካብ ናይ ሓገዝ ምሸት ኣዳልዩ

ሕ.ኣ. 300 ሚልዮን ዶላር ንምእካብ ናይ ሓገዝ ምሸት ኣዳልዩ

Radio Erena: 18 October 2020 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብታ ሃህጉር ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላው ንምርግጋእ፣ ናይ 300 ሚልዮን ዶላር ክእክብ መደብ ከምዘውጸአ ኣፍሊጡ። ኮቪድ 19 ብደረጃ ዓለም ኣብ ህይወት ሰብን መነባብ [...]
ወከልቲ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት: ሱዳን ኣትዮም

ወከልቲ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት: ሱዳን ኣትዮም

Radio Erena: 18 October 2020 ንዑመር ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክቐርበሉ ዝኽእል መንገድታት ንምዝታይ፣ ወከልቲ’ቲ ትካል ናብ ሱዳን ዑደት ኣካዪዶም። እቲ ብኣኽባር ሕጊ ፋቱ በንሱዳ ዝተመርሐ ጉጅ [...]
ሊብያ፣ ተቛሪጹ ዝጸንሐ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ጀሚሩ

ሊብያ፣ ተቛሪጹ ዝጸንሐ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ጀሚሩ

Radio Erena: 16 October 2020 ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን፣ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምስግጋሮም መስርሕ ዳግም ምጅማሩ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡ [...]
ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ ብቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ተሓቢሩ

ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ ብቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ተሓቢሩ

Radio Erena: 16 October 2020 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ ድሕሪ ምስጓግ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኣብ ዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 5 ሰባት ተቐቲሎም

ምብራቕ ሱዳን፣ ድሕሪ ምስጓግ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኣብ ዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 5 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 16 October 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፣ ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኮይኑ ንዝተመዘዘ ሳልሕ ዓማር ካብ ስልጣኑ ድሕሪ ምስጓጉ፣ ኣብ ስዋኪን ኣብ ዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ ሓሙሽተ [...]
ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ

ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ

Radio Erena: 16 October 2020 ኣብ ፈረንሳ፣ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ እናበኣሰ ብምምጽኡ፣ መንግስቲ እታ ሃገር ሰዓታት እቶ እቶ ኣዊጁ። እቲ ካብ ወርሒ ክሳብ ወርሕን ፈረቓን ክጸንሕ ከምዝኽእል ዝተገልጸ ኣ [...]
ጀርመን፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ተረኺቦም

ጀርመን፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ተረኺቦም

Radio Erena: 15 October 2020 ኣብ ጀርመን፣ ከባቢ ከተማ ሄሊገንሮስ፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ከምዝተረኽቡ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም፣ ኤርትራውያን ምዃኖም [...]
ቀ/ሚ ሱዳን፣ ጠንቂ ናዕቢ ዞባ ከሰላ ንዝኾነ ኣማሓዳሪ ካብ መዝነቱ ሰጕጉ

ቀ/ሚ ሱዳን፣ ጠንቂ ናዕቢ ዞባ ከሰላ ንዝኾነ ኣማሓዳሪ ካብ መዝነቱ ሰጕጉ

Radio Erena: 15 October 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣምሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኮይኑ ንዝተመዘዘ ሳልሕ ዓማር ካብ ስልጣኑ ከምዝሰጎጎ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነቲ ካብ [...]
1 110 111 112 113 114 265 1120 / 2647