Author: amanuel

ኤርትራውያን ዝርከብዎ መዳጎኒ መዓስከራት ስደተኛታት ሊብያ ክዕጾ መንግስቲ’ታ ሃገር ይዘራረበሉ
Radio Erena: 08 July 2019
ኤርትራውያን ዝርከብዎ መዳጎኒ መዓስከራት ስደተኛታት ሊብያ ክዕጾ መንግስቲ’ታ ሃገር ይዘራረበሉ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ኣብ ዝዘርገሖኦ ሓበሬታ፣ ድሕሪ’ቲ ህይወት ል [...]

ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ኣብ ዘተ ሰላም ንዝተፈረመ ስምምዕ ከተግብር ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ
Radio Erena: 08 July 2019
ንወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን ዝመርሕ ዘሎ ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ኣብ ዘተ ሰላም ንዝተፈረመ ስምምዕ ከተግብር ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ።
ኣልቡርሃን ብቀዳም 6 ሓምለ ንህዝቢ ሱዳን ኣብ ዘስመ [...]

ኣል ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ ስዑዲ ዓረብ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከካዪድ ሙዃኑ ገሊጹ
Radio Erena: 08 July 2019
ኣል ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ ስዑዲ ዓረብ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከካዪድ ሙዃኑ ገሊጹ።
ብርጌደር ጀነራል የሕያ ሳሪ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ ዋዕላ፣ እቲ መጥቃዕቲ ድሮ ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ [...]

‘’መርማሪት ጉጅለ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ኤርትራ፣ ስርሓ ክትቅጽል ኣለዋ’’ ህዩማን ራይትስ ዎች
Radio Erena: 07 July 2019
መንግስቲ ኤርትራ ዘካዪዶ ዘሎ ምግሃስ ኩሉ ዓይነት መሰላት ደው ክሳብ ዘብል፣ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ ስርሓ ክትቅጽል ኣለዋ ክብል ህዩማን ራይትስ ዎች ኣተሓሳሲቡ።
እቲ [...]

ንመላእ ኣፍሪቃ ዝሓቁፍ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቛም ስምምዕ ዘይከተመት ሃገር ኤርትራ ጥራይ ተሪፋ
Radio Erena: 07 July 2019
ንመላእ ኣፍሪቃ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቛም ስምምዕ ከይከተማ ካብ ዝጸንሓ ናይ መወዳእታ ክልተ ሃገራት፣ በኒን ነቲ ዞባ ተጸምቢራቶ።
ኮሚሽነር ንግዲ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ በኒን ኣ [...]

ክልተ ተቓወምቲ ውድባት ሱዳን፣ ንዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ተቓዊመን
Radio Erena: 07 July 2019
ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ስምምዕ ኣብ ዝተበጽሓሉ ጽባሕ፣ ክልተ ውድባት ነቲ ስምምዕ ከምዘይተቐበላኦ ኣፍሊጠን።
እተን ብሚኒ ሚናዊን ዓብደል ዋሂድ ኣልኑርን ዝምራሓ ውድባት ኣብ መግለጺአን፣ እዚ [...]

ናይጀርያ፣ ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ንዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ክትጽንበር’ያ፣ ኤርትራን በኒንን ገና ኣይወሰናን
Radio Erena: 05 July 2019
ናይጀርያ፣ ካብ ሰንበት 7 ሓምለ ኣትሒዙ ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ንዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ከምእትጽንበር ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
ኣብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ ቁጠባ ከምዘለዋ [...]

ኢትዮጵያ፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ የሻቕል
Radio Erena: 05 July 2019
ኣብ ኢትዮጵያ 871 ሰባት ብሕማም ሸሮኽ ከም ዝተጠቕዑ ሓላፊ ኢንስቲትዩት ጥዕና ኢትዮጵያ ጌታቸው ቶለራ ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ሓቢሩ።
በቲ ኣብ ክልላት ኦሮሞ፣ ኣምሓራ፣ [...]

ቀዳም 6 ሓምለ ኣብ ዝጅምር፣ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ክሳተፍ’ዩ
Radio Erena: 05 July 2019
ቀዳም 6 ሓምለ ኣብ ዝጅምር፣ ናይ 2019 ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ምስ ፈረንሳዊት ክለብ ኮፊዲስ ተሓቝፉ ክወዳደር'ዩ።
ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ጋንታታት [...]
السلطات الارترية تبعد المئات من اللاجئين الصوماليين
الاخبار: إذاعة إرينا الدولية الخميس 4 يوليو 2019
أكدت المفوضية العليا لشئون اللاجئين بأن السلطات الارترية طلبت وبشكل مفاجئ من المئات من اللاجئين الصو [...]