Author: amanuel

ኢትዮጵያ፣ ‘’ኣብ ዝመጽእ ዓመት ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ’ዩ’’ ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ.
Radio Erena: 11 August 2019
ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ሃገራዊ ምርጫ ኣብቲ ዝተመደበሉ ግዜ ከምእተካዪድ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ. ገሊጹ።
እቲ ሰልፊ ናይ ክልተ መዓልታት ኣኼባ ድሕሪ ምክያድ ብዓርቢ [...]

ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ኣስመራ ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 09 August 2019
ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ኣስመራ ብወግዒ ክጅምር'ዩ።
ብመሰረት እቲ ካብ 16 ክሳብ 1 መስከረም ኣብ ዝሰላሰል፣ ግጥማት ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ፣ [...]

ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንዘራኽብ ጽርግያ 98 ሚልዮን ዶላር ክትምውል’ያ
Radio Erena: 09 August 2019
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንዘራኽብ ጽርግያ፣ 98 ሚልዮን ዶላር ክትምውል ምዃና ኣፍሊጡ።
ኢትዮጵያ ናብቲ ምስ ጅቡቲ ዘራኽባ ዘመናዊ ጽርግያ ንምህናጽ፣ 255 ሚል [...]

ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ናብ ሶማል በጺሑ
Radio Erena: 09 August 2019
ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ጀነራል ስቴፈን ታውንሰንድ ናብ ሶማል በጺሑ።
እቲ ጀነራል ብሮቡዕ 7 ነሓሰ ናብ ሞቛድሾ ኣብ ዝበጽሓሉ፣ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ዓሊ ኻይረ [...]

ኣመሪካ፣ ሕ/ኢማራትን ግብጺን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን
Radio Erena: 09 August 2019
ኣመሪካ፣ ሕቡራት ኢማራትን ግብጺን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን።
ኣብቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓባራዊ ልምምድ፣ ሓይልታት [...]

ኣብ ምርኢት ሳዋ ካብ ዝተሳተፋ ክልተ ሄሊኮፕተራት እታ ሓንቲ ብምውዳቃ፣ ክልተ ኣብረርታ ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 09 August 2019
ኣብ መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ፣ ኣብ ምርኢት ካብ ዝተሳተፋ ክልተ ሄሊኮፕተራት፣ እታ ሓንቲ ወዲቓ፣ ክልተ ኣብረርታን ሓደ ቴክኒሻንን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ሱዳን 250 ሚልዮን ዶላር ኣቐሚጣ
Radio Erena: 08 August 2019
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ሱዳን 250 ሚልዮን ዶላር ከምዘቀመጠ፣ ሚኒስትሪ ፋይናንስ'ቲ ንግስነት፣ ብሰሉስ 7 ነሓሰ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እቲ ገንዘብ ብ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ምትእትታው ናይ ግዳም ከምዝነበሮ ቀ/ሚ’ታ ሃገር ገሊጹ
Radio Erena: 08 August 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ዝሓለፈ ሰነ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ምትእትታው ናይ ግዳም ሓይልታት ከም ዝነበሮ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ መጀመርያ ዕለት ናይዚ ወርሒ ካብ ቤት ጽ [...]

ኣመሪካ፣ ናብ ሰሜን ኮርያ በጺሖም ዝተመልሱ በጻሕቲ ሃገር፣ ብዘይ ቪዛ ከይኣትዉ ዝኽልክል ሕጊ ጸዲቑ
Radio Erena: 08 August 2019
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ካብ መጋቢት 2011 ኣትሒዞም ናብ ሰሜን ኮርያ በጺሖም ዝተመልሱ በጻሕቲ ሃገር፣ ናብ ኣመሪካ ብዘይ ቪዛ ከይኣትዉ ዝኽልክል ሕጊ ኣጽዲቑ።
ኣመሪካ፣ ንዜጋታት መብዛሕተ [...]

ኣዛዚ ናይቲ ኣብ የመን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝምርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 07 August 2019
ኣብ የመን ንዝካየድ ኵናት ዝመርሕ ዘሎን ኣዛዚ ሓይልታት ልፍንቲ ኣንጻር ግብረ ሽበራን፣ ወራሲ ዓራት፣ ሌተናት ጀነራል ፋሃድ ቢን ቱርኪ ቢን ዓብደልዓዚዝ ዝመርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ [...]