Author: amanuel

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ንሓደ ኣባሉ ብሓይሊታት ጸጥታ ኣሲሩ ናብ ኤርትራ መሊሲዎ
Radio Erena: 02 August 2019
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኢሳይያስ ንዝተባህለ ሰራሕተኛ እቲ ኤምባሲ ብሓይሊታት ጸጥታ ኣሲሩ ናብ ኤርትራ ከምዝመለሶ እቶም ዲፕሎማስያውይን ምንጭታት ኣረጋጊጾም።
እቲ ኢሳ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ ኣስታት 350 ሚልዮን ፈልሲ ተተኺሉ
Radio Erena: 02 August 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝተኻየደ ዘመተ ሓምላይ ወፍሪ፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ ኣስታት 350 ሚልዮን ፈልሲ ከምዝተተኽለ ንወግዓዊ መግለጺ መንግስቲ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢ [...]

በዓልቲ ቤት ንመራሒ ዱባይ፣ ኣብ ግዱድ ሓዳር ከይትጸንሕ፣ ውሕስነት ክወሃባ ንቤት ፍርዲ እንግሊዝ ሓቲታ
Radio Erena: 02 August 2019
በዓልቲ ቤቱ ንመራሒ ዱባይ ሸኽ መሓመድ ቢን ራሺድ ኣል ማኽቱም፣ ልእልቲ ሃያ ቢንት ኣል ሑሰን፣ ኣብ ግዱድ ሓደር ከይትጸንሐ፣ ውሕስነት ክወሃባ ናብ ቤት ፍርዲ ከተማ ለንደን ምሕታት [...]

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ፣ ሃና ስምኦን ደሃያ ጠፊኡ
Radio Erena: 01 August 2019
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ፣ ሃና ስምኦን፣ ናብ ኤርትራ ክትምለስ ድሕሪ ዝቐረበላ ጻውዒት፣ ደሃያ ጠፊኡ ከምዘሎ ዲፕሎማስያውይን ምንጭታት ኤረና ኣፍሊጦም።
እታ ኣምባሳደር፣ ና [...]
اختفاء سفيرة دولة ارتريا في فرنسا
اذاعة ارينا الدولية الأخبار: الخميس 1 اغسطس 2019
. أكدت مصادر لإذاعة إرينا بأن سفيرة دولة ارتريا في فرنسا السيدة هانا سيمون اختفت من موقع عملها ولم ت [...]
أوامر بلدية بإيقاف معامل تعبئة المياه في ارتريا
اذاعة إرينا: الاخبار 1 اغسطس 2019
تفيد مصادر إذاعة إرينا من الداخل بأن إدارة البلدية المحلية أصدرت أوامرا بإيقاف مصانع تعبئة المياه من العمل، ولم تحد [...]

ኤርትራ፣ መጻረዩ ኣብ ቀጠር ንዝካየድ ዋንጫ ዓለም፣ ምስ ናሚብያ ክትገጥም’ያ
Radio Erena: 01 August 2019
ኤርትራ፣ መጻረዩ ናይቲ ኣብ 2022 ኣብ ቀጠር ዝካየድ ዋንጫ ዓለም፣ ምስ ናሚብያ ፈላሚ ግጥም ከተካይድ'ያ።
ፊፋ፣ ብሰኑይ 29 ሓምለ፣ ኣብ ዝዘርግሖ ናይ መጻረዪ መድብ ናይተን፣ [...]

ኣስመራ፣ ዝተጻረየ ዕሹግ ማይ ዘፍርያ ትካላት ደው ክብላ ተሓቢርወን
Radio Erena: 31 July 2019
ኣብ ኣስመራ፣ ብ"ማይ ሰሓ" ዝፍለጥ፣ ዝተጻረየ ዕሹግ ማይ ዘፍርያ ትካላት፣ ደው ክብላ መምርሒ ከምዝተዋህበን ተምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
እተን ትካላት፣ ፍርያተን ደው ከብላ እንተይኮ [...]

ጀርመን፣ ንሓደ ቆልዓ ናብ ባቡር ደፊኡ ዝቐተለ ኤርትራዊ፣ ኣቐዲሙ ኣብ ስዊዘርላንድ ብፖሊስ ይህደን ምንባሩ ተሓቢሩ
Radio Erena: 31 July 2019
ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ፍራንክፎርት፣ ንሓንቲ ኣደ ምስ ወዳ ናብ ባቡር ብምድፋእ ቅትለት ዝፈጸመ ኤርትራዊ መንእሰያት፣ ኣቐዲሙ ብፖሊስ ስዊዘርላንድ ይህደን ምንባሩ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር [...]

ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብያተ ትምህርቲ ክዕጸዋ ኣዘዚዙ
Radio Erena: 31 July 2019
ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብ መላእ ሃገራት ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ ክዕጸዋ ወሲኑ።
እቲ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ነዚ ስጉምቲ ዝወሰደሉ ምኽንያት፣ ኣብ ዞባ ኮርዶፋን፣ [...]