Author: amanuel

1 522 523 524 525 526 539 5240 / 5381
ጅቡቲ፣ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ገማግም ባሕራ ከምዘይተጸግዓ ገሊጻ

ጅቡቲ፣ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ገማግም ባሕራ ከምዘይተጸግዓ ገሊጻ

Radio Erena: 11 June 2019 ጅቡቲ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ገማግም ባሕራ ከምዘይተጸግዓ ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ትገልጽ ዘላ፣ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝተጸግዓ መርበባት ሓበሬታ ሃገራት ዓረብ [...]
ሱዳን፣ ምዕጻው ትካላትን ስራሕ ደው ናይ ምባልን ኣድማ ይቅጽል

ሱዳን፣ ምዕጻው ትካላትን ስራሕ ደው ናይ ምባልን ኣድማ ይቅጽል

Radio Erena: 10 June 2019 ካርቱም፣ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ናብ ሲቪላዊ መንግስቲ ከሰጋገር ዝጽውዕ፣ ምዕጻው ትካላትን ስራሕ ደው ናይ ምባልን ኣድማ ይካየድ ኣሎ። እዚ ካብ ሰንበት 9 ሰነ ኣትሒዙ ዝ [...]
ኤርትራን ግብጽን፣ ንወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ንምሕጋዝ ዘትየን

ኤርትራን ግብጽን፣ ንወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ንምሕጋዝ ዘትየን

Radio Erena: 10 June 2019 መራሕቲ ኤርትራን ግብጽን፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ተገሊሉ ንዝርከብ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ንምሕጋዝ ከምዝዘተዩ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም መራሕቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሕማም ሸሮኽ የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ሕማም ሸሮኽ የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 10 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም ሸሮኽ ብውሕዱ 15 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ውጽኣት ብምስዓብ ዝቐትል [...]
ስዑዲ ዓረብ ዋንነት ሕ.መ.ኣመሪካ ዝኾነ ኣጽዋር ከተፍሪ’ያ

ስዑዲ ዓረብ ዋንነት ሕ.መ.ኣመሪካ ዝኾነ ኣጽዋር ከተፍሪ’ያ

Radio Erena: 09 June 2019 ፍርያት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝኾነ ተተኮስቲ ቦምባታት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ክፈሪ ዘፍቅድ ስምምዕ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ተኻዪዱ። ኒውዮርክ ታይምስ ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ [...]
መራሕቲ ተቓውሞ ሱዳን፣ ምስ ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርኻቦም ተቐዪዶም

መራሕቲ ተቓውሞ ሱዳን፣ ምስ ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርኻቦም ተቐዪዶም

Radio Erena: 09 June 2019 ንህዝባዊ ምልዕዓል ሱዳን ይመርሑ ካብ ዘለዉ ክልተ ቀንዲ ሓለፍቲ፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርኻቦም ብኡ ንብኡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ፣ ማዕከናት ዜና ካብ ሱዳን ሓቢረን። [...]
መገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ 73 ሚልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዎ ተገሊጹ

መገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ 73 ሚልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዎ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 June 2019 መገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ 73 ሚልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዎ ተገሊጹ። ኣህጉራዊ ማሕበር መጎዓዝያ ነፈርቲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ክሳብ ወርሒ መጋቢት 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ ጥራይ ኤር [...]
ኤርትራ፣ ኣብ መናድቕ፣ ናይ ተቓውሞ ጽሑፋት እናበዝሐ ይመጽእ ኣሎ

ኤርትራ፣ ኣብ መናድቕ፣ ናይ ተቓውሞ ጽሑፋት እናበዝሐ ይመጽእ ኣሎ

Radio Erena: 07 June 2019 ምንቅስቓስ "ይኣክል" ካብ ዝተበገሰሉ እዋን፣ ኣብ ሓያሎ መናድቅ፣ "ይኣክል" ዝብል ጭርሖታትን ክጸሓፍ እንከሎ፣ ተመሳሳሊ መልኣኽቲ ዝሃዘለ ወረቓቕቲ'ውን በብእዋኑ ክብተን ጸኒሑ'ዩ። ኣብዚ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንሱዳን ካብ ኣባልነት ገሊሉዋ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንሱዳን ካብ ኣባልነት ገሊሉዋ

Radio Erena: 06 June 2019 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንሱዳን ካብ ኣባልነት ገሊሉዋ። እቲ ሕብረት፣ ሎሚ ሓሙስ፣ 6 ሰነ፣ ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ፣ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ናብ ሲቪላዊ መንግ [...]
ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ

ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 06 June 2019 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ኣብ ልዕሊ ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ኣጠንቒቑ። እቲ መንግስቲ ነዚ መጠንቀቕታ ዘመሓላለፈ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኬንያ ብ26 ግንቦት [...]
1 522 523 524 525 526 539 5240 / 5381