Author: amanuel

ሽወደን፣ ኣብ ምርኢት መጻሕፍቲ ዮቱበሪ፣ ኣብ ኩነታት ፕረስ ኤርትራ ዘተኮረ ዝተፈላለየ መደባት ተኻይዱ
Radio Erena: 29 September 2019
ኣብ ሽወደን፣ ከተማ ዮቱበሪ፣ ካብ ሓሙስ 26 ክሳብ ሎሚ ሰንበት 29 መስከረም ኣብ ዝተኻየደ ምርኢት መጻሕፍቲን ሕትመትን፣ ኣብ ኩነታት ፕረስ ኤርትራ ዘተኮረ ዝተፈላለየ መደባት [...]

ኣብ ፍሉይ ከባቢታት ከተማ ኣስመራ፣ ካብ ንቡር ንላዕሊ ሓለዋ ይካየድ
Radio Erena: 29 September 2019
ኣብ ፍሉይ ከባቢታት ከተማ ኣስመራ፣ ካብ ንቡር ንላዕሊ ሓለዋ ይካየድ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ገሊጾም።
ምንጭታትና ኣብ ዝለኣኹዎ ሓበሬታ፣ ብፍላይ ኣብ ከባቢ’ቲ ብ ‘እንዳ ጀ [...]

ኣብ ሊብያ ተቐዪዶም ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 66 ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም
Radio Erena: 29 September 2019
ኣብ ሊብያ ተቐዪዶም ዝነበሩ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 66 ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም።
እቶም ብ26 መስከረም ናብ ሩዋንዳ ዝገዓዙ ስደተኛታት፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ሶማልን [...]

ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ናይ ሽምግልና ተራ ክትጻወት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ
Radio Erena: 29 September 2019
ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ናይ ሽምግልና ተራ ክትጻወት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ።
ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ፣ ምስ ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተራኸበሉ [...]

ንመላእ ኣፍሪቃ ዘጠቓልል ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቛም ዝካየድ መጽናዕቲ 90 ሚእታዊት ተጻፊፉ
Radio Erena: 27 September 2019
ንመላእ ኣፍሪቃ ዘጠቓልል ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቛም ዝካየድ መጽናዕቲ 90 ሚእታዊት ተጻፊፉ ከምዘሎ ተገሊጹ።
እቲ ኣብ 2020 ዓመተ ምህረት ብወግዒ ክጅምር ትጽቢት ዝግበረ [...]

ንኤርትራ ጥራይ ዘዋሰነ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝርከባ ሃገራት ዝሓቖፈ ወተሃደራዊ ልምምድ ተኻዪዱ
Radio Erena: 27 September 2019
ንኤርትራ ጥራይ ዘዋሰነ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝርከባ ሃገራት ዝሓቖፈ ወተሃደራዊ ልምምድ ተኻዪዱ።
እቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝተዳለወ ናይ ሓይሊ ባሕሪ ወተሃደራዊ ልምምድ፣ ኣብ ቀይሕ [...]

ሱዳን ምስ ሊብያን ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፖብሊክን ዘለዋ ዶብ ዓጽያ
Radio Erena: 27 September 2019
ሱዳን ምስ ሊብያን ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፖብሊክን ዘለዋ ዶብ
ሰበስልጣን ሓድሽ መንግስቲ ሱዳን ትማሊ 26 መስከረም ኣብ ዳርፉር ምስ ሓለፍቲ’ቲ ዞባ ድሕሪ ዘካየዱዎ ኣኼባ፣ ሱዳ [...]

ግብጺ:- ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሳተፉ ልዕሊ 1,100 ሰባት ተኣሲሮም
Radio Erena: 26 September 2019
ንፕረዚደንት ኣል ሲሲ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝተኻየደሉ፣ ልዕሊ 1,100 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ፣ ተጣበቕቲ መሰላት እታ ሃገር ገሊጾም።
[...]

ደቡብ ሱዳን:- ስድራቤት ሳልቫ ኪር ብብልሽውና ይኽሰሱ
Radio Erena: 26 September 2019
ስድራቤት ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ኣብ ሓያሎ ባንክታትን ትካላት ነዳዲን ወነንቲ ብርኪ ብምዃን ገንዘብ ህዝቢ ይዘምቱ ኣለዉ፣ ተባሂሉ ንዝቐረበ ክሲ መንግስቲ እታ ሃገር ነጺጉዎ።
ኣፈኛ [...]

እስራኤል:- ኣብ ኣተሓሕዛ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት መብርሂ ክትህብ ሕቶ ቀሪቡ
Radio Erena: 26 September 2019
መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ዝኽተሎ ዘሎ ፖሊሲ፣ መብርሂ ክህበሉ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ሕቶ ቀሪቡ።
ማዕከን ዜና ሃረጽ ኣብ ዘመሓላለፎ ሓ [...]