Author: amanuel

ሶማል፣ ጸግዒ ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት ወይ ቀጠር ክትሕዝ ኣብ ቀጻሊ ጸቕጢ ምህላዋ ፕረዚደንት ፋርማጆ ገሊጹ
Radio Erena: 18 November 2019
ሶማል፣ ጸግዒ ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት ወይ ቀጥር ክትሕዝ ኣብ ቀጻሊ ጸቕጢ ከምዘላ ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ገሊጹ።
ንሱ፣ ኣብ ናይ ኬንያ ዑደቱ፣ ኣብዚ ሳልስ [...]

መንግስቲ ኡጋንዳ፣ 12 ሽሕ ማሕበራት ክዕጸዋ ኣዚዙ
Radio Erena: 18 November 2019
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 12 ሽሕ ማሕበራት ክዕጸዋ ምእዛዙ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ማርዮ ኦቢጋ ካኒኣ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስተር፣ ንሬድዮ ፍራንስ ኢንተርናሽናል ኣብ ዝሃቦ ሓ [...]

14 November 1962 A Day to Remember
Radio Erena: 17 November 2019
14 November 2019 coincided with the 57th anniversary of the abrogation of the Federation between Ethiopia and Eritrea [...]

ኤርትራ፣ ቤ/ክ ቅድስተ ማርያም ስቶክሆልም፣ ብሰንኪ ዘይግቡእ ምሕደራ፣ ኣባላታ ይከላበቱ
Radio Erena: 17 November 2019
ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን እትርከብ ቤተክርስቲያን ቅድስተ ማርያም፣ ብሰንኪ ዘይግቡእ ምሕደራ፣ ኣባላታ ቀዋሚ ቦታ ስኢኖም ይከላበቱ ከምዘለዉ ወኪል ሬድዮ ኤረና ሓቢሩ።
እቶም ዝምረጹ ኣ [...]

ኢትዮጵያ፣ ‘ዩኒቨርሲታት ክሳብ ምዕጻው ስጉምቲ ክንወስድ ኢና’ ቀ/ሚ
Radio Erena: 17 November 2019
ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨሲታት ኢትዮጵያ ተጎሃሂሩ ዘሎ ብሄር ዘንቀሎ ግጭት ኣተኲሩ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ክሳብ ዩኒቨርሲቲ ምዕጻው ዝበጽሕ ስጉምቲ ክውሰድ ከምዝኽ [...]

ሶማልን ኬንያን ዝጸንሐን ምትፍናን ሰላማዊ መንገዲ ክፈትሓ ተሳማሚዐን
Radio Erena: 17 November 2019
ሶማልን ኬንያን ዝጸንሐን ምትፍናን ብዘተን ሰላማዊን መንገዲ ክፈትሓ ኣብ ስምምዕ በጺሐን።
ናይ ሶማል ዓብዱላሂ ፋርማጆ ናብ ኬንያ ብምጉዓዝ ምስ ኬንያዊ መዘንኡ ኡሁሩ ኬንያታ ድሕሪ [...]

ኢትዮጵያ፣ ዕስለ ኣምበጣ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት የውርድ ኣሎ
Radio Erena: 15 November 2019
እቲ ናይ በረኻ ኣምበጣ፣ ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ዓፈር፣ ኣምሓራን ኦሮሞን ዝርከብ ልዕሊ 20 ሽሕ ልሙዕ መሬታ ኣስፋሕፊሑ ከምዘሎ እቲ ኣህጉራዊ ትካል ጠቒሱ።
ክፍሊ ምክልኻል ዘ [...]

ኵናት የመን ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍትሑ፣ ስዑዲ ዓረብን ሑቲን፣ ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ጀሚሮም
Radio Erena: 15 November 2019
ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ኵናት ዝቕጽል ዘሎ ኩነታት የመን፣ ብሰለማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ ኣማራጺታት ንምንዳይ፣ ስዑዲ ዓረብን ሑቲን ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ጀሚሮም።
እቲ ዘይቀጥታዊ ዝር [...]

ኣመሪካ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ዝምድና ዳግመ ገምጋም ክትገብረሉ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 15 November 2019
ምምሕዳር ትራምፕ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዎ ዝምድና ዳግመ ገምጋም ክገብረሉ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ምምሕዳር፣ ብ13 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ክልትኢም ውገናት ደቡብ ሱዳን፣ ናይ [...]

ንጉስ ስዋዚላንድ፣ ን15 ኣንስቱን 23 ደቂን፣ ዋጋ 16 ሚልዮን ዶላር መካይን ብህያብ ኣበርኪቱ
Radio Erena: 14 November 2019
ንጉስ ስዋዚላንድ፣ ምስዋቲ ሳልሳይ፣ ን15 ኣንስቱን 23 ደቁን፣ ዋጋ 16.6 ሚልዮን ዶላር መካይን ብህያብ ኣበርኪቱሎም።
እቲ ንጉስ፣ 19 ሮልስ ሮይስ፣ 120 ድማ BMW ዝዓ [...]