Author: amanuel

1 515 516 517 518 519 578 5170 / 5778
ኤርትራ፣ ብዩኒሴፍ ዝተመወለ፣ ክታበት ጸረ ኣንቅጺ ይወሃብ ኣሎ

ኤርትራ፣ ብዩኒሴፍ ዝተመወለ፣ ክታበት ጸረ ኣንቅጺ ይወሃብ ኣሎ

Radio Erena: 21 November 2019 ኣብ ኤርትራ፣ ብኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ (UNICEF) ዝተመወለ ክታበት ጸረ ኣንቅጺ ብደረጃ ሃገር ይወሃብ ኣሎ። እቲ ካብ 15 ሕዳር ኣትሒዙ ብዞባ ማእከል ዝተበገሰ ሰፊሕ ሸፈነ ክታበት [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭት ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

ምብራቕ ሱዳን፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭት ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 21 November 2019 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚርን ሃዳንደዋን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ ሰለስተ ሰባት ክሞቱ ከለዉ 24 ድማ ከም ዝቖሰሉ ማሕበር ሓካይም እታ ሃገር ገሊ [...]
ሕቡራት ኢማራትን ኢትዮጵያን ወትሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን

ሕቡራት ኢማራትን ኢትዮጵያን ወትሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 21 November 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኢትዮጵያን ወትሃደራዊ ስምምዕ ክገብራ ዘኽእለን መዘክር ከምዝኸተማ ኣገልግሎት ዜና ኢማራት ሓቢሩ። ነቲ ስምምዕ ብ19 ሕዳር ኣብ ዱባይ ዝኸተሙ፣ ብወገን ኢትዮ [...]
ኖርወይ፣ ኤርትራውያን ተዓቝብምሉ ዘለዉ፣ ኣብ ርዋንዳ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ጋሾራ ዝውዕል ሓገዝ ኣበርኪታ

ኖርወይ፣ ኤርትራውያን ተዓቝብምሉ ዘለዉ፣ ኣብ ርዋንዳ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ጋሾራ ዝውዕል ሓገዝ ኣበርኪታ

Radio Erena: 20 November 2019 ኖርወይ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም፣ ካብ ሊብያ ዝተመልሱ ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዘለዉ፣ ኣብ ርዋንዳ ዝርከብ ግዝያዊ መጽንሒ ጋሾራ ንምሕጋዝ ዝውዕል ልዕሊ 5 ሚልዮን ዶላር ከምዝለገሰ [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ እትስሕብ ጃልባ ስዑዲ ዓረብ ብዕጡቓት ሑቲ ምትሓዛ ተገሊጹ

ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ እትስሕብ ጃልባ ስዑዲ ዓረብ ብዕጡቓት ሑቲ ምትሓዛ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 November 2019 መራኽብ እትስሕብ ጃልባ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብጡቓት ሑቲ ከምዝተታሕዘት ንግስነት ስዕዲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እታ ጃልባ፣ ዋንነት ደቡብ ኮርያ ዝኾነ፣ ኣብ [...]
“ሱዳን ካብ መዝገብ ሽብራ ክትስረዝ እንተኾይና፣ ቅድመ ኩነት ዘለዎ መስርሕ’ዩ”  ቲቦር ናዢ

“ሱዳን ካብ መዝገብ ሽብራ ክትስረዝ እንተኾይና፣ ቅድመ ኩነት ዘለዎ መስርሕ’ዩ” ቲቦር ናዢ

Radio Erena: 19 November 2019 "ሱዳን፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ከም መባእስቲ ኣይንሪኣን ኢና" ክብል ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ቲቦር ናዢ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ። ንሱ ብተወሳ [...]
ሶማል፣ ምስ ሩስያ ዝምድንኣ ከተሐይል ከምእትደሊ ገሊጻ

ሶማል፣ ምስ ሩስያ ዝምድንኣ ከተሐይል ከምእትደሊ ገሊጻ

Radio Erena: 19 November 2019 ሶማል ምስ ሩስያ ዝምድንኣ ከተሐይል ከምእትደሊ ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት ቀዳማይ ሚኒስተር ሓሰን ዓሊ ኻይረ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሰርጌ ላቭሮቭ፣ ኣብ ፓሪስ ተራ [...]

اثيوبيا تحدث سلاحها الجوي بأسلحة وخبرات فرنسية

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الاثنين 18 نوفمبر 2019 كشفت مجلة لوبوا الفرنسية ذائعة الصيت في عددها الصادر بتاريخ السابع عشر من الشهر الجاري عن نسخة من [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ዘቕረበቶ ዝርዝር ተቓሊዑ

ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ዘቕረበቶ ዝርዝር ተቓሊዑ

Radio Erena: 18 November 2019 ማዕከን ዜና ለ ፑዋ፣ ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 4 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ዝተፈላለየ ኣጽዋር ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ዘቕረበቶ ዝርዝር ኣቃሊዑ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ [...]
ብራስለስ፣ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ጂቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ገለ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻይዱ

ብራስለስ፣ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ጂቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ገለ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 18 November 2019 ኣብ ቤልጁም ዝርከቡ ዜጋታት ጂቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም 10ታት ዝኾኑ ሰልፈኛታት፣ ኣብ ከተማ ብራስለስ ኣብ ዝ [...]
1 515 516 517 518 519 578 5170 / 5778