Author: amanuel

ኣብ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ ናብ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 90 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 29 December 2019
ኣብ ሶማል ከተማ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ ናብ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 90 ሰባት ተቐቲሎም።
ኣብቲ ብዕለት 28 ታሕሳስ ኣብ ማኪና ብዝተጻወደ ቦምብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ዝበዝሑ ግዳያት [...]

ኢንጅኔር ኣዜብ ኣስናቀ እትርከቦም ላዕለዎት ሓለፍቲ ብብልሽውናን ምጥፍፋእን ተኸሲሶም
Radio Erena: 29 December 2019
ሓላፊት በዓል መዚ ኤለክትሪክ ዝነበረት ኢንጅኔር ኣዜብ ኣስናቀ እትርከቦም ላዕለዎት ሓለፍቲ ብብልሽውናን ምጥፍፋእን ተኸሲሶም።
ንሳ ምስ ኮሎኔል ሙሉ ወልደገብሪኤል ዝርከቦም ካልኦት [...]

ካብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦጋዴን ናብ ወደብ ጅቡቲ ዝዝርጋሕ ሻምብቆታት ባህርያዊ ጋዝ ክህነጽ’ዩ
Radio Erena: 27 December 2019
ካብ ኢትዮጵያ ናብ ወደብ ጅቡቲ ዝዝርጋሕ ሻምብቆታት ባህራዊ ጋዝ ንምህናጽ ኣቐዲሙ ብክልቲኦም መንግስታት ንዝኸጠተመ ስምምዕ ግብራዊ ክኸውን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ከምዘጽደቆ [...]

ኬንያን ሶማልን፣ ጸጥታ ዶባተን ንምውሓስ ፣ ዓበይቲ ዓዲ ዝሳተፍዎ ርክብ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 27 December 2019
ኬንያን ሶማልን ኣብ ዶባተን ዝርአ ዘሎ ሽበራዊ ምንቅስቓስ ኣልሸባብ ንምግታእ፣ ዓበይቲ ዓዲ ዝሳተፍዎ ርክብ ሓለፍቲ ጸጥታ ክካየድ ምዃኑ ተሓቢሩ።
እቲ ኣብ ዞባ ዋጂር ናይ ኬን [...]

ሱዳን፣ ድሕሪ 10 ዓመታት ንመጀመርያ እዋን ልደት ህዝባዊ በዓል ኮይኑ ብወግዒ ተጸንቢሉ
Radio Erena: 27 December 2019
ን10ታት ዓመታት ብእስላማዊ ሸሪዓ ክትመሓደር ኣብ ዝጸንሐት ሱዳን፣ ድሕሪ ውድቀት ስርዓት በሺር ንመጀመርያ እዋን ልደት ህዝባዊ በዓል ብወግዓዊ መንገዲ ከምዝጸንበለት ማዕከናት ዜና [...]

ድሕሪ ኣዋጅ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመ ከይወጸን ምምልካትን ምሕንጻጽን ዶብ ከይተተግበረን ዓመትን መንፈቕን ኣቝጺሩ
Radio Erena: 26 December 2019
መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ስምምዕ ምምልካትን ምሕንጻጽን ዶብ ክትግበር ካብ ዝኸተምሉ ዕለት፣ ኣብ ግብሪ ከይወዓለ ዓመትን መንፈቕን ሓሊፉ ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ወገናት ኣመልኪቶም።
[...]

እስራኤል፣ ብዛዕባ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ምስ ሕ/ሃ ናብ ዝኸተመቶ ውዕል ክትምለስ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 26 December 2019
መንግስቲ እስራኤል፣ ብዛዕባ'ቶም መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዝኾኑ፣ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ስደተኛታት ብዝምልከት ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ናብ ዝኸተሞ ውዕል ክምለስ፣ ወኪል እቲ ኣህጉ [...]

ዝተፈላለያ ሃገራት ብምኽንያት ልደንት ሓድሽ ዓመት ንእሱራት ምሕረት ይገብራ
Radio Erena: 26 December 2019
ብምኽንያት ሃገራዊ በዓላትን ሓድሽ ዓመትን እሱራት ብምሕረት ምፍታሕ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ልሙድ ተርእዮ እንዳኾነ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብዘን እዚ ልምዲ'ዚ ዘለወን ሃገራት፣ ሓድሽ ዓ [...]

“መዓልታዊ ብዘይኣልዩ ዝመጽኡ 30 ኤርትራውያን ቆልዑ ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ይሓቱ” UNHCR
Radio Erena: 25 December 2019
ኣብ ነፍሲ ወከፈ ወርሒ፣ ናብ ኢትዮጵያ እናሰገሩ ዑቕባ ዑቕባ ናይ ዝሓቱ ዘለዉ ብዝሒ ኤርትራውያን ኣስታት 6 ሽሕ ምዃኑ ሓድሽ ጸብጻብ UNHCR ካብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ብመሰረ [...]

ጄነቫ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ደሞክራሲ ንምትካል ዝካየድ ዘሎ ምንቅስቓስ “ይኣክል” ንምቅልጣፉ እጃሞም ከምዘበርክቱ ገሊጾም
Radio Erena: 25 December 2019
ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ዞባ ጄነቫ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ኣብ ኤርትራ ደሞክራስያዊ ስርዓር ንምትካል ዝካየድ ንዘሎ ኣህጉራዊ ምንቅስቓስ "ይኣክል" ዘለዎም ደገፍ ብምግላጽ፣ [...]