Author: amanuel

1 503 504 505 506 507 578 5050 / 5779
ቱርኪ፣ ናብ ሊብያ ሰራዊት ክትልእኽ’ያ

ቱርኪ፣ ናብ ሊብያ ሰራዊት ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: 06 January 2020 ቱርኪ፣ ናብ ሊብያ ሰራዊት ክትልእኽ ምዃና ኣፍሊጣ። መንግስቲ እታ ሃገር፣ ብሕቡራት ሃገራት ኣፍልጦ ንዝረኸበ መንግስቲ ሊብያ ንምድጋፍ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ክዋፍር ንዘቕረቦ እማ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል፣ ምሉእ ብምሉእ ንመርገጺ ግብጺ ከምእትድግፍ ኣነጺራ

ሱዳን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል፣ ምሉእ ብምሉእ ንመርገጺ ግብጺ ከምእትድግፍ ኣነጺራ

Radio Erena: 06 January 2020 ሱዳን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል ንመርገጺ ግብጺ ከምእትግፍ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ኣፍሊጡ። ንሱ ምስ ጋዜጣ ኣል ኣሕራም ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቅ፣ ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ናይ [...]
ሱዳን ሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ብምውዳቓ 16 ሰባት ሞይቶም

ሱዳን ሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ብምውዳቓ 16 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 06 January 2020 ኣብ ሱዳን፣ ሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ብምውዳቓ ኣብኣ ዝነበሩ 16 ሰባት ከምዝሞቱ ሰራዊት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። በቲ ብ2 ጥሪ ዘጋጠመ ሓደ ወትሃሃደራዊት ነፋሪት ካብ ዝሞቱ፣ 2 [...]
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ሒደት ሳምንታት ወረቐት ስርሑ ድሕሪ ምርካቡ፣ ናብ ሃገሩ ክምለስ ተጸዊዑ

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ሒደት ሳምንታት ወረቐት ስርሑ ድሕሪ ምርካቡ፣ ናብ ሃገሩ ክምለስ ተጸዊዑ

Radio Erena: 05 January 2020 ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ሒደት ሳምንታት ወረቐት ስርሑ ድሕሪ ምርካቡ፣ ናብ ሃገሩ ክምለስ ተጸዊዑ። ኣምባሳደር ሪዱዋን ሑሰይን ናብ ሃገሩ ዝምለሰሉ ዘሎ ቀንዲ ምኽንያት፣ ጸሓፊ ጉ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዓሌታዊ ግጭት ዳርፉር ናይ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 65 በጺሑ

ሱዳን፣ ኣብ ዓሌታዊ ግጭት ዳርፉር ናይ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 65 በጺሑ

Radio Erena: 05 January 2020 ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ዞባ ዳርፉር ብዝተላዕለ ዓሌታዊ ግጭት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 65 ከምዝበጽሐ፣ ዓቃብ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ብዕለት 29 ታሕሳስ፣ ኣብ ም [...]
ዚምባብወ፣ መጠን ክፍሊት ሆስፒታላት ብ600% ወሲኹ

ዚምባብወ፣ መጠን ክፍሊት ሆስፒታላት ብ600% ወሲኹ

Radio Erena: 05 January 2020 መንግስቲ ዚምባብወ፣ ኣብ ሆስፒታላት ብዝገበሮ ወሰኽ ክፍሊት፣ ካብ ሓያሎ ወገናት እታ ሃገር ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ። ሚኒስትሪ ጥዕና ዚምባብወ ብሓሙስ 2 ጥሪ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ሕሙማ [...]
ዳርፉር፣ ብዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 24 ሰባት ተቐቲሎም

ዳርፉር፣ ብዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 24 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 03 January 2020 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ኣብ መንጎ ናይ ዓረብ መበቆል ዘለዎምን ጸለምትን ቀቢላታት ብዝተጓሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 24 ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን። እቲ ኣብ ምዕራ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርስታት ብዝተጓሃሃረ ግጭት፣ ህይወት ሰባት ምጥፋእ ይቅጽል

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርስታት ብዝተጓሃሃረ ግጭት፣ ህይወት ሰባት ምጥፋእ ይቅጽል

Radio Erena: 03 January 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ክልላት ኣብ ዝርከባ ዩኒቨርስታት ብዝተጓሃሃረ ግጭት፣ ህይወት ሰባት ምጥፋእ ይቅጽል ኣሎ። በዚ መሰረት፣ ብሓሙስ 2 ጥሪ፣ ኣብ ወሎ ዩኒቨርስቲ ኣ [...]
ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ቻይና፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ’ዩ

ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ቻይና፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ’ዩ

Radio Erena: 02 January 2020 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዋንግ ዪ ዝምርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቻይና፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከካይድ'ዩ። ልኡኽ መንግስቲ [...]
Well Unto 2020

Well Unto 2020

Radio Erena: 02 January 2020 Just as a seed planted in the last days of the year sees its yield in the light of the new year, so shall the afte [...]
1 503 504 505 506 507 578 5050 / 5779