Author: amanuel

1 480 481 482 483 484 562 4820 / 5617
ኣንጎላ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ዝሃብተመት ጓለነስተይቲን ጓሉ ንፕረዚደንት እታ ሃገር ነበርን ብምጥፍፋእ ኣማኢት ሚልዮናት ዶላር ተኸሲሳ

ኣንጎላ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ዝሃብተመት ጓለነስተይቲን ጓሉ ንፕረዚደንት እታ ሃገር ነበርን ብምጥፍፋእ ኣማኢት ሚልዮናት ዶላር ተኸሲሳ

Radio Erena: 30 January 2020 ጓሉ ነቲ ንኣንጎላ ን38 ዓመታት ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር ሆሴ ኤድዋርድ ዶ ሳንቶስ ብምጥፋፋእ ኣማኢት ሚልዮናት ዶላር ተኸሲሳ። እታ ብዘለዋ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ገንዘብ [...]
ከሰላ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ወትሃደራት፣ ሓደ ሰበ ቀቲሎም

ከሰላ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ወትሃደራት፣ ሓደ ሰበ ቀቲሎም

Radio Erena: 29 January 2020 ወትሃደራት ሱዳን ኣብ ከባቢ ወደ 'ል ሒሉ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ሓደ ሰበ ከምዝቐተሉ ምንጭታት ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። እቶም ወትሃደራት፣ ኣብ ከባቢ ገዳርፍ ኣብ እትከብ ወደ'ል ሒሉ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዘመናዊ ጸረ ነፈርቲ ሚሳይል ካብ ሩስያ ሸሚታ

ኢትዮጵያ፣ ዘመናዊ ጸረ ነፈርቲ ሚሳይል ካብ ሩስያ ሸሚታ

Radio Erena: 29 January 2020 ኢትዮጵያ፣ ካብ መሬት ናብ ሰማይ ዝውንጨፍ ዘመናዊ ጸረ ነፈርቲ ሚሳይላት ካብ ሩስያ ከምዝሸመተት ማዕከን ዜና እታ ሃገር፣ ስፑትኒክ ሓቢሩ። እቲ Pantisar S1 ዝተሰምየ ሚሳ [...]
ኬንያ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘተኣሳስር መስመር “ላሙ ኮሪደት” ንምህናጽ ዘኽእል ገንዘብ ብሓባር ምእካብ ዘኽእል ስምምዕ ተኸቲሙ

ኬንያ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘተኣሳስር መስመር “ላሙ ኮሪደት” ንምህናጽ ዘኽእል ገንዘብ ብሓባር ምእካብ ዘኽእል ስምምዕ ተኸቲሙ

Radio Erena: 29 January 2020 ኬንያ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘተኣሳስር መስመር "ላሙ ኮሪደት" ንምህናጽ ዘኽእል ገንዘብ ብሓባር ከዋጽኣ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን። እቲ ስምምዕ ዝተኸተመ ወከልቲ ሰለስቲኤን [...]
መዓልታዊ ፈነወ ኤረና

መዓልታዊ ፈነወ ኤረና

https://www.youtube.com/watch?v=7vaSZTutNFw&list=PLyAPiiyVNTY31Bpak3yzMOJkY32LjD86s&index=1 [...]
ኢትዮጵያ፣ ቀጥታዊ ናይ ወጻኢ ወፍሪ ናብ 2.5 ቢልዮን ዶላር ኣንቆልቝሉ

ኢትዮጵያ፣ ቀጥታዊ ናይ ወጻኢ ወፍሪ ናብ 2.5 ቢልዮን ዶላር ኣንቆልቝሉ

Radio Erena: 28 January 2020 ኢትዮጵያ፣ ቀጥታዊ ናይ ወጻኢ ወፍሪ ናብ 2.5 ቢልዮን ዶላር ከምዘንቆልቆለ ዋዕላ ንግድን ልምዓትን ሕቡራት ሃገራት (UNCTAD) ኣፍሊጡ። ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ 20 ጥሪ ኣብ [...]
ሶማል፣ ንመጀመርያ እዋና፣ ብቱርኪ ዝሰልጠነ ሰራዊት ናብ ግንባራት ኣዋፊራ

ሶማል፣ ንመጀመርያ እዋና፣ ብቱርኪ ዝሰልጠነ ሰራዊት ናብ ግንባራት ኣዋፊራ

Radio Erena: 28 January 2020 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ብቱርኪ ዝሰልጠነ ፍሉይ ሓይሊ ሰራዊት፣ መናሃርያ ኣልሸባብ ናብ ዝኾና ደጀናት ከምዘዋፈረ ኣፍሊጡ። እቶም ብድሩዓት መካይን ዝተሰነዩ ኣእሚት ወትሃደራት [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሱዳናውያን ብገንዘብ እናዓሰበት ንየመንን ሊብያን ትልእኽ ከምዘላ ተገሊጹ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሱዳናውያን ብገንዘብ እናዓሰበት ንየመንን ሊብያን ትልእኽ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 28 January 2020 ኣብ ሱዳን ዝርከብ ኤምባሲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንብዙሓት ሱዳናውያን ብገነዘብ እናዓሰብ ኣብ ኵናት የመንን ሊብያን የዋፍር ኣሎ ብዝብል ኣንጻሩ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። እቶም [...]
Forto the March Upward

Forto the March Upward

Radio Erena: 27 January 2020 From a hill high up in the Eritrean capital of Asmara, a stale colored building towers over the city from the sout [...]
2°C ኣብ ዝዓቐኑ መዝሓሊ ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ክኣትዉ ዝፈተኑ 23 ኤርትራውያን ድሒኖም

2°C ኣብ ዝዓቐኑ መዝሓሊ ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ክኣትዉ ዝፈተኑ 23 ኤርትራውያን ድሒኖም

Radio Erena: 27 January 2020 2°C ኣብ ዝዓቐኑ መዝሓሊ (ፍሪጅ) ኣብ ዘለዋ ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ክኣትዉ ዝፈተኑ ኣስታት 20 ኤርትራውያን ከምዝደሓኑ ፖሊስ ቤልጁም ኣፍሊጡ። ሰለስተ ካ [...]
1 480 481 482 483 484 562 4820 / 5617