Author: amanuel
![7ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ወናኒ ብጫ ማልያ ናትናኤል ተስፋጽዮን ናይ ግዜ ፍልልያቱ ኣዛይዱ 7ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ወናኒ ብጫ ማልያ ናትናኤል ተስፋጽዮን ናይ ግዜ ፍልልያቱ ኣዛይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/02/Tesfatsion.jpg)
7ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ወናኒ ብጫ ማልያ ናትናኤል ተስፋጽዮን ናይ ግዜ ፍልልያቱ ኣዛይዱ
Radio Erena: 29 February 2020
ብጫ ማልያ ለቢሱ ንኽብሩ ኣብ ምክልኻል ዝርከብ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን፣ ሎሚ ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝተገብረ ናይ4.5 ኪሎ ሜትር ርሕቕት ዝነበሮ ናይ ክሮኖሜትር ውድድር፡ [...]
![6ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ናትናኤል ብጫ ማልያ ይዕቅብ፣ ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ ማልያኣ ተረክብ 6ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ናትናኤል ብጫ ማልያ ይዕቅብ፣ ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ ማልያኣ ተረክብ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/Eritrea-National-Team-650x367.png)
6ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ናትናኤል ብጫ ማልያ ይዕቅብ፣ ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ ማልያኣ ተረክብ
Radio Erena: 28 Febrauray 2020
ዙር ርዋንዳ 2020 ሎሚ ዓርቢ ንሻዱሻይ መዓልቱ ኣብ ዝቐጸለሉ: ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ካብ ልሙድ ወጻኢ ዓወት ኣይቐንዖም።
ኣብ'ዚ ካብ ናይ ትማሊ ብዝሕይል ዝናብን ንፋስን [...]
![ስዑዲ ዓረብ፣ ንሓጂን ዑምራን ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ኣመንቲ፣ ብሰንኪ ኮሮኖ ቫይረስ ንግዜኡ ደው ኣቢላቶ ስዑዲ ዓረብ፣ ንሓጂን ዑምራን ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ኣመንቲ፣ ብሰንኪ ኮሮኖ ቫይረስ ንግዜኡ ደው ኣቢላቶ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/02/Pilgrimage.png)
ስዑዲ ዓረብ፣ ንሓጂን ዑምራን ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ኣመንቲ፣ ብሰንኪ ኮሮኖ ቫይረስ ንግዜኡ ደው ኣቢላቶ
Radio Erena: 28 February 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ንሓጂን ዑምራን ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ኣመንቲ ምስልምና፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮሮኖ ቫይረስ ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር፣ ነቲ ኣብ እዋን ሚልዮናት ኣ [...]
![ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ 100 ሚልዮን ዶላር ብመልክዕ ልቃሕ ሂባ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ 100 ሚልዮን ዶላር ብመልክዕ ልቃሕ ሂባ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/UAE-Ethio-650x434.png)
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ 100 ሚልዮን ዶላር ብመልክዕ ልቃሕ ሂባ
Radio Erena: 27 February 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ንኢትዮጵያን ናይ ኣስታት 100 ሚልዮን ዶላር ልቃሕ ስምምዕ ከምዝኸተማ ኣገልግሎት ዜና ኢማራት (ዋም) ሓቢሩ።
እቲ ብስም 'ከሊፋ ምወላ ንምዕባለ ናይ [...]
![5ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ኤርትራ ናይ ቀዳማይ ደረጃ ክብራ ከየድፈረት ቀጺላ 5ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ኤርትራ ናይ ቀዳማይ ደረጃ ክብራ ከየድፈረት ቀጺላ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/Tour-Rwanda-650x436.png)
5ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ኤርትራ ናይ ቀዳማይ ደረጃ ክብራ ከየድፈረት ቀጺላ
Radio Erena: 27 February 2020
ዝሓለፈ ሰንበት ዝጀመረ ዙር ርዋንዳ 2020፣ ሎሚ ሓሙስ'ውን ንሓሙሻይ መዓልቱ ቐጺሉ ኣርፊዱ።
ኣብ'ዚ ብዝናብ ተሰንዩ ዝተኻየደ ናይ ሎሚ ቅድድም፣ ተወዳደርቲ ካብ ሩባቩ ናብ [...]
![እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘዳለውዎ ቅብኣ ብዘይ ኣስማት ንምርኢት ክቐርብ’ዩ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘዳለውዎ ቅብኣ ብዘይ ኣስማት ንምርኢት ክቐርብ’ዩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/02/Photo-exibition.png)
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘዳለውዎ ቅብኣ ብዘይ ኣስማት ንምርኢት ክቐርብ’ዩ
Radio Erena: 27 February 2020
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘዳለውዎ ፍርያት ቅብኣን ካልእ ስነ ጥበባዊ ፍርያትን ብዘይ ኣስማት ንምርኢት ክቐርብ ምዃኑ ዮርሳሌም ፖስት ሓቢሩ።
እቲ ብስደተኛታት ኤርትራን ሱ [...]
![ኢትዮጵያ፣ ብጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ዲጋ ተሃድሶን ብዝምልከት ኣብ ዋሽንግተን ዝተመደበ ዘተ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ ኢትዮጵያ፣ ብጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ዲጋ ተሃድሶን ብዝምልከት ኣብ ዋሽንግተን ዝተመደበ ዘተ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/ethio-egypt-talk.jpg)
ኢትዮጵያ፣ ብጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ዲጋ ተሃድሶን ብዝምልከት ኣብ ዋሽንግተን ዝተመደበ ዘተ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 27 February 2020
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጉዳይ እቲ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ወሓዚ ናይልን ብዝምልከት ሎሚ ሓሙስን ጽባሕ ዓርብን ኣብ ዋሽንግተን ክካየድ ዝተወጠነ መቕጸልታ ዘተ ከምዝይትሳተፍ ኣፍሊጣ።
[...]
![السلطات الارترية تمنع بطريرك الكنيسة الاثيوبية من دخول البلاد السلطات الارترية تمنع بطريرك الكنيسة الاثيوبية من دخول البلاد](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/BYdemeru-400x225.jpg)
السلطات الارترية تمنع بطريرك الكنيسة الاثيوبية من دخول البلاد
اذاعة إرينا الدولية الاخبار: الاربعاء 27 فبراير 2020
منعت سلطات مطار اسمرا الدولي بطريرك الكنيسة الكاثوليكية الاثيوبية الانبا برهاني يسوس ديميرو من د [...]
![4ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ተዓዊቱ 4ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ተዓዊቱ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/Natnael-650x363.png)
4ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ተዓዊቱ
Radio Erena: 26 February 2020
ዙር ርዋንዳ ሎሚ ረቡዕ ዝነውሐን ዝጸንከረን መድረኽ ኣብ ዘሰላሰለሉ: ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን ተዓዊቱ።
ኣብ'ዚ 206.3 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነን ብዓቐባት ዝተዓብ [...]
![ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከይኣትዉ ተኸልኪሎም ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከይኣትዉ ተኸልኪሎም](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/Ethio-Catholic-400x518.jpg)
ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከይኣትዉ ተኸልኪሎም
Radio Erena: 25 February 2020
ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከይኣትዉ ከምዝተኸልከሉ ቤት ጽሕፈት እታ ቤተ ክርስትያን ኣብ ዝዘርግሓቶ መግለጺ ኣመልክታ።
ብመሰረት እቲ መግለጺ፣ ብ [...]