Author: amanuel

ኬንያ፣ ብሰንኪ ውሸባ ኮሮና ቫይረስ፣ ህዝብን ፖሊስን ይጋጨዉ
Radio Erena: 29 March 2020
ፖሊስ ኬንያ፣ ንጸሎት ዝተሃከቡ ህዝቢ ክብትን ኣብ ዝፈተነሉ፣ ግጭት ከምዝተላዕለ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
መንግስቲ ኬንያ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ፣ ሰዓታት እቶ እቶ [...]

ኤርትራ፣ ምስ ስግኣት ክሮና ቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ዋጋታት ሃለኽቲ መዓልታዊ ዘንሃራ ኣስታት 80 ትካላት ተቐጺዐን
Radio Erena: 27 March 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ምስ ስግኣት ኮርና ቫይረስ ተተሓሓዙ፣ ዋጋታት መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ብዕጽፍታት ክዛየድ ምጅማሩ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
ከም ኣእካል፣ ሽኮር፣ ፓስታን፣ ዘይትን ዝኣመሰለ [...]

ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ናብ ኩሉ ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ንእሱራት ቆላሕታ ክግበረሎም ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ
Radio Erena: 27 March 2020
ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ፣ ምትእኽኻብ ህዝቢ ኣብ ዝውገደሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ኣብ ትሕቲኦም ንዝርከቡ እሱራት ቆላሕታ ክገብርሎም ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ሚሸል ባሸለ [...]

ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ብዝሒ ልዕሊ 1800 በጺሑ
Radio Erena: 26 March 2020
ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝልከፉ ዘለዉ ብዝሒ ሰባት ካብ ዕለት ናብ ዕለት ይውስኽ ምህላዉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
ብፍላይ ኣብ ዝሓለፈ 2 [...]

ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብድሆ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኣስመራ ስእነት ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪን ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር
Radio Erena: 26 March 2020
ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብዶሆ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪን ማይን ዘይምህላዉ ተወሳኺ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓ [...]

ሃገራት ኣፍሪቃ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ክሕግዘን፣ ባንክ ዓለም ዘለወን ውህሉል ዕዳ ክምሕረን ኢትዮጵያ ተማሕጺና
Radio Erena: 26 March 2020
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ክሕግዘን፣ ባንክ ዓለም ንዘለወን ውህሉል ዕዳ ክስርዘለን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ተማሒጺኑ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ብጉጅለ [...]

ሚ/ምክልኻል ሱዳን ብሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ ተሓቢሩ
Radio Erena: 26 March 2020
ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን፣ ሜጀር ጀነራል ጀማለዲን ዑመር፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት ንምክያድ ናብ ጁባ ኣብ ዝገሸሉ እዋን፣ ብሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ።
እቲ [...]

ቻይናዊ ወናኒ ብልዮናት ዝለገሶ መመርመሪ ኮረና ቫይስ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ተላኢኹ
Radio Erena: 25 March 2020
ቻይናዊ ወናኒ ቢልዮናት ጃክ ማ ዝለገሶ መመርመሪ ኮረና ቫይረስ ናብ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ተላኢኹ።
እቲ ወናኒ መርበብ ሓበሬታ ዓሊ ባባ ዝኾነ ቻይናዊ በ [...]

ኡጋንዳ፣ ካብ ውሸባ ክሃድሙ ዝፈተኑ 6 ቻይናውያን ተቐይዶም
Radio Erena: 25 March 2020
ሃገራት ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ዶባተን ይዓጽዋን ናይ ውሸባ ግዜ ይእውጃን' የን ዘለዋ።
መንግስቲ ኡጋንዳ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ድሕሪ ዝኣወጆ ናይ ውሸባ ግዜ፣ ካብታ ሃገር ኣ [...]

ኣብ ናይ ሎሚ ሰሉስ 24 መጋቢት 2020 ፈነወና
https://www.youtube.com/watch?v=D0oUremLMuU&list=PLyAPiiyVNTY31Bpak3yzMOJkY32LjD86s&index=1 [...]