Author: amanuel
![ኢትዮጵያ፤ ‘’ዘተ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ብሰንኪ ምትእትታው ኣመሪካ’ዩ ደው ኢሉ’’ ኢትዮጵያ፤ ‘’ዘተ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ብሰንኪ ምትእትታው ኣመሪካ’ዩ ደው ኢሉ’’](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/minister-sileshi-400x239.jpg)
ኢትዮጵያ፤ ‘’ዘተ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ብሰንኪ ምትእትታው ኣመሪካ’ዩ ደው ኢሉ’’
Radio Erena: 29 March 2020
ንጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ዘተ ብሰንኪ ምትእትታው ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ደው ከምዝበለ ተገሊጹ።
ሚኒስተር ሃብቲ [...]
![ኬንያ፣ ብሰንኪ ውሸባ ኮሮና ቫይረስ፣ ህዝብን ፖሊስን ይጋጨዉ ኬንያ፣ ብሰንኪ ውሸባ ኮሮና ቫይረስ፣ ህዝብን ፖሊስን ይጋጨዉ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/kenya-curfew-650x366.jpg)
ኬንያ፣ ብሰንኪ ውሸባ ኮሮና ቫይረስ፣ ህዝብን ፖሊስን ይጋጨዉ
Radio Erena: 29 March 2020
ፖሊስ ኬንያ፣ ንጸሎት ዝተሃከቡ ህዝቢ ክብትን ኣብ ዝፈተነሉ፣ ግጭት ከምዝተላዕለ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
መንግስቲ ኬንያ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ፣ ሰዓታት እቶ እቶ [...]
![ኤርትራ፣ ምስ ስግኣት ክሮና ቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ዋጋታት ሃለኽቲ መዓልታዊ ዘንሃራ ኣስታት 80 ትካላት ተቐጺዐን ኤርትራ፣ ምስ ስግኣት ክሮና ቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ዋጋታት ሃለኽቲ መዓልታዊ ዘንሃራ ኣስታት 80 ትካላት ተቐጺዐን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/agelglot5.jpg)
ኤርትራ፣ ምስ ስግኣት ክሮና ቫይረስ ተተሓሒዙ፣ ዋጋታት ሃለኽቲ መዓልታዊ ዘንሃራ ኣስታት 80 ትካላት ተቐጺዐን
Radio Erena: 27 March 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ምስ ስግኣት ኮርና ቫይረስ ተተሓሓዙ፣ ዋጋታት መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ብዕጽፍታት ክዛየድ ምጅማሩ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
ከም ኣእካል፣ ሽኮር፣ ፓስታን፣ ዘይትን ዝኣመሰለ [...]
![ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ናብ ኩሉ ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ንእሱራት ቆላሕታ ክግበረሎም ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ናብ ኩሉ ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ንእሱራት ቆላሕታ ክግበረሎም ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/Refugee-campEth.jpg)
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ናብ ኩሉ ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ንእሱራት ቆላሕታ ክግበረሎም ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ
Radio Erena: 27 March 2020
ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ፣ ምትእኽኻብ ህዝቢ ኣብ ዝውገደሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስታት ኣብ ትሕቲኦም ንዝርከቡ እሱራት ቆላሕታ ክገብርሎም ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ሚሸል ባሸለ [...]
![ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ብዝሒ ልዕሊ 1800 በጺሑ ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ብዝሒ ልዕሊ 1800 በጺሑ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/Africa-Corona-650x363.jpg)
ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ብዝሒ ልዕሊ 1800 በጺሑ
Radio Erena: 26 March 2020
ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝልከፉ ዘለዉ ብዝሒ ሰባት ካብ ዕለት ናብ ዕለት ይውስኽ ምህላዉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
ብፍላይ ኣብ ዝሓለፈ 2 [...]
![ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብድሆ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኣስመራ ስእነት ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪን ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብድሆ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኣስመራ ስእነት ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪን ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/asmera-corona.jpg)
ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብድሆ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኣስመራ ስእነት ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪን ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር
Radio Erena: 26 March 2020
ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ኣህጉራዊ ብዶሆ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪን ማይን ዘይምህላዉ ተወሳኺ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓ [...]
![ሃገራት ኣፍሪቃ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ክሕግዘን፣ ባንክ ዓለም ዘለወን ውህሉል ዕዳ ክምሕረን ኢትዮጵያ ተማሕጺና ሃገራት ኣፍሪቃ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ክሕግዘን፣ ባንክ ዓለም ዘለወን ውህሉል ዕዳ ክምሕረን ኢትዮጵያ ተማሕጺና](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/03/aby.jpg)
ሃገራት ኣፍሪቃ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ክሕግዘን፣ ባንክ ዓለም ዘለወን ውህሉል ዕዳ ክምሕረን ኢትዮጵያ ተማሕጺና
Radio Erena: 26 March 2020
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ክሕግዘን፣ ባንክ ዓለም ንዘለወን ውህሉል ዕዳ ክስርዘለን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ተማሒጺኑ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ብጉጅለ [...]
![ሚ/ምክልኻል ሱዳን ብሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ ተሓቢሩ ሚ/ምክልኻል ሱዳን ብሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ ተሓቢሩ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/SudaneseDefMinister-650x433.jpg)
ሚ/ምክልኻል ሱዳን ብሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ ተሓቢሩ
Radio Erena: 26 March 2020
ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን፣ ሜጀር ጀነራል ጀማለዲን ዑመር፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት ንምክያድ ናብ ጁባ ኣብ ዝገሸሉ እዋን፣ ብሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ።
እቲ [...]
![ቻይናዊ ወናኒ ብልዮናት ዝለገሶ መመርመሪ ኮረና ቫይስ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ተላኢኹ ቻይናዊ ወናኒ ብልዮናት ዝለገሶ መመርመሪ ኮረና ቫይስ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ተላኢኹ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/aid-400x224.jpg)
ቻይናዊ ወናኒ ብልዮናት ዝለገሶ መመርመሪ ኮረና ቫይስ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ተላኢኹ
Radio Erena: 25 March 2020
ቻይናዊ ወናኒ ቢልዮናት ጃክ ማ ዝለገሶ መመርመሪ ኮረና ቫይረስ ናብ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ ተላኢኹ።
እቲ ወናኒ መርበብ ሓበሬታ ዓሊ ባባ ዝኾነ ቻይናዊ በ [...]
![ኡጋንዳ፣ ካብ ውሸባ ክሃድሙ ዝፈተኑ 6 ቻይናውያን ተቐይዶም ኡጋንዳ፣ ካብ ውሸባ ክሃድሙ ዝፈተኑ 6 ቻይናውያን ተቐይዶም](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/03/china-1-400x240.jpg)
ኡጋንዳ፣ ካብ ውሸባ ክሃድሙ ዝፈተኑ 6 ቻይናውያን ተቐይዶም
Radio Erena: 25 March 2020
ሃገራት ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ዶባተን ይዓጽዋን ናይ ውሸባ ግዜ ይእውጃን' የን ዘለዋ።
መንግስቲ ኡጋንዳ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ድሕሪ ዝኣወጆ ናይ ውሸባ ግዜ፣ ካብታ ሃገር ኣ [...]