Author: amanuel

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ንጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር ካብ መዝነቱ ሰጕጉዎ
Radio Erena: 13 May 2020
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ንጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር፣ ጀነራል ጋብሪኤል ጆክ ሪያክ ካብ መዝነቱ ሰጕጉዎ።
እቲ ተሰጕጉ ዘሎ ጀነራል፣ ድሕሪ ሞት ሓለቓ [...]
أسراب الجراد تهدد بمجاعة في القرن الافريقي
اذاعة إرينا الدولية: الأخبار الثلاثاء 12 مايو 2020
حذرت منظمة الأغذية والزراعة التابعة للأمم المتحدة الفاو بأن كل من الصومال واثيوبيا وكينيا وارتريا [...]

‘ኢማኩሊ፣ ናይ ግዳያት ግዳይ’ – ወትሩ ሰሉስ ኣብ ሬድዮ ኤረና
Radio Erena: 12 May 2020
'Left To Tell' ብዝብል ኣርእስቲ ካብ ህልቂት ርዋንዳ ንስክላ ብዝደሓነት መንእሰይ ኢማኵሊ ተጻሒፋ፣ ኣብ 2006 ናብ ህዝቢ ድሕሪ ምዝርግሓ፣ ሚልዮናት ቅድሓት ተሸይጣን ናብ ዝተፈላ [...]

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንላዕሊ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣስጊኡ
Radio Erena:12 May 2020
ኤርትራ ኣብ ትርከቦ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ መወዳእታ ኣዋርሕ ናይ 2019 ኣትሒዙ ጸጸኒሑ ዘጥቅዕ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ናይ መግቢ ዋሕዲ ከየኸትል ስግኣት ከምዘሎ ው [...]

ጂቡቲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ንዝሓገዙዋ 12 ቻይናውያን ሓካይም ሃገራዊ ክብሪ ሸሊማ
Radio Erena: 12 May 2020
ጂቡቲ ምስ ብዝሒ ህዝባ ብምንጽጻር፣ ኣብ ኣፍሪቃ እታ ዝበዝሐ መልከፍቲ ኮረና ቫይረስ ዝተራእየላ ሃገር'ያ።
ሓደ ሚልዮን ካብ ዘይኣኸበል ብዝሒ ህዝባ፣ ዛጊት ኣስታት 1200 መልከፍትን [...]

ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ቤን ዓምርን ኑባን ብዝተኻየደ ናይ ቀቢላ ግጭት 3 ሰባት ተቐቲሎም፣ 79 ቆሲሎም
Radio Erena: 11 May 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ካብ ቤጃ ዝኾኑ ቤን ዓምርን ኑባን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ቅቢላ ግጭት ብውሕዱ 3 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ 79 ድማ ቆሲሎም።
እቲ ካብ ሓሙስ 7 [...]

ሊብያ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሩስያውያን ዕሱባት ኣብ ውግእ ይሳተፉ ምህላዎም ሕቡራት ሃገራት ኣቃሊዑ
Radio Erena: 11 May 2020
ኣብ ሊብያ፣ 1200 ሩስያውያን ዕሱባት፣ ምስ ሓይልታት ጀነራል ከሊፋ ሓፍታር ተጸንቢሮም፣ ኣብ ውግእ እታ ሃገር ይሳተፉ ምህላዎም ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ኣቃሊዑ።
እቶም "ዋግነር ግሩ [...]

ኢትዮጵያ፣ ብዕልቕልቕ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ተፈናቒሎም
Radio Erena: 11 May 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዝወርድ ዘሎ ሓያል ዝናብ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ክልላት ልዕሊ 110 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ከምዘፈናቐለ ንኮሚሽን ባህርያዊ ሓደጋ እታ ሃገር ብምጥቃስ ዘ ሪፖርተር ሓቢራ። [...]

ፓሪስ፣ ናብ ህዝቢ ብናጻ ክዕደል ዝተላእከ ፍርቂ ሚልዮን ማስክ ኣብ መንገዲ ተሰሪቑ
Radio Erena: 11 May 2020
ኣብ ፈረንሳ፣ ምብራቓዊ ሸነኽ ፓሪስ ናብ ዝርከባ፣ ሞንትሮይን ከባቢኣን፣ ንህዝቢ ብናጻ ክዕደል ዝተላእከ 500 ሽሕ ማስክ (መሸፈኒ ኣፍንጫን ኣፍን) ኣብ መንገዲ ተሰሪቑ።
እቲ ማስክ፣ [...]

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ናይታ ኣብ ሶማል ብ4 ግንቦት ዝወደቐት ነፋሪት ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ
Radio Erena: 10 May 2020
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ናይታ ኣብ ሶማል ብ4 ግንቦት ዝወደቐት ነፋሪት ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ።
ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዝለኣኾ ደብዳቤ፣ እታ ናውቲ ሕክምና ጽዒና ዝነበረት [...]