Author: amanuel

ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት’ያ
Radio Erena: 17 May 2020
ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ኢትዮጵያ ዝወሰደቶ በይናዊ ስጉምቲ ብምቅዋም ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት ምዃና ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ኢትዮጵያ ብ1 [...]

ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ
Radio Erena: 17 May 2020
ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ።
ፕረዚደንት’ታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ ንማዕከናት ዜና ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ካብ ሶማልን ታንዛንያን [...]
دعوى قضائية ضد الاتحاد الاوروبي بسبب تمويل أعمال السخرة في ارتريا
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الخميس 14 مايو 2020
أفادت وسائل اعلام هولندية بأن ناشطين حقوقيين رفعوا دعوى قضائية ضد الاتحاد الاوروبي في محكمة مدينة ام [...]

ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት፣ 700 ሽሕ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ
Radio Erena: 14 May 2020
ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት (UNICEF)፣ ልዕሊ 700 ሽሕ ክታበት ናብ ኤርትር ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል፣ ብ13 ግንቦት ብትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ ኣህጉራዊ በረራታት [...]

ሆላንድ፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ “ግዱድ ናይ ጉልበት ስራሕ” ምምዋሉ ኤርትራውያን ክሲ መስሪቶም
Radio Erena: 14 May 2020
ኣብ ሆላንድ ዝምቕማጦም ኤርትራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ፣ ብግዱድ ናይ ጉልበት ስራሕ ዝገለጽዎ መደባት ምምዋሉ፣ ከሲ ከምዝመስረትሉ ዓበይ [...]

“መሰረታዊ መግብታት ንምርካብ ንጽገም ኣሎና።” ነበርቲ ከተማ ኣስመራ
Radio Erena: 14 May 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒዙ ድሕሪ ዝወጀ ኣዋጅ ምዕጻው ኣብ ኣባይቲ፣ ህዝቢ መሰረታዊ ነገራት ንምርካብ ይጽገም ከምዘሎ ክቃላሕ ጸኒሑ'ዩ።
ብፍላይ ሓያሎ መሰረታዊ መግብታ [...]

ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ነጺጋ
Radio Erena: 14 May 2020
ኢትዮጵያ፣ እትሃንጸ ንዘላ ዲጋ ተሃድሶ፣ ካብ ናይል ማይ ክመልእ ዝጅምረሉ እዋንን ኣገባባትን ብዝምልከት ዘቕረበቶ እማመ መንግስቲ ሱዳን ነጺግዎ።
ሚኒስትሪ ሃብቲ ማይን ሕርሻን ሱዳን፣ ንቀዳ [...]

ኡጋንዳ፣ ኣብ 2021 ዝካየድ ምርጫ፣ ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ክስረዝ ከምዝኽእል ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ኣተንቢሁ
Radio Erena: 14 May 2020
ን34 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሰቬኒ፣ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ወርሒ መጋቢት ክካየድ ዝተመደበ ሃገራዊ ምርጫ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ክስረዝ ከምዝኽእል ኣተንቢሁ [...]

ካቢኔ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ብቀዳም 9 ግንቦት ኣኼባ ምክያዱ ተገሊጹ
Radio Erena: 13 May 2020
ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ብቀዳም 9 ግንቦት፣ ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ፣ ኣብ ኣስመራ ኣዳራሽ ደንደን ኣኼባ ከምዘካየደ ተሓቢሩ።
እቲ ኩሎም ኣባላቱ ከምዘይተረኽቡ ዝተሓበረ ካቢኔ፣ ኣብቲ [...]

ኣፍሪቃ፣ ብሕማም ኤችኣይቪ ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ሰባት ክሞቱ ከምዝኽእሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ
Radio Erena: 13 May 2020
ኣብ ሓያሎ ሃገራት፣ ክካየድ ዝጸንሐ ለበዳ ኤቭኣይቪ ኤይድስ ናይ ምግታእ መደባት ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ እንተደኣ ተዓናቒፉ ፣ ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ኣብ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ጥራይ፣ ኣ [...]