Author: amanuel
![ኣልሸባብ፣ ኣማሓዳሪ ዞባን ሰለስተ ዓጀብቱን ቀቲሉ ኣልሸባብ፣ ኣማሓዳሪ ዞባን ሰለስተ ዓጀብቱን ቀቲሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Alshebab.jpg)
ኣልሸባብ፣ ኣማሓዳሪ ዞባን ሰለስተ ዓጀብቱን ቀቲሉ
Radio Erena: 20 May 2020
ኣልሸባብ፣ ኣብ ፑንትላንድ፣ ዞባ ሙልዱግ ብዘካየዶ መጥቓዕቲ፣ ኣማሓዳሪ እቲ ዞባን ሰለስተ ዓጀብቱን ተቐቲሎም።
ፖሊስን ሓለፍቲ ጸጥታን ሶማል ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ እቲ [...]
المانيا تقدم دعما انسانيا عاجلا للمزارعين الارتريين
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 20 مايو 2020
ذكرت السفارة الالمانية في اسمرا بأن بلادها قدمت دعما انسانيا عاجلا للمزارعين الارتريين الذين تضررت [...]
![ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሓስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ለጊሳ ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሓስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ለጊሳ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Locust.png)
ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሓስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ለጊሳ
Radio Erena: 19 May 2020
ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሃስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል ናይ ኣስታት 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሰብኣዊ ሓገዝ ምብርካታ ኤምባሲ እታ ሃገር ካብ ኣስመራ ኣፍሊጡ።
እቲ ብመ [...]
![ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶባትን ጸጥታን ዘተኮረ ናይ ክልተ መዓልታት ምምኽኻር ኣካይደን ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶባትን ጸጥታን ዘተኮረ ናይ ክልተ መዓልታት ምምኽኻር ኣካይደን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Ethiop-Sudan.jpg)
ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶባትን ጸጥታን ዘተኮረ ናይ ክልተ መዓልታት ምምኽኻር ኣካይደን
Radio Erena: 18 May 2020
ብቀዳማይ ሚኒስተራት ዝተመርሐ፣ ርክብ ላዕለዎት ኣካላት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
እቲ ካብ 15 ክሳብ 17 ግንቦት፣ ንክልተ መዓልታት ዝቐጸለ ርክብ ላዕ [...]
![ኬንያ፣ ምስ ሶማል ዘሰሓሕባ ጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ዝስምዓሉ ዕለት ክናዋሕ ሓቲታ ኬንያ፣ ምስ ሶማል ዘሰሓሕባ ጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ዝስምዓሉ ዕለት ክናዋሕ ሓቲታ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Uhuru.jpg)
ኬንያ፣ ምስ ሶማል ዘሰሓሕባ ጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ዝስምዓሉ ዕለት ክናዋሕ ሓቲታ
Radio Erena: 17 May 2020
ኬንያ፣ ምስ ሶማል ዘሰሓሕባ ጉዳይ ዋንነት ክሊ ማይ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ዝስምዓሉ ዕለት ክናዋሕ ሓቲታ።
እታ ሃገር ናብቲ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘቕረበቶ ምሕጽንታ፣ እቲ ጉዳይ [...]
![ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Djibouti-airforce-Pilot.jpg)
ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ
Radio Erena: 17 May 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ንዝኣተወ ፓይሎት ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ብግዴት ናብ ዓዱ መሊስዎ።
እቲ ፎኣድ ዮሱፍ ዓሊ ዝተባህለ ኣባል ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ብፕረዚደን [...]
![ርዋንዳ፣ ብዓሌታዊ ህልቂት፣ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ ሰብ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ ርዋንዳ፣ ብዓሌታዊ ህልቂት፣ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ ሰብ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Kabuga.jpg)
ርዋንዳ፣ ብዓሌታዊ ህልቂት፣ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ ሰብ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ
Radio Erena: 17 May 2020
ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ዝተፈጸመ ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኢድ ኔርዎ ተባሂሉ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ፣ ፈሊስየን ካቡጋ ዝተባህለ ርዋንዳዊ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ።
እቲ ንኣስታት 26 ዓመ [...]
![ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/RSF-sudan-2.jpg)
ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ
Radio Erena: 17 May 2020
ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ሊብያ ኦብዘርቨር ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ሕቡራት ኢማ [...]
![ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት’ያ ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት’ያ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/05/ethio-dam.jpg)
ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት’ያ
Radio Erena: 17 May 2020
ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ኢትዮጵያ ዝወሰደቶ በይናዊ ስጉምቲ ብምቅዋም ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት ምዃና ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ኢትዮጵያ ብ1 [...]
![ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/kenya-somalia-bord.jpeg)
ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ
Radio Erena: 17 May 2020
ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ።
ፕረዚደንት’ታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ ንማዕከናት ዜና ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ካብ ሶማልን ታንዛንያን [...]